ድሕሪ ሪፎርም መጠባበቒ ክዙን ሸርፊ ወፃኢ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ብዕፅፊ ከምዝወሰኸ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ሪፎርም ካብ ዝጅምር ንዳሓር መጠባበቒ ክዙን ሸርፊ ወፃኢ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ብዕፅፊ ከምዝወሰኸ ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ማሞ ምህረቱ ኣፍሊጦም፡፡
ሸቶ እቲ ባንኪ ፋይናንስን ናህሪ ዋጋን ምርግጋእ ከምዝኾነ ብምሕባር÷ እቲ ሓዱሽ ረቂቕ…