Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

June 2025

ውድድር መልላእ ፀወታታት ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ጅማ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል ሻድሻይ ውድድር መልላእ ፀወታታት ኢትዮጵያ ኣብ ስታዲየም ዩንቨርስቲ ጅማ ይካየድ ኣሎ። እቲ ውድድር ን10 መዓልታት ዝፀነሕ ኢዩ ተባሂሉ። ካብ ኩለን ክልላትን ምምሕዳራት ከተማን ዝተውፃእፅኡ ስፖርተኛታት ከምዝሳተፉ እውን ተሓቢሩ።…

ኣብ ጉዳይ ልምዓት ሃፍቲ ማይ ዞባዊ ምትሕብባር ምጥንኻር ኣድላዪ ኢዩ – ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ኢነርጂ ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር) ኣብ ጉዳይ ልምዓት ሃፍቲ ማይ ዞባዊ ምትሕብባር ምጥንኻር ኣድላዪ ኢዩ ኢሎም፡፡ ዞባዊ ምትእስሳር ሓይሊ ንምጥንኻር ዝዓለመ 4ይ ጉባኤ “ኣፍሪ ራን” ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ፡፡ ሃብታሙ…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ ኣብ ዘካየዶ ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ክልተ ጉዳያት ውሳነ አሕሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባይቶ ወከልቲ ብገበን ዝተረኸበ ንብረት ሕጋዊ ምምሳልን ግብረ ራዕዲ ብገንዘብ ምሕጋዝን ገበን ንምክልኻልን ንምቁፅፃርን ዝቐረበ መመሓየሺ ኣዋጅ ኣፅዲቑ፡፡ እቲ መመሓየሺ ኣዋጅ ብሰለስተ ተቓውሞን ብሓደ ድምፀ ተኣቅቦን ብኣብዝሓ ድምፂ ፀዲቑ፡፡ እቲ…

ስርቂ ሓይሊን መሰረተ ልምዓትን ንምትራፍ መመሓየሺ ፖሊሲን ኣሰራርሓን ምምሕያሽ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ አገልግሎት ስርቂ ሓይሊን መሰረተ ልምዓትን ንምትራፍ መመሓየሺ ፖሊሲን ኣሰራርሓን ምምሕያሽ ገይሩ። እቲ ኣገልግሎት ኣብ ዝሓለፉ እዋናት ስርቂ ሓይሊን መሰረተ ልምዓትን ንምትራፍ ምስ ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብ ዘተ…

ሙዚየም ብሄራዊ ቤተ መንግስቲ ንህዝቢ ክፍቲ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕድሳት ተገይሩሉ ንዝሓለፉ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ኣብ ፈተነ ስራሕ ዝፀንሐ ሙዚየም ብሄራዊ ቤተ መንግስቲ ካብ ሎሚ ጀሚሩ ንህዝቢ ክፍቲ ኮይኑ። እቲ ቤተ መንግስቲ ጥንታዊ ተሽከርከርቲን መካነ እንስሳትን ሓዊሱ ኣብ ውሽጡ ብዙሓት ታሪኻዊ ቅርስታት ዝሓዘ…

መልእኽቲ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

መልእኽቲ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ንዘበናት መናሃርያ ህብረ ብሄራዊነት ኣብ ዝኾነት ናይ ኣባ ጅፋር ሃገር፣ ብንግዲ፣ ባህሊ፣ ሃይማኖትን ትምህርቲን ኢትዮጵያውያን ካብ ኣርባዕቲኡ መኣዝን እናተራኸቡላ ዝነበረት ከተማ ጅማ ኣቲና። ኣብ ታሪኻዊት ከተማና ንሻድሻይ ግዘ ዝካየድ…

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ 44 ኪሎ ሜትሮ ዝሽፍን ልምዓት ወሰን ሩባ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል መዚ ሓለዋ ከባቢ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ናይ ሩባ ባህሪኦም ጠፊኦም ዝነበሩ ሩባታት እታ ከተማ ካብ ብኽለት ንምክልኻል 44 ኪሎ ሜትሮ ዝሽፍን ልምአት ወሰን ሩባ እናተወገነ ይርከብ ኢሎም፡፡ ዋና መካየዲ ስራሕ እቲ በዓል መዚ ዲዳ ድሪባ…

ኣብ ጎንደርን ባህርዳርን ዝተሃነፁ ፕሮጀክታት ንወለዶ እጃሙ እናተዋፅአ ምዃኑ የርእይ – ፕሬዚዳንት ታዬ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ከተማታት ጎንደርን ባህርዳርን እናተሰርሑ ዘለው ስራሕቲታት ልምዓት ናይ ሕዚ ወለዶ እጃሙ እናተዋፅአ ምዃኑ የርእይ ኢሎም ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሰ፡፡ ፕሬዚዳንት ታዬ፣ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፣ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ…

መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ሃይድራባድ በረራ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ህንዲ ሓምሻይ መዕለቢ ሃይድራባድ በረራ ኣጀሚሩ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ መደረ ዘስምዑ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ግሩፕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መስፍን ጣሰው÷ እቲ መገዲ ኣየር ሎሚ ቀጥታዊ በረራ ሃይድራባድ ዘጀመሮ በረራ ምትእስሳር…

ኣብ ተካእቲ ፍርያታት ንዝዋፈሩን ሓደሽቲ ሓሳባት ፈጠራን ንዝትግብሩ ፈጠርቲ ስራሕ ቀረብ ፋይናንስ ንምምላእ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ኣብ ተካእቲ ፍርያታት ንዝስርሑ ፈጠርቲ ስራሕ ቀረብ ፋይናንስ ንምምላእ ብትኹረት ይስራሕ ኣሎ ኢሉ፡፡ ምክትል ፕሬዚዳንት እቲ ባንኪ ኣይተ ጌታቸው ዋቄ ከምዝበሉዎ÷ እቲ ትካል ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ንዝዋፈሩ ኣልማዕቲ ቀረብ…