ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዲፕሎማሲ ኢኮኖሚ ብሄራዊ ረብሓ ንምርግጋፅ ወሳኒ ግደ ይፃወት Gebremariam Weldegerima Jun 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዲፕሎማሲ ኢኮኖሚ ብሄራዊ ረብሓ ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ደረጃ ንምርግጋፅ ወሳኒ ግደ ዝፃወት ኢዩ ኢሉ፡፡ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ዲፕሎማሲ ኢኮኖሚ ንምጥንኻር ጠሚቱ ኣብ ዝካየድ መድረኽ ዘተ መዳርግቲ ኣካላት፤ ሚኒስትር ዴኤታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መድረኽ ዘተ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይን(ዶ/ር) ተወከልቲ ማሕበረሰብ ንግዲን ሎሚ ምሸት ክቐርብ ኢዩ Desta Jun 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን(ዶ/ር) ትማሊ ምስ ካብ መልላእ ኢትዮጵያ ምስ ዝተውፃእፅኡ ማሕበረሰብ ንግዲ ዘተ ኣካይዶም ኢዮም። እቲ ዘተ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብ ናይ ዝገብርዎም ዘተታት ኣካል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንኣትክልትን ፍራምረን ዝተውሃበ ቆላሕታ ንምዕባለ ኢኮኖሚ ልዑል ግደ ኣለዎ Desta Jun 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ንኣትክልትን ፍራምረን ዝተውሃበ ቆላሕታ ንምዕባለ ኢኮኖሚ ልዑል ግደ ኣለዎ ኢሎም ተመራመርቲ ኢኮኖሚ። ተመራማሪ እቲ ዓውዲ ኣቡሌ መሓሪ (ዶ/ር)፥ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ንግዲ ወፃኢ ከብ ንምባልን ናህሪ ዋጋ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 23 ሚሊየን ዜጋታት ኣብ ናይ ሎሚ ዘበን ክረምታዊ ወለንታዊ ኣገልግሎት ክሳተፉ ኢዮም Desta Jun 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ደቂኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ልዕሊ 23 ሚሊየን ዜጋታት ኣብ ናይ ሎሚ ዘበን ክረምታዊ ወለንታዊ ኣገልግሎት ክሳተፉ ኢዮም ኢሉ። እቲ ኣገልግሎት 14 መርሃ ግብሪታት ከምዘለዉ መራሒ ኣፈፃሚ ስራሕ ብሄራዊን ወለንታዊ መስፋሕፍሒ ኣገልግሎትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ፌደራል ፖሊስ ኢትዮጵያ ዝተውሃበ እዋናዊ ሓበሬታ mizan mekonen Jun 9, 2025 0 ትማሊ ኣብ ስታድዩም ኣዲስ ኣበባ ኣብ መንጎ ሲዳማ ቡናን ወላይታ ዲቻን ናይ መወዳእታ ውድድር ፀዋታ ፅዋዕ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ምክያዱ ይዝከር። ክልቲኦም ክለባት ንምድጋፍ ካብ ሃዋሳ፣ ወላይታ ሶዶን ከባቢኣን ዝመፁ ብዙሓት ደገፍቲ ዘይምርድዳእ ብምፍጣሪ እቲ ፀወታ ኣብ ዕፁው ስታድዩም ንኽካየድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣግሮ ኢንዱስትሪ ፓርክታት ሕፅረት ቀረብ ሓይሊ ንምፍታሕ ይስራሕ ኣሎ mizan mekonen Jun 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ቡሬ፣ ቡልቡላን ይርጋለምን ዝተዋደደ ኣግሮ ኢንዱስትሪ ፓርክታት ሕፅረት ቀረብ ሓይሊ ንምፍታሕ ይስራሕ ኣሎ፡፡ ኣማኻሪ ዓውዲ እታወትን መሰረተ ልምዓትን ኢንዱስትሪ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ኣይተ ዳንኤል ኦላኒ ንፋና ዲጂታል ከምዝበልዎ÷ ንኢንዱስትሪታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃዋሳ ከተማ ንወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርስቲ ስዒራ mizan mekonen Jun 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ መርሃ ግብሪ መበል 34 ሰሙን ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ ከተማ ሃዋሳ ንወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲ 1 ብ 0 ስዒራ። ኣብ ስታድዩም ዩኒቨርሲቲ ኣዳማ ሳይንስን ቴክኖሎጅን ኣብ ዝተኻየደ ፀዋታ ቢንያም በላይ ንሃዋሳ ከተማ ናይ ዓወት ሸቶ ኣመዝጊቡ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ማሕበረሰብ ንግዲ ዘትዮም mizan mekonen Jun 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ.ኤም.ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ሎሚ ካብ መላእ ኢትዮጵያ ዝተውፃእፅኡ ተወከልቲ ማሕበረሰብ ንግዲ ዘትዮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ከምዝበልዎ፤ ብዞባ፣ ክልልን ከተማታትን ዝተኻየዱ ዘተታት ዝቀፀለ ሎሚ ብብርኪ ፌዴራል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲ መውፅኢ ፈተና 2017 ዓ.ም ምውሃብ ጀሚሩ mizan mekonen Jun 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ.ኤም.ሲ) ሎሚ ዓመት ኣብ ዩኒቨርስቲታት ዝውሃብ ቅድመ ምርቃ መውፅኢ ፋተና ምሃብ ምጅማሩ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ፈተና ካብ ሎሚ ጀሚሩ ክሳብ 10 ሰነ 2017 ዓ.ም ከምዝውሃብ መራሒ ፈፃሚ ስራሕ ጉዳያት ኣካዳሚክ ኣብቲ ሚኒስቴር ኤባ ሚጀና (ዶ/ር)…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማታት ዘመኑ ዝጠልቦ ግልጋሎት ፅሩይ ዝስተ ማይ ንምሃብ ይስራሕ ኣሎ mizan mekonen Jun 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ከተማታት ዘመኑ ዝጠልቦ ግልጋሎት ፅሩይ ዝስተ ማይ ንክህሉ ብትኹረት እናተሰርሐ እዩ ኢሉ ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን፡፡ ቢሮታት ማይ ምምሕዳር ክልልን ከተማን ከምኡ እውን ኣመራርሓታት ግልጋሎት ማይን ፈሳሲን ከተማ ፅሩይ ዝስተ ማይ ብዝበለፀ ተበፃሒ…