ሲሚንቶ ናይ ምፍራይ ዓቕሚ ኣብ ዓመት ናብ 20 ሚሊየን ሜትሪክ ቶን ክብ ምባል ከምዝተኽኣለ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ሲሚንቶ ናይ ምፍራይ ዓቕሚ ኣብ ዓመት ናብ 20 ሚሊየን ሜትሪክ ቶን ክብ ምባል ከምዝተኽኣለ ሚኒስትር ዕደና ሃብታሙ ተገኝ (ኢ/ር) ገሊፆም።
ኣርባዕተ ፋብሪካታት መቀነባበርቲ ፈሓም እምኒ ናብ ስራሕ ብምእታው ዓቕሚ ምፍራይ ስሚንቶ…