ኣገልግሎት ምዝገባን ምርግጋፅን ሰነዳት ልዕሊ 496 ሺሕ ጉዳያት ብምትእንጋድ 1 ነጥቢ 29 ቢሊየን ብር ኣታዊ ረኺቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ምዝገባን ምርግጋፅን ሰነዳት ልዕሊ 496 ሺሕ ጉዳያት ብምትእንጋድ 1 ነጥቢ 29 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝረኸበ ገሊፁ።
ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ ኣገልግሎት ኣለምሸት መሸሻ፥ ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ዝተቐመጠ ትልሚ ኣብ ምዕዋት ዝሓሸ ስራሕቲ…