ስፓርት ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ኣትሌቲክ ቢልባኦ ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ Gebremariam Weldegerima May 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ካልኣይ እግሪ ፀወታ ፍርቂ ፍፃመ ዩሮፓ ሊግ ማንቼስተር ዩናይትድ ኣብ ሜዳኣ ኦልድትራፎርድ ምሸት ሰዓት 4 ንኣትሌቲክ ቢልባኦ ክተተኣናግድ ኢያ። ኣብ ቀዳማይ ዙር ፀወታ ማንቼስተር ዩናይትድ ናብ ስፔን ኣምሪሓ 3 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ምስዓራ…
ስፓርት ወላይታ ድቻ ንኣርባምንጭ ከተማ ስዒራ Gebremariam Weldegerima May 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 28 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ወላይታ ድቻ ንኣርባምንጭ ከተማ 2 ን 1 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራ፡፡ ወላይታ ድቻ ዝተዓወተትለን ሸቶታት ሙሉቀን ኣዲሱን ካርሎስ ዳምጠውን እንተመዝግቡ፤ ብሕታዊ ሸቶ ኣርባምንጭ ከተማ ድማ ኣህመድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግልጋሎት ሓደ ማእኸል መሶብ ብቐዋምነት ቅልጡፍ ግልጋሎት ምሃብ ዘኽእል እዩ mizan mekonen May 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ.ኤም.ሲ) ግልጋሎት ሓደ ማእኸል መሶብ ብቐዋምነት ንማሕበረሰብ ቅልጡፍ ግልጋሎት ምሃብ ዘኽእል ምዃኑ ሰብ ሞያታት ሚዲያ ገሊፆም፡፡ ኣብ ሓደ ገዛ ሙሉእ ዲጂታላዊ ቴክኖሎጂታት ብምጥቓም ዝተፈላለዩ ግልጋሎት መንግስቲ ዝህብ ግልጋሎት ሓደ ማእኸል መሶብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፌዴሬሽን ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ ዘተኣኻኸቦም ኣጀንዳታት ንኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኣረኪቡ Gebremariam Weldegerima May 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፌዴሬሽን ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ ንሃገራዊ ዘተ እታወት ዝኾኑ ዘተኣኻኸቦም ኣጀንዳታት ንኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኣረኪቡ፡፡ ዋና ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን መስፍን ኣርኣያ (ፕ/ር) እቶም ኣጀንዳታት ካብ ፕሬዚዳንት እቲ ፌዴሬሽን ወ/ሮ ኣስካለ ለማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ዝምዘዙ ኣጀንዳታት ብብቕዓት ምምኻት ጠመተ ክውሃቦ ይግባእ – ለገሠ ቱሉ (ዶ/ር) mizan mekonen May 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኢትዮጵያን ብሄራዊ ረብሓታትን ዝምዘዙ ኣጀንዳታት ብብቕዓት ምምኻት ጠመተ ክውሃቦ ከምዝግባእ ግልጋሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ኣገንዚቦም፡፡ ኣመራርሓታትን ሰራሕተኛታትን እቲ ግልጋሎት” ማእኸላይ ዘበን” ብዝብል ርእሲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ውህደት ኢኮኖሚያዊ ኣፍሪካ ንምቅልጣፍ ተሳትፎ ደቂ ኣንስትዮ ዝበለፀ ምዕባይ ከምዝግባእ ተገሊፁ mizan mekonen May 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ውህደት ኢኮኖሚያዊ ኣፍሪካ ንምቅልጣፍ ተሳትፎ ደቂ ኣንስትዮ ዝበለፀ ምዕባይ ከምዝግባእ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ ገሊፆም፡፡ 6ይ ሓበራዊ ዕዳጋ ምብራቕን ደቡብን ኣፍሪካ (ኮሜሳ) ደቂ ኣንስትዮ ፈጠርቲ ስራሕ ምርኢትን ኮንፈረስን…
ስፓርት ተረፍ ፀወታታት መበል 28 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ናይ ሜዳን ሰዓትን ለውጢ ተገይሩ Gebremariam Weldegerima May 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ሃዋሳ እናወቕዐ ብዝርከብ ከቢድ ዝናብ ምኽንያት መበል 28 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ተረፍ ፀወታታት ለውጢ መፃወቲ ሜዳን ሰዓትን ከምዝተገበረ ኮሚቴ ውድድርን ስነ ስርዓትን ኣፍሊጡ። እቶም ፀዋታታት ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ፓኪስታንን ሃገራት ኣፍሪካን ምትእስሳር ንግዲ ንምጥንኻር ጉባኤ ከምተኣናግድ ተገሊፁ mizan mekonen May 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ኣብ ሞንጎ ፓኪስታንን ሃገራት ኣፍሪካን ዘሎ ምሕዝነት ኢኮኖሚ ምትእስሳር ንግድን ንምጥንኻር ዝዓለመ ጉባኤ ከምተተኣናግድ ተገሊፁ፡፡ 5ይ ጉባኤ ንግዲ ፓኪስታን- ኣፍሪካን ካብ ቀፃሊ 7 ክሳብ 9 ግንቦት 2017 ዓ.ም ኣብ ኣዲስ ኣበባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 6ይ ምርኢት ንግዲን ኮንፍረንስ ደቂ ኣንስትዮ ፈጠርቲ ስራሕ ተኸፊቱ Gebremariam Weldegerima May 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)21 ኣባል ሃገራት ሓበራዊ ዕዳጋ ምብራቕን ደቡባዊን ኣፍሪካ (ኮሜሳ) ዝሳተፋሉ ሻድሻይ ምርኢት ንግዲን ኮንፍረንስ ደቂ ኣንስትዮ ፈጠርቲ ስራሕ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኸፊቱ፡፡ እቲ ምርኢት ንግዲ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ፣ ሚኒስትር…
ቢዝነስ ልዕሊ 4 ሺሕ ኪሎ ግራም ፍርያት ወርቂ ናብ ብሄራዊ ባንኪ ኣታዊ ተገይሩ mizan mekonen May 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ 4 ሺሕን 254 ኪሎ ግራም ፍርያት ወርቂ ናብ ሃገራዊ ባንኪ ኣታዊ ምግባሩ ኤጀንሲ መዓድን ክልል ጋምቤላ ኣፍሊጡ። 1 ሺሕን 850 ኪሎ ግራም ወርቂ ናብ ብሄራዊ ባንኪ ኣታዊ ንምግባር ተሊሙ ከምዝነበረ ምክትል…