ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ መናእሰይ ኢትዮጵያ ምስ ሶማሊላንድ ዝተገበረ ስምምዕነት ከምዝድግፍ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Jan 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ መናእሰይ ኢትዮጵያ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ሶማሊላንድ ዝተፈረመ ሰነድ ስምምዕነት ከምዝድግፍ ኣፍሊጡ። ፕሬዚዳንት እቲ ቤት ምኽሪ ፉኣድ ገና ነቲ ስምምዕነት ኣመልኪቶም ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ÷ እቲ ቤት ምኽሪ ተረባሕነት መናእሰይ፣ ኣካታታይነትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 78 ዓመት ዕድመ ዘለወን ወላዲቱ ዝቐተለ ተኸሳሲ ብፅኑዕ ማእሰርቲ ተቐፂዑ Gebremariam Weldegerima Jan 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)78 ዓመት ዕድመ ዘለወን ወላዲቱ ዝቐተለ ተኸሳሲ ብፅኑዕ ማእሰርቲ ከምዝተቐፅዐ ሚኒስቴር ፍትሒ ገሊፁ፡፡ ኣዲስ ኣስራት ይመር ዝተባህለ ተኸሳሲ ኣብ ክፍለ ከተማ ጉለሌ ወረዳ 04 ከባቢ ቤት ትምህርቲ ደብረሰላም ምስ ጓል 78 ዓመት እንኡ ይነብር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ በዓል ሓደራ ቀዳማይ ሚኒስትር ፓኪስታን ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jan 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ በዓል ሓደራ ቀዳማይ ሚኒስትር ፓኪስታን ዘንዋር ኡል ሃቅ ካካር ተዛቲዮም፡፡ እቲ ዘተ ጎድና ጎድኒ ኣብ ስዊዘርላንድ ዳቮስ ክሎስተር እናተኻየደ ዝርከብ ፎረም ኢኮኖሚ ዓለም…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኢራን ኣብ ጉጅለ ዕጡቓት መጥቃዕቲ ኣየር ፈፂማ Gebremariam Weldegerima Jan 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢራን ኣብ ግዝኣት ፓኪስታን ዝርከቡ ጉጅለ ዕጡቓት ዝዓለመ መጥቃዕቲ ኣየር ምፍፃማ ተገሊፁ፡፡ እቲ መጥቃዕቲ ብኲናት እስራኤልን ሃማስን እናተሓመሰ ዝርከብ ዞባ ማእኸላይ ምብራቕ ናብ ዝ ዝበኣሰ ወጥሪ ከምዝኣተወ ዘርኢ ኢዩ ተባሂሉ፡፡ ሚኒስቴር ጉዳያት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብጄኔራል ኣበባው ታደሰ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ሓይሊ ሜካናይዝድ ኣዋሽ ኣርባ ዑደት ገይሩ Gebremariam Weldegerima Jan 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ኤታማዦር ሹም ላዕለዋይ ሓይሊታት ጦር ብጄኔራል ኣበባው ታደሰ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ኣዋሽ ኣርባ ዝርከብ ሓይሊ ሜካናይዝድ ተዓዚቡ። እቲ ልኡኽ ከይዲ ስልጠና እቲ ሓይሊ ሜካናይዝድ ዝተመልከተ እንትኸውን÷ ድሕሪ ትዕዝብቲ ድማ ጄኔራል ኣበባው ታደሰ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፕሬዚዳንት ፎረም ኢኮኖሚ ዓለም ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jan 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፕሬዚዳንት ፎረም ኢኮኖሚ ዓለም ቦርግ ብሬንድ ተዛቲዮም፡፡ እቲ ዘተ ጎድና ጎድኒ ንመበል 54 ግዘ ኣብ ዳቮስ ስዊዘርላንድ እናተኻየደ ዝርከብ ፎረም ኢኮኖሚ ዓለም ኢዩ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 6 ኢትዮጵያዊያን ህፃናት ናፃ ሕክምና መጥባሕቲ ልቢ ንምግባር ናብ እስራኤል ኣምሪሖም Gebremariam Weldegerima Jan 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሽዱሽተ ሕማም ልቢ ዘለዎም ኢትዮጵያዊያን ህፃናት ናፃ ሕክምና መጥባሕቲ ልቢ ንምግባር ምስ ኣዲኦም ናብ እስራኤል ኣምሪሖም። ናይ ሕክምና ወፃኢ ድማ ‘ሴቭ ኤ ቻይልድ’ስ ኸርት’ ብዝተብሃለ ትካ ገባሪ ሰናይ እስራኤል ከምዝሽፈን ሓበሬታ ኤምባሲ እስራኤል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቅሪተ-ኣካል ድንቅነሽ (ሉሲ) ዝተረኸበሉ መበል 50 ዓመት ናይ ዝኽሪ በዓል ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jan 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቅሪተ-ኣካል ድንቅነሽ (ሉሲ) ዝተረኸበሉ መበል 50 ዓመት ናይ ዝኽሪ በዓል ይካየድ ኣሎ። እቲ ቅሪተ-ኣካል ብዝረኸቡዎ ፕሮፌሰር ዶናልድ ጆሃንሰን ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ብሄራዊ ሙዚየም ዑደት እናገበረ ይርከብ። ኣብ መርሃ-ግብሪ ኢትዮጵያ ዘርኢ ወዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 20 ሺሕ ኪሎ ሜትሮ ትሑትን ማእኸላይን መስመር ቅድመ ፅገና ተወጊኑ Gebremariam Weldegerima Jan 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተዛዘመ መንፈቕ ዓመት ልዕሊ 20 ሺሕ ኪሎ ሜትሮ ትሑትን ማእኸላይን መስመር ቅድመ ፅገና ስራሕ ከምዝተወገነ ግልጋሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ብመሰረት እዚ ብብርኪ ሃገር ን609 ትራንስፎርመራ ስራሕቲ ምዕባይ ዓቕሚ ከምዝተሳለጠ ተገሊፁ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ 779 ሺሕ ንዝኾኑ ተምሃሮ ግልጋሎት ምገባ እናተውሃበ ምዃኑ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jan 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ንልዕሊ 779 ሺሕ ተምሃሮ ግልጋሎት ምገባ ከምዝተውሃበ ኤጀንሲ ምገባ እቲ ምምሕዳር ከተማ ኣፍሊጡ፡፡ ዋና ዳይሬክተር እቲ ኤጀንሲ ወ/ሮ ሽታዬ መሃመድ ከምዝገለፀኦ÷ ኣብዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ሓገዝ…