ቀዳማዊ እመቤታት ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ ፓርክ ሕውነት ብደቂ ኣንስትዮ ዝተሰናደአ ዓውደ ምርኢት ተዓዚበን
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ምስ ቀዳማዊ እመቤታት ሃገራት ኣፍሪካ ብምዃን ኣብ ፓርክ ሕውነት ደቂ ኣንስትዮ ጥራሕ ተሳተፍቲ ኣብ ዝገበረ ዓውደ ምርኢት ዑደት ከምዝገበራ ገሊፀን፡፡
ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያአን ኣብ ዘመሓላለፈኦ…