ቢዝነስ ልዕሊ 275 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም Desta Feb 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 275 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ኮሚሽን ጉምሩክ ኣፍሊጡ። እቲ ናውቲታት ካብ 1 ክሳብ 7 ለካቲት ብመሰረት ዝተገበረ ክትትል ዝተትሓዘ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኣብ ቁፅፅር ካብ መንጎ ዝወዓሉ፥ ኣልባሳት፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ብልዕሊ 201 ሚልየን ብር ዝግመት ሓገዝ ምግቢ ናብ 15 ከተማታት ምጉዓዓዝ ተጀሚሩ Desta Feb 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)”ህፁፅ ምላሽ ንትግራይ” ብዝብል ወፍሪ ብዝተኣከበ ልዕሊ 201 ሚልየን ብር ዝተዓደገ ሓገዝ ምግቢ ናብ 15 ከተማታት ክልል ትግራይ ምጉዓዓዝ ከምዝተጀመረ ተገሊፁ። እቲ ሓገዝ ዕፉን ብ18 ተሽከርከርቲ ብምፅዓን ናብ ንዝተፀገሙ ወገናት ይጎዓዓዝ ከምዘሎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንዘላቒን ሓቛፊን ምዕባለ ኣፍሪካ ኣጀንዳ ዲጂታላዜሽን ወሳኒ ኢዩ – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ Desta Feb 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጎኒ ንጎኒ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ “ንለውጢ ኣፍሪካ ዲጂታላይዜሽን ምዕጣቕ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዝተሰናድአ መድረኽ ዘተ ኣብ ሙዚየም ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ፥ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወረቅ ዘውዴ ሓዊሱ መራሕቲን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሞሪታኒያ ኣቦ መንበርነት ሕብረት ኣፍሪካ 2024 ካብ ኮሞሮስ ተቐቢላ Desta Feb 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሞሪታንያ ሞሃመድ ኦልድ ጋውዛኒ ኣቦ መንበርነት ሕብረት ኣፍሪካ 2024 ብምዃን ተመሪፆም። መራሕቲ 49 ሃገራትን ተወከልቲን ዝተሳተፍሉ መበል 37 ስሩዕ ጉባኤ መራሕቲ ሃገራት ሕብረት ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ። ትምህርቲ መሰረት ኩሎም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዓለም ለኸ ትካላት ፋይናንስ ዘሎ ኢ-ፍትሓዊ ኣሰራርሓ ህፁፅ መፍትሒ ዝጠልብ ኢዩ- ፕሬዚዳንት ብራዚል Desta Feb 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2016(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓለም ለኸ ትካላት ፋይናንስ ዘሎ ኢ-ፍትሓዊ ኣሰራርሓ ህፁፅ መፍትሒ ዝጠልብ ኢዩ ከብሉ ፕሬዚዳንት ብራዚል ሉላ ዳ ሲልቫ ገሊፆም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ስነ ሰርዓት መኽፈቲ መበል 37 ስሩዕ ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ዝገበርዎ መደረ፥ ከም ባንኪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሕክምና ዶክትሬት ብልዑል መዓርግ ዝተመረቑ ማናቱ ዶክተራት Desta Feb 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩንቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ መዓልቲ 271 ተምሃሮ ሕክምና ኣመሪቑ። እቲ ዩንቨርስቲ ካብ መንጎ ዘመረቖም ተምሃሮ፥ ብሕክምና ዶክትሬት ዝተመረቑ ማናቱ ዶክተር ቸርነት ተስፋሁንን ዶክተር ብሩክ ተስፋሁንን ይርከቡዎም። እቶም መናቱ ዶክተራት፥ ብልዑል…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣፍሪካ ብዓለም ለኸ ትካላት ዝግበኣ ቦታ ነክትረክብ ሕብረት ኣፍሪካን ኣባላት ሃገራትን ጠንኪሮም ክሰርሑ ኣለዎም-ሙሳ ፋኪ መሓመት Desta Feb 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍሪካ ብዓለም ለኸ ትካላት ዝግበኣ ቦታ ነክትረክብ ሕብረት ኣፍሪካን ኣባላት ሃገራትን ጠንኪሮም ክሰርሑ ኣለዎም ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ መሓመት ገሊፆም። እቶም ኮሚሽነር ኣብ ስነስርዓት መኽፈቲ መበል 37 ስሩዕ ጉባኤ ሕብረት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያዱ ኣብ ምኽባር ብሄራዊ ረብሓ ኢትዮጵያ ልዑል ግደ ኣለዎ-መንግስቲ Desta Feb 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያዱ ኣብ ምኽባር ብሄራዊ ረብሓ ኢትዮጵያ ልዑል ግደ ኣለዎ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ኣገልግሎት ሰላማዊት ካሳ፥ ቅድሚ 6 ኣዋርሕ ጀሚሩ እቲ ጉባኤ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣፍሪካ ንስልጣነ ዓለም ብዘበርከተቶ ልክዕ ተረባሒት ኣይኮነትን-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) Desta Feb 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍሪካ ንስልጣነ ዓለም ብዘበርከተቶ ልክዕ ተረባሒት ኣይኮነትን ከብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መኽፈቲ መበል 37 ስሩዕ ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ዝገበርዎ መደረ፥ ኣፍሪካ ጥንታዊ ስልጣነን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ዛምቢያ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም Desta Feb 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ዛምቢያ ሃካይንዴ ሂቺለማ ኣብ መበል 37 ሱሩዕ ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስትር ግብርና ግርማ አመንቴ (ዶ/ር) ኣቀባብላ ከምዝገበርሎም ኣብ ሚኒስቴር…