ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ፎረም ኢኮኖሚ ዓለም ይሳተፉ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Jan 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ስዊዘርላንድ ዳቮስ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ፎረም ኢኮኖሚ ዓለም ይሳተፉ ኣለዉ። "ዳግም ምትእምማን ምህናፅ" ብዝብል ሓሳብ እናተኻየደ ዝርከብ መበል 54 ናይዚ ዓመት ጉባኤ፥…
ስፓርት ኣብ ፅዋዕ ኣፍሪካ ናሚቢያን ማሊን ዓወት ቀኒዑወን Gebremariam Weldegerima Jan 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 34 ፅዋዕ ኣፍሪካ ሃገራዊት ጋንታ ናሚቢያን ማሊን ንመጋጥምተን ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊበን፡፡ ኣብ ምድብ 5 ዝርከባ ናሚቢያን ቱኒዚያን ዝገበረኦ ፀወታ ብዓወት ናሚቢያ 1 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ተዛዚሙ፡፡ ንናሚቢያ ተዓዋቲት ዝገበረት ሸቶ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሶማሌላንድን ዝተገበረ ስምምዕነት ኩለ መዳይ ዲፕሎማሲያዊ ዓወት ኢዩ – ኣምባሳደራት Desta Jan 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሶማሌላንድን ዝተገበረ ስምምዕነት ኩለ መዳይ ዲፕሎማሲያዊ ዓወት ኢዩ ክብሉ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዘለዉ ኣምባሳደራት ኢትዮጵያ ገሎፆም። እቶም ኣምባሳደራት ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ ብዛዕባ እቲ ሰነድ…
ስፓርት ቡርኪናፋሶ ኣብ ልዕሊ ሞሪታኒያ 1 ንባዶ ተዓዊታ Desta Jan 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ኣብ ዝተኻየረ መበል 34 ፅዋዕ ኣፍሪካ ቡርኪናፋሶ ኣብ ልዕሊ ሞሪታኒያ 1 ንባዶ ተዓዊታ። በርትራንድ ትራኦሬ ኣብ መበል 96 ደቒቓ ብዘቑፀራ ብሕታዊት ሸቶ ኢያ ቡርኪናፋሶ ክትዕወት ክኢላ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ዩንቨርስቲ መውፅኢ ፈተና ዳግም ዝወስዱ ተምሃሮ ካብ 27 ጥሪ ጀሚሮም እቲ ፈተና ከምዝፍተኑ ተገሊፁ Desta Jan 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 2016 ዓ.ም ካብ ዩንቨርስቲ መውፅኢ ፈተና ዳግም ዝወስዱ ተምሃሮ ካብ 27 ጥሪ ጀሚሮም እቲ ፈተና ከምዝፍተኑ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ። ካብ ዘበነ ትምህርቲ 2015 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ ኩሎም ቅድመ ምረቓ ፕሮግራማት ንሕፁያት ተመረቕቲ ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምፍናው ታቦትን በዓል ጥምቀትን ብሰላም ንምኸባር ዘኽእል እኹል ምድላው ከምዝተገበረ ተገሊፁ Desta Jan 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምፍናው ታቦትን በዓል ጥምቀትን ብሰላም ንምኸባር ዘኽእል እኹል ምድላው ከምዝተገበረ ቢሮ ምምሕዳር ፀፅታን ሰላምን ገሊፁ። እቲ ቢሮ ኣብታ ከተማ ምስ ዘለዉ 141 ሺሕ ኣባላት ሰራዊት ሰላም ዘቲዩ። ሓላፊት እቲ ቢሮ ሊዲያ ግርማ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣየር ክልል ኢትዮጵያ ካብ ዝኾነ ይኹን መጥቃዕቲ ዝከላኸሉ ዕጥቂታት ምዕጣቕ ክንቅፅል ኢና – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ Gebremariam Weldegerima Jan 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣየር ክልል ኢትዮጵያ ካብ ዝኾነ ይኹን መጥቃዕቲ ዝከላኸሉ ዘበናዊ ናይ ውግእ ዕጥቂታት ምዕጣቕ ተጠናኺ ከምዝቕፅል ላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፀም። ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ዘበናዊ ዝኾነ ቀዳማይ ዙር ተዋጋእቲ ጀታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሮግራም ልምዓት እዋን ህፃንነት ንምሕጋዝ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተኸቲሙ Desta Jan 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ “ፕሮግራም ልምዓት እዋን ህፃንነት“ ንምሕጋዝ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ምስ ዩኒሴፍ ከቲመን። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ “ምስ ተወካሊ ዩኒሴፍ ኣብ ኢትዮጵያ ኣቡበክር…
Uncategorized ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ምስ ቢሮ ምምካን ፈንጂ ብምትሕብባር ከምዝሰርሕ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jan 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ምስ ቢሮ ምምካን ፈንጂ ብምትሕብባር ከምዝሰርሕ ገሊፁ። ቢሮ ምምካን ፈንጂ ምክልኻል ሃገር ምስ ቢሮ ምትሕብባር ፀፅታን ድሕንነትን ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ልውውጥ ልምዲ ኣካይዱ። ሓላፊ ቢሮ ምምካን ፈንጂ ምክልኻል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መድረኽ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ 6 ኣዋርሕ ውድብ ብልፅግና ይሳለጥ ኣሎ Desta Jan 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሰለስተ መዓልታት ዝፀንሕ መድረኽ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ 6 ኣዋርሕ ውድብ ብልፅግና ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ፥ ምክትል ፕሬዚዳንት እቲ ወድብ ኣደም ፋራህ ሓዊሱ ሓለፍቲ ቅርንጫፍ ኣብያተ ፅሕፈት ክልላት ተረኺቦም። ኣይተ ኣደም፥ ብኣረኣእያን…