Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

May 2025

ኣብ እስራኤል ዘጋጠመ ባርዕ ሓዊ ኣብ ቁፅፅር ውዒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ እስራኤል ዘጋጠመ ባርዕ ሓዊ ሰራሕተኛታት ሓደጋ ባርዕ ን30 ሰዓታት ዝኣክል ብዝገበርዉ ብርቱዕ  ስራሕ ኣብ ቁፅፅር ከምዝወዓለ ተገሊፁ። በቲ ሓደጋ ብዙሓት ነበርቲ ከባቢ እየሩሳሌም ተመዛቢሎም ኢዮም። 12 ሰባት ድማ ብሰንኪ ካብቲ ባርዕ…

ኢትዮጵያ ዓለም ለኸ ደረጅኡ ዝሓለወ ኣገልግሎት ፖስታ ትህብ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ድሕሪ ለውጢ ኣብቲ ዓውዲ ብዝተወገነ ስራሕቲ ምምሕያሽ ብኣገልግሎት ህፁፅ መልእኽቲ ፈላማይ ምዝ ዝኾኑ 10 ሃገራት ተርታ ምስላፍ ከምዝኸኣለ ትካል ኣገልግሎት ፖስታ ኣፍሊጡ። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ ትካል ዳግማዊ ሃይልዬ ከምዝበልዎ፥ ኣብ ዝሓለፉ…

ዩኒቨርሲቲ ኣቪዬሽን ኢትዮጵያ ዘሰልጠኖም 974 ተምሃሮ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዩኒቨርሲቲ ኣቪዬሽን ኢትዮጵያ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ሙያ ኣቪዬሽን ዘሰልጠኖም 974 ተምሃሮ ኣመሪቑ። ኣብ ስነ ስርዓት እቲ ምረቓ፥ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መስፍን ጣሰው፣ ተተካኢ ፕሬዚዳንት ዩኒቨርሲቲ ኣቪዬሽን ኢትዮጵያ ካሴ…

መርሃ ግብሪታት ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ እውን ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 35 ሰሙን መርሃ ግብሪታት ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ እውን ክካየድ ኢዩ። ኣብቲ ናይሎሚ መዓልቲ ዝካየድ ፀወታ፥ ኣርሰናል ምስ በርንማውዝ ምሸት ሰዓት 1፡30 ዘካይድኡ ፀወታ ልዑል ትፅቢት ይግበረሉ። ሰዓት  8፡30 ኣስቶንቪላ ምስ…

ልዕሊ 1 ነጥቢ 2 ቢሊየን ኩንታል ፍሪያት ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ ‘ዚ ባጀት ዓመት  ልዕሊ 1 ነጥቢ 2 ቢሊየን ኩንታል ፍሪያት ከምዝተኣከበ ሚኒስቴር ግብርና ኣፍሊጡ። ሚኒስቴር ግብርና ገምጋም ኣፈፃፅማ መደባት ትሽዓተ ኣዋርሕ 2017 ዓ.ም የሳልጥ ኣሎ። ሚኒስትር ግብርና ግርማ…

ምዕራፍ 19 ውድድር ፍፃመ ፋና ላምሮት ሎሚ ብድሙቕ ኩነታት ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ንሰለስተ ኣዋርሕ ብጠንካራ ውድድር ክካየድ ዝፀንሐ ፋና ላምሮት ሎሚ ምዕራፍ 19 ውድድር ፍፃምኡ ብድሙቕ ኩነታት ክካየድ ኢዩ። ንፍፃመ ዝበቕዑ፥ ብሩክ ሰለሞን፣ ዮሴፍ ጉልላት፣ ካሳሁን ዘውዱን ኤፍሬም ጌታቸውን ፅባሕ ልዑል ንሕንሕ ንምግባር…

ኣገልግሎት ሓደ ማእኸል መሶብ ናይ ኣወሃህባ ኣገልግሎት ሪፎርም ወሳኒ ምዕራፍ ኢዩ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ማእኸል ሓደ ማእኸል ኣገልግሎት መሶብ ንኣወሃህባ ኣገልግሎት ሃገርናን ምሕደራ ሪፎርም መንግስቲን ወሳኒ ምዕራፍ ከምዝኾነ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣገልግሎት ሓደ ማእኸል መሶብ ኣመልኪቶም…

ኣገልግሎት ፍትሒ ክልል ኦሮሚያ ብፅቡቕ ተሞክሮ ዝውሰድ ኢዩ – ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣወሃህባን ተበፃሕነትን ኣገልግሎት ፍትሒ ክልል ኦሮሚያ ብፅቡቕ ተሞክሮ ዝውሰድ ከምዝኾነ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ ገሊፆም፡፡ ኣባላት እቲ ባይቶን ዝምልከቶም መዳርግቲ ኣካላትን ክልል ኦሮሚያ ከይዲ ኣወሃህባ ኣገልግሎት ፍትሒ ኣብ…

ለውጢ ሰሌዳ ተሽከርከርቲ ንምግባር ዘኽእል መምርሒ ፀዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ተሽከርከርቲ መለለዪ ቁፅሪን ዓይነትን ሰሌዳ ምልክታት መወሰኒን መምርሒ ኣወሃህባ ኣገልግሎትን 1050/2017 ብምዃን ፀዲቑ። ኣማኻ ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ከድልማግስት ኢብራሂም፤ ሰሌዳ ተሽከርከርቲ ምቕያር…

ባህርዳር ከተማ ንኢትዮ ኤሌክትሪክ ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ መበል 27 ሰሙን ፕርሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ባህርዳር ከተማ ንኢትዮ ኤሌክትሪክ 2 ን 0 ብምስዓር ተዓዊታ። ጋንታ ባህርዳር ዝተዓወተትለን ሸቶታት ግርማ ዲሳሳን ቸርነት ጉግሳን ኣመዝጊቦምወን፡፡ ፀወታ እቲ ፕሪሚየር ሊግ እንትቕፅል ኣብዚ…