Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

March 2025

መልእኽቲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

ልምዲ ባሕር ዳር ሎሚ ምንቅስቓስ ልምዓት ኮሪደር ከተማ ባህርዳር ተዓዚበ። ተፈጥሮን ጥበብ ሰበን ተደሚሮም ንባህርዳር ብዝበለፀ ፅባቐኣ የድምቕዎ ኣለዉ። እታ ከተማ ማእኸል ንግዲን ቱሪዝምን ንምግባር ኣመራርሓ ካብ ዝገብሮ ዘሎ ፃዕሪ አንመሃረሎም ብዙሓት ነገራት ኣለዉ። ባህርዳብ ኣብ ውሽጢ…

ኣብ ማይናማር ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 53 ኢትዮጵያዊያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መንግስቲ ዜጋ ተኮር ዲፕሎማሲ ጠመተ ሂቡ ብምንቅስቓስ ኣብ ማይናማር ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 53 ኢትዮጵያዊን ናብ ሃገሮም ክምለሱ ምግባሩ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ገሊፁ፡፡ እቶም ኢትዮጵያዊያን ካብ ማዕገትትቲ ወፀኢኦም ኣብ ወተሃደራዊ ካምፕ…

ፕሬዚዳንት ትራምፕ ኣብ ጉዳይ ስምምዕነት ደው ምባል ተዂሲ ምስ ፕሬዚዳንት ሩሲያ ክዝትዩ እዩም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ጉዳይ ስምምዕነት ደው ምባል ተዂሲ ሩሲያን ዩክሬንን ፅባሕ ምስ ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ከምዝዛተዩ ኣፍሊጦም፡፡ ኣብዚ ሰሙን ብዙሓት ስራሕቲ ምስርሖም ብምሕባር÷ ብዛዕባ ደዉ ምባል ተዂሲ ሓደ…

ኣብ ትግራይ ብገበን ዘይሕጋዊ ዝውውር ሰባት ዝተኸሰሰ ውልቀ ሰብ 7 ዓመት ፅኑዕ ማእሰርቲ ተፈሪዱዎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዞባ ሰሜን ምዕራብ ትግራይ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ብገበን ዘይሕጋዊ ዝውውር ሰባት ዝተኸሰሰ ውልቀ ሰብ ሸውዓተ ዓመት ፅኑዕ ማእሰርቲ ተፈሪዱዎ። ኣዛዚ ፖሊስ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ መዓሾ ኣስመላሽ ከምዝገለፁዎ÷ ጎይቶኦም የማነ ለገሰ ዝተብሃለ…

ኣብ ኢንዱስትሪታት ሞጆነ ኣዳማ ዘጋጥመን ምቁርራፅ ሓይሊ ዝነከየ ስራሕ ከምዝተሰርሐ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማታት ሞጆን ኣዳማን ዝርከቡ ኢንዱስትሪታት ዘጋጥሞም ምቀርራፅ ሓይሊ ዝነከየ ስራሕቲ መሰረተ ልምዓት ኤሌክትሪክ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ሪጅን ኣዳማ ኣፍሊጡ። ኣብተን ከተማታት ንዝርከቡ ኢንዱስትሪታት ዝቐርብ ቀረብ ሓይሊ ዘተኣማምንን…

ጉባኤ ሚኒስትራት ፋይናንስ፣ ልምዓት ኢኮኖሚን ፕላንን ኮሚሽን ኢኮኖሚክ ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 57 ኣህጉራዊ ጉባኤ ሚኒስትራት ፋይናንስ፣ ልምዓት ኢኮኖሚን ፕላንን ኮሚሽን ኢኮኖሚክ ኣፍሪካ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ፥ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሰ፣ ኣቦ ወንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ማሕሙድ…

ሕብረተሰብ ንዘልዓሎም ሕቶታት ዝተውሃበ ምላሽ ኣብዚ ሰሙን ከምዝቐርብ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕብረተሰብ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ኣድሂቡ ንዘልዓሎም ሕቶታት ዝተውሃበ ምላሽ ኣብዚ ሰሙን ከምዝቐርብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣፍሊጡ። 1 መጋቢት 2017 ዓ.ም ኣብ ትምህርቲ፣ ጥዕና፣ ኢኮኖሚያዊ ጉዳያትን ካልኦት ኣፍረይቲ ዓውዲታትን ዘለው…

ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ኣብ ማራቶን ባርሴሌና ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ኣብ ማራቶን ባርሴሌና ተዓዊቶም። ብደቂ ተባዕቲዮ ዝተኻየደ ማራቶን፥ ኣትሌት ተስፋዬ ድሪባ 2 ሰዓትን 4 ደቒቓን 13 ሰከነደን ብምእታው ቀዳማይ ደረጃ ብምሓዝ ውድድሩ ዛዚሙ። ብተመሳሳሊ ርሕቐት ብደቂ ኣኒስቲዮ…

ኣብ ትግራይ ኣብ ዘለዋ ኣናእሽቱ ከተማታት ኣማራፂ ኢነርጂ ንምስፍሕፋሕ ዝዓለመ ምንቅስቓስ ይካይድ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ዘለዋ  ኣናእሽቱ ከተማታት ወረዳ ኣማራፂ ኢነርጂ ንምስፍሕፋሕ ዝዓለመ ምንቅስቓስ ይካይድ ከምዘሎ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ገሊፁ። ዳይሬክቶሬት ልምዓት ኢነርጂ እቲ ቢሮ፥ ኣብ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ…

ኣብ ዓውዲ ቴክኖሎጂ ብቢዚነስ ንተወዳደርቲ ምህዞ ሓሳብ ኣፍልጦ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂንን ዩንቨርስቲ ባህርዳርን ንክልተ ኣዋርሕ ብዓውዲ ቴክኖሎጂ ንዘለዎም ምህዞ ሓሳብ ቢዚነስ ንዘወዳደሮም ሞያተኛታት  ኣፍልጦ ሂቦም። ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣረጋ ከበደን ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ…