ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ሰገናት ብቴክኖሎጂ ንምብቃዕ ዘለዋ ቆራፅነት ዘደንቕ ኢዩ – ኤምባሲ ኣሜሪካ Gebremariam Weldegerima Mar 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ሰገናት ብፈጠራን ፍልጠት ቴክኖሎጂን ንምብቃዕ ዘለዋ ቆራፅነት ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ንኢዱ፡፡ ሳይንስ ሙዚየም ሓዊሱ ፍልጠት ፈጠራን ቴክኖሎጂን ሰገናት ንምድንፋዕ እናተወገኑ ዝርከቡ ተግባራት ኢትዮጵያ እቲ ዓውዲ ንምዕባይ ዘለዋ…
ስፓርት ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ መዓልቲ ሓሙሽተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም Gebremariam Weldegerima Mar 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ መበል 29 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣብ ተሳትፎ መድረኽ ኣውሮፓ ወሳንነት ዘለዎም ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም። ኣብ ዝቕፅል ዓመት ተሳትፎ ቻምፒየንስ ሊግ ንምርካብ ትነሓናሕ ማንቼስተር ሲቲ ምሸት ሰዓት 12 ኣብ ኢቲሃድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግሩፕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መርሃ ግብሪ ኢፍጣር ኣካይዱ Gebremariam Weldegerima Mar 14, 2025 0 ግሩፕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መርሃ ግብሪ ኢፍጣር ኣካይዱ ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ግሩፕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መበል 1 ሺሕን 446 ፆም ረመዳን ምኽንያት ብምግባር መርሃ ግብሪ ኢፍጣር ኣካይዱ፡፡ እቲ መርሃ-ግብሪ ሓድነትን ሕውነትን ንምጥንኻር ኣብ ሆቴል ስካይ ላይት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ድሌት ልምዓት ብእቶት ውሽጢ ሃገር ንምምላእ እቲ ዓውዲ ብቴክኖሎጂ መምድጋፍን ተሳትፎ ህዝቢ ምዕባይ ከምዝግባእ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ድሌት ልምዓት ብእቶት ውሽጢ ሃገር ንምምላእ እቲ ዓውዲ ብቴክኖሎጂ መምድጋፍን ተሳትፎ ህዝቢ ምዕባይ ከምዝግባእ ሚኒስትር እቶት ኣይናለም ንጉሴ ገሊፀን፡፡ ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝመፅኡ ኣመራርሓ ታክስ፣ ፖሊሲ መውፃእቲ፣ ተወከልቲ ዓለም ለኸ ትካል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሩዋንዳን ልኡኾምን ኣብ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ዑደት ገይሮም Gebremariam Weldegerima Mar 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሩዋንዳ ጄነራል ሙባረክ ሙጋጋ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ላዕለዋይ መምርሒ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ዑደት ገይሩ፡፡ ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ሌተናል ጄኔራል ይልማ መርዳሳ ነቲ ልኡኽ ኣቀባብላ ገይሮምሉ። ጄኔራል ሙባረክ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያን ሩሲያን ብምትሕብባር ምስራሕ ኣብ ዝኽእልሉ ጉዳያት ዘትዮም mizan mekonen Mar 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓይሊታት ባሕሪ ኢትዮጵያን ሩሲያን ብምትሕብባር ምስራሕ ኣብ ዝኽእልሉ ጉዳያት ዘትዮም፡፡ ብምክትል ኣዛዚ ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ ኣድሚራል ቪላዲሚር ቮሮቢቭ ዝተመርሐ ልኡኽ፥ ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ ዝሃንፆም ላዕለዋይ መምርሒ ትካላት ሓይሊ ባሕሪን ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ዕዳጋ ቻይና ንምጥቓም እናሰርሐት ምዃና ተገሊፁ mizan mekonen Mar 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ዕዳጋ ቻይና ንምጥቓም እናሰርሐት ምዃና ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ተፈራ ደርበው ገሊፆም፡፡ ኢትዮጵያን ቻይናን ዲፕሎማሲ ርክብ ዝጀመራሉ መበል 55 ዓመት "55 ዓመታት ብጥንኩር ምሕዝነት ንሓበራዊ ዕቤት" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን እስራኤልን ምትሕብባሮም ብዝበለፀ ንምዕባይ ጠመተ ዝገበረ ዘተ ተኻይዱ Desta Mar 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ኢነርጂን መሰረተ ልምዓትን እስራኤል ኤሊ ኮኸን ኣብ ክልቲኣዊ ሃገራዊ ጉዳይ ዘትዮም፡፡ ኣብቲ ዘተ፥ ኣብ ዓዉዲታት ሓይሊ፣ መሰረተ ልምዓት፣ መዓድንን ኢንቨስትመንትን ክልቲኤን ሃገራት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ኣንጎላ ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበሮም ፃንሒት ዛዚሞም ናብ ሃገሮም ተመሊሶም mizan mekonen Mar 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ናይዚ እዋን ኣቦ ወንበር ሕብረት ኣፍሪካ ፕሬዚዳንት ኣንጎላ ጆአዎ ሎሬንሶ ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበሮም ፃንሒት ዛዚሞም ናብ ሃገሮም ተመሊሶም፡፡ ፕሬዚዳንት ታዮ ኣፅቀ ስላሰ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ተረኺቦም ንፕሬዚዳንት ኣንጎላ ከምዝሰነይዎም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደራት ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ዑደት ገይሮም Gebremariam Weldegerima Mar 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ተቐማጥነቶም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝገበሩ ዝተፈላለዩ ሃገራት ኣምባሳደራት ኣብ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዑደት ገይሮም፡፡ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ዘሰናደኦ እቲ ዑደት፤ ኣምባሳደር ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ይቭጌኒ ተረኪን ሓዊሱ ኣምባሳደር ደቡብ…