ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕማማት መንሽሮ ንምክልኻልን ንምሕካምን ስራሕቲ ምጉልባት ዓቕሚ ይስራሕ ኣሎ Desta May 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ጥዕና ዝተፈላለዩ ሕማማት መንሽሮ ንምክልኻልን ንምሕካምን መስ መዳርግቲ ኣካላት ብምዃን ስራሕቲ ምጉልባት ዓቕሚ ይስራሕ ከምዘሎ ኣፍሊጡ። ሓላፊት ዴስክ መክልኻለን ምቁፅፃርን ተመሓላለፍቲ ዘይኮኑ ሕማማትን ጥዕና ኣእምሮን ዶክተር ሰላማዊት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምዕራፍ ዘተ ምትእኽኻብ ኣጀንዳ ትካላት ፌዴራልን ማሕበራትን ይካየድ ኣሎ Desta May 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምዕራፍ ዘተ ምትእኽኻብ ኣጀንዳ ትካላት ፌዴራልን ማሕበራትን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ፡፡ ነቲ ምዕራፍ ዘተ ምትእኽኻብ ኣጀንዳ ብመደረ ዝኸፈቱ ዋና ኮሚሽነር ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ መስፍን ኣርኣያ (ፕ/ር)÷ ፀገማትና ንኽፍጠሩ መሰረት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እዚ ደቡብ ሃገራዊ ግቡኡ ብብቕዓት እናተዋፀአ ይርከብ – ሜ/ጄ ኣድማሱ ኣለሙ Desta May 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ኣዛዚ እዚ ደቡብ ሜጀር ጄነራል ኣድማሱ ኣለሙ ሰራዊት ምክልኻል ሃገራዊ ግቡኡ ብብቕዓትን ጅግንነትን እናተዋፀአ ይርከብ ኢሎም፡፡ ሜጀር ጄነራል ኣድማሱ ንፋና ዲጂታል ከምዝበሉዎ÷ እዚ ደቡብ ኩለመዳያዊ ናይ ምግባር ዓቕሚ እቲ ሰራዊት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ለውጢ ከባቢ ኣየር ፅዕንቶ መንቀሊ ስደት ከይኾን mizan mekonen May 29, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ኣብ ቀረባ እዋን ቀንዲ መንቀሊ ስደት እናኾነ ዝመፀ ፅዕንቶ ለውጢ ከባቢ ንምቅላስ ብምኽንያት መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ሰፊሕ ስራሕ እናሰርሐት እያ፡፡ ዋና ዳይሬክተር ግልጋሎት ካብ ስደት ተመለስትን ስደተኛታትን ወ/ሮ ጠይባ ሓሰን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወለዶ ብዛዕባ ኢትዮጵያ ሃፍቲ ማይ ክግንዘብ ንምኽኣል … mizan mekonen May 29, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ምሁራን ሓዱሽ ወለዶ ብዛዕባ ኢትዮጵያ ሃፍቲ ማይ ዘለዎ ግንዛበ ንምዕባይ ኣብ ስርዓት ትምህርቲ ክሕገዝ ኣለዎ፡፡ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኣዳማ ሳይንስን ቴክኖሎጅን ክፍሊ ምህንድስና ማይ ተመራማሪን መኮንን ኣያና (ፕ/ር) ማይ ህይወትን መባፅሕ ብልፅግናን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማሕበረሰብ ኣንቃሕቲን ፅዕንቶ ፈጠርቲን ኣብ ሃገራዊ ዘተ ግዲኦም ክዋፅኡ ይግባእ mizan mekonen May 29, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ትካላት ፌዴራልን ማሕበራት ምዕራፍ ዘተን ዝሳተፉ ፅዕንቶ ፈጠርቲ ማሕበረሰብ ኣንቃሕቲ ወኪላት ኣጀንዳ ምትእኽኻብ መድረኽ ዘተ ተጀሚሩ። ኮሚሽነር ኮሚሽነር ሃገራዊ ዘተ ዘገየ ኣስፋው ኣብቲ እዋን ከምዝበልዎ ÷ኣብ ኢትዮጵያ ዝርኣዩ ዘይምርድዳእ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪካ ምትሕብባር ባሕርን ንግድን ምዕባይ ይግባእ – ኣምባሳደር ናሲቦቭ mizan mekonen May 29, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣምባሳደር ኣዘርባጃን ኣብ ኢትዮጵያ ሩስላን ናሲቦቭ ኣብ መንጎ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪካ ምትሕብባር ባሕርን ንግድን ክዓቢ ይግባእ ኢሎም። ኣምባሳደር ናሲቦቭ ምስ ፋና ዲጂታል ኣብ ዝገበርዎ ፃንሒት ኣዘርባጃን ወደብ ዘይብላ ሃገር ዋላ እኳ ተኾነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ Desta May 29, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ ኣብ ዘሳለጦ መበል 46 ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዘመሓላለፎ ውሳነ፥ መሰረት ኣታዊ መንግስቲ ብምስፋሕ ወፃኢ ንምሽፋንን ዝተረጋገዐ ማክሮ ኢኮኖሚ ንምርግጋፅን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣብያተ ህንፀት ዘሎ ኣተሓሕዛ ሰብኣዊ መሰል ተመሓይሹ-ኮሚሽነር ብርሃኑ ኣዴሎ Desta May 29, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣብያተ ህንፀት ዘሎ ኣተሓሕዛ ሰብኣዊ መሰል ምምሕያሹ ኮሚሽነር ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ብርሃኑ ኣዴሎ ገሊፆም። እቲ ኮሚሽን ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ፥ ኣብ ላዕለዋይ ሓለዋ ቤት ህንፀት ቃሊቲ ዑደት ገይሮም። ኮሚሽነር ብርሃኑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ፍልሰት ንምቁፅፃር ዘኽእል ፕሮጀክት ዕላዊ ኮይኑ Desta May 29, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ብተፈጥሮ ይኹን ሰብ ስራሕ ምኽኒያታት ዘጋጥም ፍልሰት ንምፅናዕን ንምቁፅፃርን ዘኽእል ፕሮጀክት ዕላዊ ኮይኑ። እቲ ፕሮጀክት ኣብ ዩንቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ ማእኸል ኔትዎርክ ሓለዋ ቀጣናዊ ከባቢ ምብራቕ ኣፍሪካ ምስ ዝተፈላለዩ…