Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

March 2025

ኢትዮጵያ ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ፈላማይ ሜዳሊያ ወርቂ ረኺባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ቻይና ናንጂንግ ይካየድ ኣብ ዘሎ መበል 20 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ኢትዮጵያ ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ፈላማይ ሜዳሊያ ወርቂ ረኺባ። ኣብ 3 ሺሕ ሜትሮ ውድድር ደቂ ኣኒስቲዮ ኣትሌት ፍሬወይኒ ሃይሉ ሜዳሊያ ወርቂ ንሃገራ ኣምፂኣ።…

ሜዲካል ኮሌጅ ለካቲት 12 ሆስፒታል ኣብ ዓውዲ ጥዕና ዘምሀሮም ተመሃሮ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሜዲካል ኮሌጅ ለካቲት 12 ሆስፒታል ሎሚ ዕለት ኣብ ዓውዲ ጥዕና ዘሰልጠኖም ተመሃሮ ኣመሪቑ፡፡ እቲ ሜዲካል ኮሌጅ÷ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ከንቲባ ኣዳነች አበቤ ኣብ ዝተረኸባሉ ኣብ ማስተርስን ዶክትሬት ዲግሪን ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት…

ኢትዮጵያ ንኬንያ ኣብ መዓልቲ 200 ሜጋ ዋት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ተቕርብ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብዚ ሕዚ እዋን ንኬንያ ኣብ መዓልቲ 200 ሜጋ ዋት ሓይሊ ኤሌክትሪክ እንቕረበት ምዃና ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ኣብ ኢትዮጵያ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮ-ኬንያ ብዓል 500 ኪሎ ቮልት ኮንቨርተር ጣቢያ ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ…

ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር መቅደስ ዳባ ምስ ኣምባሳደር ቱርክዬ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛትየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር መቅደስ ዳባ ኣብ ኢትዮጵያ ማእኸል ንቕለ-ተኸላ ኣካል ሰውነት ንምጥያሽ ኣብ ዝክኣለሉ ኩነታት ምስ ኣምባሳደር ቱርክዬ ኣብ ኢትዮጵያ በርክ ባራን ተዛትየን፡፡ ኣብቲ ዘተ ማእኸል ንቕለ-ተኸላ ኣካል ሰውነት ኣብ ቅዱስ ጳውሎስ…

ብቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ኣብ ሰመራ ዝተሃነፀ ፋብሪካ ባኒ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ብቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ኣብ ክልል ዓፋር ከተማ ሰመራ ዝተሃነፀ ፋብሪካ ባኒ ተመሪቑ፡፡ እቲ ፋብሪካ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድን (ዶ/ር)ን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ኣብ ዝተረከቡሉ እዩ ዝተመረቐ፡፡ እቲ ፋብሪካ ቕድሚ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ዓቕሚታት ግብርናን ኢንዱስትሪን ክልል ዓፋር ኣብ ዘርእዩ ፕሮጀክትታት ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ዓቕሚታት ግብርናን ኢንዱስትሪን ክልል ዓፋር ኣብ ዘርእዩ ፕሮጀክትታት ዑደት ኣሳሊጦም። እቲ ዑደት ቅድሚ…

ዕጫ ብኽሳራ ዝተደምደመ ወፍሪ ሓድድነት!!

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብብርጋዲየር ጄኔራል ምግበይ ሃይለን ተሓባበርቱን ብምውዳብን ኣጆኻ በሃላይነትን ወፍሪ ሓድነት ብዝብል ስያመ ኣብ ዝተፈላለዩ ዞባታትን ወረዳታትን ክልል ኣምሓራ ትንኮያ ንምፍፃም ኣብ ልዕሊ ዝፈተነ ፅንፈኛ ጉጅለ ስጉምቲ ከምዝተወሰደ ሰራዊ ምክልኻል…

ኢኮኖሚያዊ ምትሕብባር ኢትዮ-ኣሜሪካ ንምጥንኻር ዝዓለመ ዘተ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ኢኮኖሚያዊ ምትሕብባረን ሓዊሱ ኩለመዳይ ምትሕብባረን ንምጥንኻር ዝዓለመ ዘተ ተኻይዱ፡፡ ሚኒስትር ዴኤታ ገንዘብ ሰመሪታ ሰዋሰው ኣብ ኮሚቴ ፖሊሲ ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሪካ ሴኔት ኣሜሪካ ኣባል ላዕለዋይ ፕሮፌሽናል ስታፍ ምስ ዝኾኑ…

ሚኒስትር ሰላማዊት ካሳ ዓውዲ ቱሪዝም ውሽጢ ሃገር ብሰፊሑ ክስረሐሉ ከምዝግባእ ገሊፀን

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ልዑል ለውጢ እናርአየ ዝርከብ ዓውዲ ቱሪዝም ውሽጢ ሃገር ብሰፊሑ ክስረሐሉ ይግባእ ክብላ ሚኒስትር ቱሪዝም ሰላማዊት ካሳ ገሊፀን፡፡ እተን ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን ኣብ ዘመሓላለፈኦ ፅሑፍ፤ ኮሚሽን ቱሪዝም ኦሮሚያ ኣብ ዝሓለፉ ኣርባዕተ…

ፊንላንድ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትእስሳር ንግዲ ክተጠናኽር ከምትደሊ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ገንዘብ ሰመሪታ ሰዋሰው ምስ ኣምባሳደር ፊንላንድ ኣብ ኢትዮጵያ ሄሌና ኣይራክሲነንን ልኡኽ ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገርን ተዛቲየን፡፡ እተን ሚኒስትር ኣብቲ አዋን ዘተ፥ ፊንላንድ ብፍላይ ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ ንኢትዮጵያ ትገብሮ ሓገዝ…