Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

June 2025

ስርዓታት ሓለዋ ፍሪያት መልክዓ ምድሪ ዘመላኸት ንምትግባር ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ስርዓታት ሓለዋ ፍሪያት መልክዓ ምድሪ ዘመላኸት ንምትግባር ይስራሕ ኣሎ ኢሉ በዓል መዚ ኣእሙራዊ ንብረት ኢትዮጵያ። ኣፈፃሚ ስራሕ ርክብ ህዝብን ኮሚኒኬሽንን እቲ በዓል መዚ ኣይተ ኤሊያስ መሃመድ፥ እቲ ስርዓት ንፍትሓዊ ውድድር ንግዲ ልዑል ግደ…

ራፊንሀ -ኣብ ላሊጋ ስፔን ኮኸብ ተፃዋታይ እዚ ዓመት ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብራዚላዊ ተፃዋታይ ካታላዊት ጋንታ ባርሴሎና ራፊንሃ ኮኾብ ተፃታይ ዓመተ ውድድር 2024/25 ላሊጋ ስፔን ብምባል ተመሪፁ፡፡ ራፊንሃ ኣብቲ ዓመተ ውድድር ንባርሴሎና 36 ፀወታታት ላሊጋ ብምግባር 18 ሸቶታት ኣመዝጊቡ ትሽዓተ ንሸቶ ዝኾና ኮዓሻሹ…

ናይ ፅልኢት ዘረባን ናይ ሕሶት ሓበሬታን ንምክልኻል ግደ ሕብረተሰብ …

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ናይ ፅልኢት ዘረባ፣ ናይ ሕሶት ሓበሬታን ንፅል ያታን ፈተናታት ህብረ ብሄራዊ ሓድነት ኢዮም፡፡ ንፋና ዲጂታል ሞያዊ ሓሳቦም ዘካፈሉ ምሁራን ጋዜጠኝነትን ኮሙኒኬሽን እዞም ፈተናታት ንምሕላፍ ሕብረተሰብ ግንዛበ ሚዲያ ምዕባይ ወሳኒ ኢዩ ኢሎም፡፡…

መንግስቲ በዓላት መርአዪ ሓድነት ንኽኾኑ ሓለዋ ይገብር

ኣዲስ ኣበባ፣ ግንቦት 29፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ በዓላት በዓላት መርአዪ ሓድነትን ብዙሕነትን ንኽኾኑ ሓለዋ ክገብር ኢዩ ኢሉ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ፡፡ እቲ ኣገልግሎት በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ (ዓረፋ) ምኽንያት ብምግባር ንተኸተልቲ ሃይማኖት እስልምና መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም…

ኢትዮጵያ ዘደንቕ መዘከሪ ዓወት ዓድዋ ሃኒፃ ኣላ – ፕሬዚዳንት ናታሻ ፒርክ ሙሳር

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ስሎቬኒያ ናታሻ ፒርክ ሙሳር ኢ(ዶ/ር)ትዮጵያ ሓድጋን ታሪኻን ንወለዶ ከመሓላልፍ ዝኽእል ዘደንቕ መዘከሪ ዓወት ዓድዋ ሃኒፃ ኢለን፡፡ ንዕላዊ ዑደት ስራሕ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ፃንሒት ዝገበራ እተን ፕሬዚዳንት ኣብ ዝኽሪ ዓወት ሕቑፊ ዕምበባ…

ኣርሰናል ውዕል ጋብሬል ማግሃሌስን ኣናዊሓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣርሰናል ንተኸላኻሊ ቦታ ተፃዋቲ ጋብሬል ማግሃሌስን ውዕሉ ክሳብ 2029 ዓ.ም.ፈ ከምዘናውሐት ዕላዊ ገይራ። ብራዚላዊ ንተኸላኻሊ ቦታ ተፃዋቲ ጋብሬል ማግሃሌስን ቅድሚ 5 ዓመት ካብ ሊል ናብ ኣርሰናል ምፅንባሩ ይዝከር። ማግሃሌስ ናብ ክለብ…

ፕሬዚዳንት ስሎቬኒያ ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበረን ዑደት ዛዚመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ሪፐብሊክ ስሎቬኒያ ናታሻ ፒሪክ ሙሳር ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበረን ዕላዊ ዑደት ስራሕ ዛዚመን ናብ ሃገረን ተመሊሰን፡፡ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ታዬ አፅቀ ስላሰ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ተረኺቦም ስኒት ገይሮምለን፡፡ ኣብ…

በዓል ዒድ ኣል-ኣድሃ (ዓረፋ ) ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መበል 1ሺሕን 446 ዒድ ኣል-ኣድሃ (ዓረፋ) በዓል ምኽባር ተጀሙሩ፡፡ እቲ በዓል ብሰዓብቲ እምነት እስልምና ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ብዝተፈላለየ ሃይማኖታዊ ስነ-ስርዓት እናተኸበረ ይርኸብ፡፡ ኣከባብራ እቲ በዓል ሶላትን ተክቢራን ሓዊሱ…

ዝመፅእ ዘሎ ለውጢ ብንቑሕ ዓይኒ ምርኣይ፣ ምሕታትን ምድጋፍን የድሊ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ዝመፅእ ዘሎ ለውጢ ብንቑሕ ዓይኒ ምርኣይ፣ ምሕታትን ምድጋፍን የድሊ ኢሎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒሰትር ብዛዕባ ዕብየት ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ፣ እዋናዊ ፈተናታትን ቀፃሊ ኣንፈትን ጠሚቶም ኣብ ዝገበርዎ ካልኣይ ክፋል…

ውፅኢታውነት መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ብካልኦት ሃገራት እውን ተመስኪሩ ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኢትዮጵያ ብፍልጠትን ጥበብን ተግባራዊ ዝገበረቶ መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ውፅኢታዊ ምዃኑ ብካልኦት ሃገራት እውን ተመስኪሩ ኢዩ ኢሎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒሰትር ብዛዕባ ዕብየት ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ፣ እዋናዊ…