ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መረፅቲን ሕፁያት ብኦንላይ ምምዝጋብ ዝኽእልሉ ሶፍትዌር ተዳልዩ mizan mekonen Jun 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣብ 7ይ ሃገራዊ መረፃ መረፅቲን ሕፁያትኣብ ዘለውዎ ኮይኖም ብኦንላይ ምምዝጋብ ዝኽእልሉ ሶፍትዌር ምምዕባሉ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ቦርድ 7ይ ሃገራዊ መረፃ ብቴክኖሎጂ ተሓጊዙ መረፅቲ ይኹን ተወዳደርቲ ምምዝጋብ ዘኽእል ስርዓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንክልላት ዝመሓላለፍ ሓበራዊ እቶት ፍትሓዊ ዝርገሐ በጀት ጭቡጥ ለውጢ መፂኡ – ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር Gebremariam Weldegerima Jun 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር ድሕሪ ሃገራዊ ለውጢ ንክልላት ዝመሓላለፍ ሓበራዊ እቶት ፍትሓዊ ዝርገሐ በጀት ፍትሓዊ ንምግባር ብዝተሰርሐ ስራሕ ጭቡጥ ለውጢ ኣምፂኡ ኢሎም። ብቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ዝተሰናደአ ውሱን ዕላማ ኣብ ዘለዎም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተፈጥራውን ታሪኻውን ቅርስታት ሰኒድካ ንቆልዑ ምምሃር ይግባእ – ወ/ሮ ሰላማዊት ካሳ mizan mekonen Jun 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስትር ቱሪዝም ሰላማዊት ካሳ መስሕባት ቱሪስት፣ ባህላዊ፣ ተፈጥራውን ታሪኻውን ቅርስታት ሰኒድካ ንቆልዑ ምምሃር ይግባእ ኢለን፡፡ ብምክትል ኮሚሽነር ኮሚሽን ቱሪዝም ኦሮምያ ነጋ ወዳጆ ዝተፅሓፉ ክልተ መፃሕፍቲ ህፃናት ሎሚ ተመሪቖም። ኣብቲ…
ስፓርት ሲዳማ ቡና ንፈለማ እዋን ፅዋዕ ሻምፒዮን ኢትዮጵያ ተዓዊታ mizan mekonen Jun 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሲዳማ ቡና ንወላይታ ዲቻ ብምስዓር 2017 ፅዋዕ ሻምፒዮን ኢትዮጵያ ምዃና ኣረጋጊፃ። ሎሚ ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተኻየደ ናይ መወዳእታ ፀወታ ሲዳማ ቡና ንወላይታ ዲቻ 2 ን 1 ስዒራ። ሽቶታት ሲዳማ ቡና ብሃብታሙ ታደሰን መስፍን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰናይ ምስሊ ኢትዮጵያ ክብ ዘብሉ ተግባራት ኣብ ዓውድታት ባህልን ኪነ ጥበብን እናተሰርሑ ይርከቡ mizan mekonen Jun 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሰናይ ምስሊ ኢትዮጵያ ክብ ዘብሉ ስራሕቲ ኪነ ጥበብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዓለም ናይ ምቕራብ ተግባራት ተጠናኺሩ ቀፂሉ እዩ ኢሎም ሚኒስትር ዲኤታ ባህሊን ስፖርትን ነብዩ ባዩ፡፡ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓለም ፅቡቕ ምስሊ ኢትዮጵያ ዝሃንፁ ስነ-ጥበባዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ደቂ ኣንስትዮ ንህንፀት ሃገርን ወለዶን እጃመን ልዑል እዩ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ mizan mekonen Jun 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ደቂ ኣንስትዮ ንህንፀት ሃገርን ወለዶን እጃመን ልዑል እዩ ኢለን፡፡ ብምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ከተማ ለኸ ደቂ ኣንስትዮ መዛዘሚ ዘተ "ግደ ደቂ ኣንስትዮ ንኩለመዳያዊ ብልፅግና" ብዝብል መሪሕ…
ስፓርት መበል 18 ውድድር ጉያ ፍርቂ ማራቶን ኢትዮጵያ ተዛዚሙ mizan mekonen Jun 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መበገሲን መብፅሒን ኣብ መስቀል ኣደባባይ ዝገበረ መበል 18 ውድድር ጉያ ፍርቂ ማራቶን ኢትዮጵያ ኣብ ውድድር ደቂ ኣንስትዮ ፋንቱ ወርቁ ብውድድር ደቂ ተባዕትዮ ድማ ሌሊሳ ፉፋ ተዓዊቶም። ብውድድር ደቂ ደቂ ኣንስትዮ ፋንቱ ወርቁ ካብ ኢትዮ ኤሌክትሪክ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 2018 በጀት ዓመት ረቂቕ በጀት ኣብ ቀፃሊ ዓመታት ዝህልው ማክሮ ኢኮኖሚ ትንበያ ማእከል ዝገበረ እዩ – ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ mizan mekonen Jun 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) 2018 በጀት ዓመት ረቂቕ በጀት ኣብ ቀፃሊ ዓመታት ዝህልው ማክሮ ኢኮኖሚ ትንበያ ማእከል ዝገበረ ምዃኑ ሚኒስትር ገንበዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ገሊፆም፡፡ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ዝተማልአ ምምሕያሽ ኣፋፃፅማ ማክሮ ኢኮኖሚ ኣብ ካልኦት ኢኮኖሚያዊ ጉዳያትን…
ስፓርት ፍፃመ ፀወታ ኔሽንስ ኣውሮፓ ሊግ ሎሚ ምሸት ክካየድ እዩ mizan mekonen Jun 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኔሽንስ ኣውሮፓ ሊግ ፖርቹጋል ምስ ስፔን ሎሚ ምሸት ዝገብርኦ ፍፃመ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ። እቲ ፀወታ ምሸት ሰዓት 4 ኣብ ሙኒክ ስቴድየም ኣሊያንዝ ኣሬና ዝካየድ እንትኸውን ክልቲአን ክለባት ብመንፅር ዘለዉወን ብሉፃት ተፃወትቲ ብተመልከቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ሓሳቡ ብምግላፁ ዝእሰር የለን-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) Desta Jun 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብዚ ሐዚ እዋን ኣብ ኢትዮጵያ ድልየት ስልጣን ብሓይሊ ንምሓዝ ተሊሙን ተወዲቡን እንትንቀሳቐስ ከምኡውን ብኻልኦት ገበናት እንትሳተፍ እንበር ሓሳቡ ብምግላፁ ዝእሰር የለን ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መበል…