ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብ180 ሚሊየን ዶላር ተግባራዊ ዝግበር ዓውዲ ግብርና ዕላዊ ኮይኑ Desta Feb 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብ180 ሚሊየን ዶላር ተግባራዊ ዝግበር ዓውዲ ግብርና ዕላዊ ኮይኑ። እቲ ፕሮጀክት ብፋውንዴሽን ቢልና ሚሊንዳ ጌትስ ኣቢሉ ዝትግበር ከምዝኾነ ተገሊፁ። ሚኒስትር ግብርና ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር)፥ እቲ ፕሮጀክት ኣብ ክልል ትግራይ፣ ሲዳማ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ኣብ ልሙዕነት ሓመድን መፍረይነትን ጠመተ ዝገበረ ዋዕላ ይሳለጥ ኣሎ Desta Feb 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልሙዕነት ሓመድን መፍረይነትን ጠመተ ዝገበረ ዋዕላ ኣብ ከተማ መቐለ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ፥ በምትሕብባር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ፥ ቶፕ ተፈጥራዊ መዳበርያን ፀረ ባልዕን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበርን ትካል ተራድኦ ኣሜሪካን(ዩ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ስፔን ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ብውሑዱ ህይወት ኣርባዕተ ሰባት ምሕላፉ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Feb 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስፔን ከተማ ቫሌንሺያ ኣብ ክልተ አፓርታማታት ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ብውሑዱ ህይወት ኣርባዕተ ሰባት እንትሓልፍ 15 ሰባት ድማ ናብ ዝኣተዉዎ ከምዘይተፈለጠ ግልጋሎት ሃንደበታዊ ሓደጋ ኣፍሊጡ። እቲ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ካምፓናር ኣብ ዝበሃል…
ስፓርት ኢትዮጵያ ክልተ ውድድራት ምብራቕን ማእኸላይን ኣፍሪካ ንኽተተኣናግድ ተሓሪያ Gebremariam Weldegerima Feb 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ክልተ ውድድራት ምብራቕን ማእኸላይን ኣፍሪካ ንኽተተኣናግድ ብማሕበር ኩዕሾ እግሪ ምብራቕን ማእኸላይን ኣፍሪካ ከምዝተሓረየት ተገሊፁ። ቤት ምኽሪ ማሕበር ኩዕሾ እግሪ ምብራቕን ማእኸላይን ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኬንያ ኣብ ዘካዶ ጉባኤ ኢዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝተመረፁ ውልቀ ትካላት ጥዕና ክታበት ኮቪድ-19ን ስሩዕ ክታበታትን ምሃብ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Feb 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተመረፁ ውልቀ ትካላት ጥዕና ክታበት ኮቪድ-19 ምስ ካልኦት ስሩዕ ክታበታት ንምሃብ ዘኽእል ሓዱሽ ኣሰራርሓ ከምዝጀመረ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ ጥዕና ዶ/ር ደረጀ ዱጉማ ÷ እቲ ክታበት ካብ መንግስታዊ ትካላት ሕክምና ብተወሳኺ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 15 ከተማዊ ፌስቲቫል ኪነ-ጥበብ ይሳለጥ ኣሎ Desta Feb 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 15 ከተማዊ ፌስቲቫል ኪነ-ጥበብ ኣብ ሆቴል ጊዮን ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ፌስቲቫል ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ ሰብ ሞያ ኪነ ጥበብ፣ ፍሉጣት ሰባት፣ መናእሰይን ህፃናትን ሓዊሱ ብዙሓት ክፋላት ማሕበረሰብ ተረኺቦም። ኣብቲ መድረኽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፖሊስ ፌዴራል 139 መበገሲታት ሓደጋ ባርዕ ብፎረንሲክ ብምፅራይ ውፅኢቱ ዕላዊ ገይሩ Desta Feb 23, 2024 0 አዲስ አበባ፣ የካቲት 15፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ 139 መበገሲታት ሓደጋ ባርዕ ብፎረንሲክ ብምፅራይ ውፅኢቱ ዕላዊ ገይሩ። ፖሊስ ፌዴራል ንሓታቲ ኣካል ምርመራታት ፎረንሲክ ብምግባር ንምርግጋፅ ፍትሒ ርኡይ ግደ ከምዝተፃወተ ተሓቢሩ። ብመሰረት እዚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዓለም ለኸ ሕጋዊነት ሰነድ ስምዕነት ኢትዮጵያን ሶማሊላንድን ዘድሀበ ዘተ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Feb 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኢንስቲትዩት ፍትሒን ሕጊን ፌደራል ዝተሰናደአ ኣብ ዓለም ለኸ ሕጋዊነት ሰነድ ስምዕነትን ትሕዝቶን ኢትዮጵያን ሶማሊላንድን ዘድሀበ መድረኽ ዘተ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ÷ ምክትል ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌደራል ኣበባ እምቢኣለ፣ ዋና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ውልቀ ንውፅኢታውነት ሃገራዊ ዘተ ግድኡ ንክዋፃእ ተሓቲቱ Desta Feb 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ውልቀ ንውፅኢታውነት ሃገራዊ ዘተ ግድኡ ንክዋፃእ ተሓቲቱ። ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ካብ መላእ ሃገር ምስ ዝተውፃእፅኡ መምህራንን ኣመራርሓን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ውልቀ ይዛተ ኣሎ። ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን መስፍን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣባላት ሓይሊ ባሕሪ ካብ ዝኾነ እዋን ብዝበለፀ ንዝኾነ ይኹን ልኡኽ ድልዋት ከምዘኾኑ ተገሊፁ Desta Feb 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ሓይሊ ባሕሪ ካብ ዝኾነ እዋን ብዝበለፀ ንዝኾነ ይኹን ልኡኽ ድልዋት ከምዘኾኑ ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ ገሊፁ። ተወካሊ ዋና ኣዛዚ እቲ ሓይሊ ባሕሪ ሬር ኣድሚራል ናስር ኣባድጋ፥ ንሓይሊታት ፀረ ሰላም ዓፀፋዊ ስጉምቲ ብምውሳድ ክብሪ ሃገር…