ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፕሬዚዳንት ትራምፕ ኣብ ማእኸላይ ምብራቕ ዝገብሩዎ ዑደት ብስዑድ ዓረብ ጀሚሮም Gebremariam Weldegerima May 13, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ዝቕፅሉ ኣርባዕተ መዓልቲታት ክልተኣዊ ዘተ ንምግባር ኣብ ካልኣይ ዘበነ ስልጣኖም ፈላማይ ዑደት ማእኸላይ ምብራቕ ብስዑድ ዓረብ ጀሚሮም። ሎሚ መዓልቲ ሪያድ ዝኣተዉ ፕሬዚዳንት ትራምፕ÷ ምስ መራሒ ልኡል መሓመድ…
ስፓርት ኢትዮጵያ መድን ንፋሲል ከነማ ብምስዓር መሪሕነታ ኣጠናኺራ Gebremariam Weldegerima May 13, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 29 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ኢትዮጵያ መድን ንፋሲል ከነማ 2 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር መሪሕነታ ኣጠናኺራ፡፡ መሪሕ እቲ ሊግ ዝኾነት ኢትዮጵያ መድን ናብ ዓወት እንትትምለስ ፋሲል ከነማ ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ተኸታትልቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣርባዕተ ስምምዕነታት ኣፅዲቑ Gebremariam Weldegerima May 13, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ 4ይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 29 ስሩዕ ኣኼባ ኣርባዕተ ኣዋጃት ስምምዕነት ብምምርማር ኣፅዲቑ። እቲ ባይቶ ፈለማ ዘፅደቖ ንልምዓት ካባቢን ሓምለዋይ ኢኮኖሚ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን መንግስተቲ ጣሊያንን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 3ይ ዓለም ለኸ ጉባኤ ሰላም፣ ሓድነትን ልምዓት ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima May 13, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚን ፅባሕን ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝካየድ 3ይ ዓለም ለኸ ጉባኤ ሰላም፣ ሓድነትን ልምዓትን ምክያድ ጀሚሩ። እቲ ጉባኤ ብቐንዱ ሸቶታት ዘላቒ ልምዓት ማሕበረሰብ እምነት ኣፍሪካ ምቅልጣፍ፣ ኣጀንዳ 2063 ሕብረት ኣፍሪካ ንምዕዋትን ከይዲ ጉጅለ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማእኸል ስሕበት ኮንፈረንስ ቱሪዝም እናኾነት ትርከብ ኢትዮጵያ Gebremariam Weldegerima May 13, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ማእኸል ስሕበት ኮንፈረንስ ቱሪዝም እናኾነት ትርከብ ክብላ ሚኒስትር ዴኤታ ቱሪዝም እንደገና ኣበበ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ ኣብቲ ዓውዲ ለውጢ ፖሊሲ ምግባሩ ሓዊሱ ልምዓት ኮሪደርን ካልኦት ምቹዋት መሰረተ-ልምዓታትን፣ ምስ ቪዛ ተተሓሂዙ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ሰላም ዞባ ኣፍሪካ ንምሕላው ዘኽእል ሪፎርም እናገበረት ምዃና ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima May 13, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ካብ ሃገር ብዝዘለለ ሰላምን ድሕንነትን እቲ ዞባ ንምሕላ ብዘኽእል መልክዑ ትካላዊ ሪፎርም እናካየደት ምዃና ዋና ዳይሬክተር ጀኔራል ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ተዛሪቦም። ኣምባሳደር ሬድዋን እዚ ዝበሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ሃፍቲታት ጂኦ ቱሪዝምን ጂኦ ፓርክን ንምልማዕ ይስራሕ ኣሎ mizan mekonen May 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ሃፍቲታት ጂኦ ቱሪዝምን ጂኦ ፓርክን ብዝበለፀ ንምልማዕ ብትኹረት እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስትር ቱሪዝም ሰላማዊት ካሳ ኣፍሊጠን፡፡ ሎሚ ኣብ ዝተኻየደ ወርክሾፕ ጂኦ ቱሪዝምን ጂኦ ፓርክን ኣመልኪቶም እተን ሚኒስትር ንፋና ዲጂታል…
ስፓርት ከተማ ሃዋሳ ንከተማ አርባምንጭ ስዒራ mizan mekonen May 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ መበል 29 ሰሙን ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ ከተማ ሃዋሳ ንከተማ አርባምንጭ 1 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራ፡፡ ከተማ ሃዋሳ ብሕታዊት ሽቶ ዘቁፀረ እስራኤል እሸቱ ናይ ዓወት ሸቶ ምስ መረብ ኣራኪብዋ። ከተማ ሃዋሳ ንኻልኣይ ተኸታታሊ ዓወት…
ስፓርት ኣሰልጣኒ ሃንሲ ፍሊክ ኣብ ባርሴሎና ንምፅናሕ ተስማዕሚዖም Gebremariam Weldegerima May 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣሰልጣኒ ጋንታ ባርሴሎና ሃንሲ ፍሊክ ንተወሰኽቲ ክልተ ዓመታት ዘፅነሖም ውዕሊ ንምፍራም ምስታ ጋንታ ተስማዕሚዖም፡፡ ድሕሪ ናይ ትማሊ ምሸት ዓወት ኤል ክላሲኮ ንዩዋን ላፖርታ ሓዊሱ ኣመራርሓ እታ ጋንታ ምስ ኣሰልጣኒ ሃንሲ ፍሊክን ወኪሎምን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢኮኖሚ ንምርግጋዕ ዕዉት ስራሕቲ ተኻይዶም – እዮብ ተካልኝ (ዶ/ር) mizan mekonen May 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝሓለፉ 7 ዓመታት ከም ሃገር ኢኮኖሚ ንምርግጋዕ ዕዉት ስራሕቲ ውፅኢት ምስርሖም ሚኒስትር ዴኤታ ገንዘብ እዮብ ተካልኝ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ዝገበሩ ቢዝነስ ፎረም 2025 እቶም ሚኒስትር ዲኤታ ከምዝበልዎ፤ ኣብ ዝሓለፉ…