Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

May 2025

ተካእቲ ፍሪያታት ብምፍራይ ልዕሊ 3 ነጥቢ 1 ቢሊየን ዶላር ምድሓን ተኻኢሉ-መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዓውዲ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪ ተካእቲ ፍሪያታት ብምፍራይ ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋረሕ ልዕሊ 3 ነጥቢ 1 ቢሊየን ዶላር ምድሓን ከምዝተኽኣለ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። ሃገራዊን ዓለም ለኻዊን ኩነታት ዘገናዘበ ፖሊሲ ኢንዱስትሪ ናብ…

ሚዲያታት ቅልጡፍን ነዚ እዋን ዝምጥንን ሓበሬታ ንማሕበረሰብ ከብፅሓ ይግባእ-ምሁራን

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ስኑዕ ሓበሬታን ናይ ፀልኣት ዘረባታትን ሓበራዊ ያታታት ንምህናፅ ፈተና ንከይኾኑ ሚዲያታት ቅልጡፍን ነዚ እዋን ዝምጥንን ሓበሬታ ንማሕበረሰብ ከብፅሓ ይግባእ ክብሉ ምሁራን ገሊፆም። ስኑዕ ሓበሬታን ናይ ፀልኣት ዘረባታትን ሓድነት ህዝብታትን ሓበራዊ…

ብመስኖ ሓጋይ ልዕሊ 66 ሚሊየን ኩንታል ስርናይ ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብመስኖ ሓጋይ ልዕሊ 3 ነጥቢ 4 ሚሊየን ሄክታር መሬት ብኣዝርእቲ ብምሽፋን ልዕሊ 66 ሚሊየን ኩንታል ስርናይ ከምዝተኣከበ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ኣገልግሎት ተስፋሁን ጎበዛይ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ኣብ ዓውዲ…

ኢትዮጵያ ንዓቃቢ ሰላም ሕቡራት መንግስታት ተወሳኺ ደገፍ ንምግባር ቃል ኣቲያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ንዓቃቢ ሰላም ሕቡራት መንግስታት ተወሳኺ ወተሃደራዊን ሓይሊ ፖሊስን ብምውፋር ደገፍ ከምእትገበር ሚኒስትር ምክልኻል ሃገር ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር) ኣረጋጊፀን። በተን ሚኒስትር ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ጀርመን በርሊን ንክልተ መዓልታት ኣብ…

ኢትዮጵያ ኣብዚ ባጀት ዓመት ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ብዙሓት ውፅኢታት ተመዘገብ ኣላ-መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብዚ ባጀት ዓመት ኣብ ዓውዲታት ግብርና፣ ማኑፋክቸሪንግን ኮንፍረንስ ቱሪዝምን ካልኦተን  ብዙሓት ውፅኢታት ተመዘገብ ከምዘላ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሸን መንግስቲ ገሊፁ። ሚኒስትር ዴኤታ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሸን መንግስቲ ተስፋሁን ጎበዛይ፥…

ሻምፒዮና ዓለም ውፅኢት መእተዊ ምዝገባ ግዘ ገደብ ኣብዚ ሰሙን ክገልፅ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኣትሌቲክስ ሻምፒዮና ዓለም ንኢትዮጵያ ዝውክሉ ኣትሌታት ውፅኢት መመዝገቢ ዝውደአሉ ግዘ ኣብዚ ሰሙን ዕላዊ ከምዝኸውን ኣትሌቲክስ ፌደሬሽን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ነቲ ውድድር ቅድመ ምድላው ንምግባር ዝረድእ ውፅኢት መእተዊ ዝምዝገብሉ ግዘ…

ባንኪ ኢንቨስትመንት ኣውሮፓ ኢትዮጵያ ኣብ ሓምለዋይ ልምዓት ትሰርሖ ዘላ ስራሕ ከምዝድግፍ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ምስ ባንኪ ኢንቨስትመንት ኣውሮፓ ዘሎ ምትሕብባር ንምጥንኻር ዝዓለመ ሰነድ ስምምዕነት ከቲሙ። ኣብቲ ስምምዕነት፥ ምከትል ኣመሓዳሪ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሰለሞን ደስታን ተወካሊ ባንኪ ኢንቨስትመንት ኣውሮፓ ኣብ ኢትዮጵያን…

ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንት ቴክኖሎጂ ፍሪያት የዕቢ ኣሎ-ወርቁ ጋቸና (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንት ቴክኖሎጂ ፍሪያት ብምዕባይ ልዑል ኣስተዋፅኦ ይገበር ከምዘሎ ዋና ዳይሬክተር ኢንስቲትዩት ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያ ወርቁ ጋቸና (ዶ/ር) ኣፍሊጦም። እቶም ቀዋ ዳይሬክተር ምስ ፋና ፖድካስት ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ እቲ…

ፕሬዚዳንት ትራምፕ፥ ምስ ኢራን ስምምዕነት ኒውክሌር ንምፍፃም ቀሪብና ኣለና ኢሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናለድ ትራምፕ፥ ምስ ኢራን ስምምዕነት ኒውክሌር ንምፍፃም ቀሪብና ኣለና ኢሎም። እቶም ፕሬዚዳነት ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ኢራን ዩናይትድ ስቴትስ ዘቕረበቶ ድርድር ኒውክሌር ብእወንታ ከምእትርእዮ ሓቢሮም። ከይዲ እቲ ስምምዕነት…

ዕጡቓት ናብ ሰላማዊ ናብራ ንኽምለሱ መንግስቲ ድገፉ ኣጠናኺሩ ክቕፅል እዩ – ኣይተ ኣረጋ ከበደ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ብሄራዊ ኮሚሽን ዳግመ ህንፀት ኣብ ክልል ኣምሓራ ይንቀሳቐሱ ዝነበሩ ነበር ዕጡቓት መሊስካ ንምጥያሽ ዘኽእሉ ጉዳያት ምስ ኣመራርሓ ሓለፍቲ ስራሕ ዘተ ኣካይዶም፡፡ ኣብ እዋን እቲ ዘተ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ኣረጋ ከበደ ከምዝበልዎ÷ ኣብ…