Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2024

ኣውሮፕላን መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ኣሉላ ኣባነጋ መቐለ እንትዓርፍ ትሑት ጉድኣት ከምዘጋጠሞ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣውሮፕላን ተጓዓዚያ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ኣሉላ ኣባነጋ መቐለ እንትዓርፍ ትሑት ጉድኣት ከምዘጋጠሞ ተገሊፁ እቲ ጉድኣት ኣብ ተሳፈርቲን ሰራሕተኛታት በረራን ዘጋጠመ ምንም ጉድኣት ከምዘየለ እቲ መገዲ ኣየር ኣረጋጊፁ። ቁፅሪ…

በዓል ጥምቀት ምኽኒያት ብምግባር ፖነልን ካርኒቫልን ጥምቀት ኣብ ከተማ ማይጨው ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ጥምቀት ምኽኒያት ብምግባር ፖነልን ካርኒቫልን ጥምቀት ኣብ ከተማ ማይጨው ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ፓነል፥ ካብ ወፃእን ውሽጢ ዓድን ዝመፅ ኣጋይሽ፣ ኣመራርሓ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልልን ዞባ ደቡበን፣ ነበርቲ እታ ከተማን ካልኦት ኣጋይሽን…

ኢትዮጵያን ፈረንሳይን ብሓባር ምስራሕ ኣብ ዝኽእላሎም ዛዕባታት ዘቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ፈረንሳይን ብሓባር ምስራሕ ኣብ ዝኽእላሎም ዛዕባታት ምዝታየን ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ገሊፁ። እቲ ሚኒስቴር ምስ ኣባላት ጉዳያት ምክልኻል ሃገር ፓርላማ ፈረንሳይ ከምዝዘተየ ተገሊፁ። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፌዴሪኢ…

ኣብ ከቢድ ድርቂ ዝርከብ ህዝቢ ንምድሓን ከም መንግስቲ ኩሉ ዓቕሚ ኣዋዲድና ክንሰርሕ ኢና -ኣይተ ጌታቸው

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ኣይተ ጌታቸው ረዳ፥ ብድርቂ ኣብ ዝተጠቕዐ ከባቢ ወረዳ ኣፅቢ ጣብያ ፈለገ ወይኒ ዑደት ኣሳሊጦም። ብሰንኪ ድርቂ ንዝለዓለ ጉድኣት ተቓሊዕና ሕሱም ናብራ ነሕልፍ ኣለና ዝበሉ ነበርቲ ወረዳ ኣፅቢ፥…

ርክብ ኢትዮጵያን ስዊዘርላንድን ንምብራኽ ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ስዊዘርላንድ ኢግናሲዮ ካሲስ ዘቲዮም። ኣብ ዳቮስ ኣብ ዝተሳለጠ እቲ ዘተ፥ ክልቲኣዊ ርክብ እተን ሃገራት ምጥንኻር ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ዝህሉ…

በዓል ጥምቀት ብዝደመቐ መገዲ ንምኽባር ኩሉ ሰብ ግድኡ ክዋፃእ ይግባእ-ከንቲባ ኣዳነች

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ጥምቀት ብዝደመቐን ፍፁም ሰለማዊ ብዝኾነን መገዲ ንምኽባር ኩሉ ሰብ ግድኡ ክዋፃእ ይግባእ ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ገሊፀን። ከንቲባ ኣዳነች በዓል ጥምቀን ሃይማኖታዊ ክብሩ ብዝሓለወ መገዲ ንክኽበር ኣቦታት ሃይማኖት ሓዊሱ…

ኣምባሳደር ምስጋኑ ምስ ልኡኻት ሕቡራት ኢሚሬትስ ዓረብ፣ ኡጋንዳን ደቡብ ኣፍሪካን ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ምስ ልኡኻት ሕቡራት ኢሚሬትስ ዓረብ፣ ኡጋንዳን ደቡብ ኣፍሪካን ዘቲዮም። ኣምባሳደር ምስጋኑ ትማሊ ኣብ ዝጀመረ መበል 19 ጉባኤ ሚኒስትራት ጎስጓስ ገለግለኛ ሃገራት (ናም) ይሳተፉ ኣለዉ።…

ንወተሃደራዊ ኣታሼታት ዝተፈላለያ ሃገራትን ትካላት ሓገዝን መብርሂ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝርከቡ ወተሃደራዊ ኣታሼታት ዝተፈላለያ ሃገራትን ተወከልቲ ሰብኣዊ ደገፍ ዝገብራ ትካላትን መብርሂ ተዋሂቡ። እቲ መብርሂ ኣብ ዝሓለፉ ዓመተ ፈረንጂ 2023 ዝተሰርሑ ስራሕቲ ዝጠመተ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኣብቲ መድረኽ ኣማኻሪ…

ኢትዮ ቴሌኮምን ኩባንያ ዜድ ቲ ኢን ዝተፈላለዩ ሞባይል ቴሌፎን ብሓባር ናብ ዕዳጋ ንምቕራብ ተስማዕሚዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮምን ኩባንያ ዜድቲኢን ዝተፈላለዩ ሞባይል ቴሌፎን ብሓባር ናብ ዕዳጋ ንምቕራብ ተስማዕሚዖም። ኢትዮ ቴሌኮም ብሌድ ቨርዥን V50 ዲዛይን ዜድቲኢ ሓዊሱ ስማርት ቴሌፎናት A40ን A54ን ንዓማዊል ንምቕራብ ዘኽእል ስምምዕነት ምስቲ ኩባሊያ ከቲሙ።…

ብሓባር ናይ ምልማዕ መትከል መሰረት ዝገበረ ሕቶ በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ ሕቶ ህልውና ኢዩ- ኣምባሳደር መለስ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሓባር ናይ ምልማዕ መትከል መሰረት ዝገበረ ሕቶ በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ ሕቶ ህልውና ኢዩ ክብል ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር መለስ (ዶ/ር) ገሊፆም። ኣምባሳደር መለስ (ዶ/ር) ንጋዜጠኛታት ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ሕቶ ህልውና ኢትዮጵያ…