ኣብ ዓዲ-ዳዕሮ ንልዕሊ 18 ሺሕ ዜጋታት ተረባሕቲ ዝገብር ፕሮጀክት ፅሩይ መስተ ማይ ንኣገልግሎት በቒዑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ከተማ ዓዲ-ዳዕሮ 18 ሺሕን 500 ነበርቲ ተረባሕቲ ዝገብር ፕሮጀክት ፅሩይ መስተ ማይ ተዛዚሙ ኣገልግሎት ምሃብ ከምዝጀመረ ተገሊፁ፡፡
ተወካሊ ቢሮ ሃፍቲ ማይን ኢነርጂን ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ዮሃንስ መለሰ (ኢ/ር)÷ ህንፀት…