Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

May 2025

ሰብ ሞያ ሚድያን ኮሙኒኬሽንን መሪሕ ግደ ክዋፅኡ ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሃገራዊ ለውጢ ስዒቡ ኣብ ኩሉ ዓውዲ ዝተረኸቡ ዓወታት ኣጉሊሁ ንምርኣይ ሰብ ሞያ ሚድያን ኮሙኒኬሽንን መሪሕ ግደ ክዋፅኡ ይግባእ ክብሉ ሓላፊ ዓውዲ ርክብ ዓለም ለኸ ህዝብን ፓርቲ ብልፅግናን ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ "ድሕሪ ሓቂ ዘበን…

ኣብ ኣገልግሎት ሓደ ማእኸል መሶብ ሓዱሽ ኣሰራርሓ ዲጂታል ኢንተርፕራይዝ ምሃብ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣገልግሎት ሓደ ማእኸል መሶብ ዲጂታል ኢንተርፕራይዝ ዝተብሃለ ሓዱሽ ኣሰራርሓ ምሃብ ከምዝጀመረ ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪያት ገሊፀን፡፡ እቲ ሚኒስቴር ካብ ሞንጎ ዝህቦም ኣገልግሎታት እቶም ክልተ ኣብ ኣገልግሎት ሓደ ማእኸል መሶብ ምሃብ…

ሃገራዊ ለኸ ደረጃ ፅርየት ምግብ ሙሉእ ብሙሉእ ንምትግባር ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሃገራዊ ለኸ ደረጃ ፅርየት ምግቢ ኣብዚ ዓመት ሙሉእ ብሙሉእ ተግባራዊ ንምግባር እናሰርሐ ምዃኑ በዓል መዚ ምግብን መድሓኒትን ኣፍሊጡ፡፡ ግዴታ ደረጃ ዝወፀሎም ፍርያታት ምግቢ ካብ በዓል መዚ ወፃኢ ኣብ ሳልሳይ ኣካል ሃገር ለኸ ምርግጋፅ ፅርየት…

ልምዓት ኮሪደር ሓደጋ ስግኣት ኣብ ምንካይ ልዑል ግደ እናበርከተ ምዃኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ልምዓት ኮሪደር ሓደጋ ስግኣት ኣብ ምንካይ ልዑል ግደ እናበርከተ ምዃኑ ኮሚሽነር ኮሚሽን ኣመራርሓ ሓደጋ ስግኣትን ሓዊን ኣዲስ ኣበባ ኮማንደር ኣሕመድ መሓመድ ገሊፆም። ቅድሚ ሕዚ ብሰንኪ ዝተሓላለኹ ገመዳት ኤሌክትሪክ ሓደጋታት እንትበፅሑ…

ዓመታዊ ጉባኤ ርክበ ካህናት ቅዱስ ሲኖዶስ ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፀገማት ብሰላማዊ ዘተ ብምፍታሕ ሃገር እፎይታ ንኽትረክብ ምግባር ከምዝግባእ ኣብ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ፓትርያርክ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ዘኢትዮጵያ ሊቀ ጳጳስ ዘአኵስም ወዕጨጌ ዘመንበረ ተክለ ሃይማኖት ብፁእ ኣቡነ ማትያስ ገሊፆም፡፡…

ብሄራዊ ረብሓ ዝትግብር ዜጋ ምፍጣር ንህልውና ሃገር ወሳኒ ከምዝኾነ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ረብሓ ዝርዳእን ዝትግብርን ዜጋ ምፍጣር ንምኽባር ህልውና ሃገርን ግዝኣታዊ ሓድነትን ወሳኒ ከምዝኾነ ምሁራን ኣገንዚቦም፡፡ ሉኣላዊነት፣ ግዝኣታዊ ሓድነት፣ ዝተረጋግአ ፖለቲካን ድሕንነታ ዝተሓለወ ሃገርን ምህናፅ÷ ካብ ምኽባር ብሔራዊ ረብሓ…

ንተጓዓዝቲ ሓጅን ዑምራን ቅልጡፍ ኣገልግሎት ንመሃብ ተዳሊየ ኢየ – መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ግሩፕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ንተጓዓዝቲ ሓጅን ዑምራን እዚ ዓመት ቅልጡፍን ምቹውን ኣገልግሎት ትራንስፖርት ኣየር ንመሃብ ዘኽእሎ ምድላው ከምዝዛዘመ ኣፍሊጡ። ንመበል 1 ሺሕን 446 ግዘ ዝግበር ጉዕዞ ሓጅን ዑምራን ኣመልኪቱ ላዕከዋይ ቤት ምኽሪ…

ብሓደጋ ትራፊክ ህይት 11 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዞባ ምዕራብ ሃረርጌ ወረዳ ሸነን ዱጎ ብዘጋጠመ ሓዳደጋ ትራፊክ ህይወት 11 ሰባት ከምዝሓለፈ ተገሊፁ፡፡ ካብ መወትቲ ብተወሳኺ ኣብ ልዕሊ 25 ሰባት ከቢድን ቀሊልን ጉድኣት ኣካል ከምዘጋጠመ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ኮሙኒኬሽን እቲ ዞባ ፋሪድ ይሳቅ…

ዘላቒ ሰላምን ልምዓትን ንምርግጋፅ ትካላት እምነት እጃሞም ንኸጠናኽሩ ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ዘላቒ ሰላምን ልምዓትን ንምርግጋፅ ትካላት እምነት ዘለወን ግደ ኣጠናኺረን ንኽቕፅላ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ኣገንዚቦም፡፡ 3ይ ዓለም ለኸ ጉባኤ ሰላም፣ ሓድነትን ልምዓትን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ። ፕሬዚዳንት ታዬ ኣብ…

ዞባዊ ድሕንት ንምሕላው ትካላት ፀፅታ ምጥንኻር ኣድላዪ ኢዩ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ዘሎ ዞባዊ ድሕንነት ንምሕላው ዞባዊ ትካላት ፀፅታ ምጥንኻርን ብሓባር ምስራሕን ኣድላዪ ከምዝኾነ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡ ዞባዊ ኣኼባ ኮሚቴ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ምብራቕ ኣፍሪካ…