ቢዝነስ ኢኒሼቲቭ ኣቮካዶ ዝሐሸ ውፅት ይረኣየሉ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jun 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ሕርሻ ኢኒሼቲቭ ኣቮካዶ ኣብ ጅማሮ ዝርከብ ይኹን እምበር ዝሐሸ ውፅኢት እናመዝገበ ይርከብ ኢሉ፡፡ ኣብቲ ሚኒስቴር መሪሕ ፈፃሚ ስራሕ ልምዓት ሆልቲካልቸር ኣብደላ ነጋሽ ከምዝበሉዎ፤ እናተተኸሉ ካብ ሞንጎ ዝርከቡ ፈልሲታት ፍራምረ ኣቮካዶ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዉሕጅ ብምስዓብ ስግኣት ዝፈጥር ዝነበረ ማይ ንሓረስቶት ተረባሕቲ ይገብር ኣሎ- ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) Desta Jun 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ግብርና ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ኣብ ክልል ማእከላዊ ኢትዮጵያ ዞባ ሃላባ ወረዳ ዌራ ዲጆ ጣቢያ ሲንቢጣ ዉሕጅ ብምስዓብ ስግኣት ዝፈጥር ዝነበረ ማይ ንሓረስቶት ተረባሕቲ ይገብር ኣሎ ኢሎም። ኣብቲ ዞባ ብመስኖ ዝፈሪዩ ዝተመሓየሹ ፍሪያታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ኣብ ትግራይ ኣብ ዘካይዶ ምትእኽኻብ ኣጀንዳ ኩሉ ማሕበረሰብ ንቑሕ ተሳትፎ ክህልዎ ይግባእ Desta Jun 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ኢትዮጵያ ኣብ ቀፃሊ ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ዘካይዶ ምትእኽኻብ ኣጀንዳ ኩሎም ክፋላት ማሕበረሰብ ብንቑሕ ተሳትፎ ሓሳቦም ንክገልፁ ፃውዒት ቀሪቡ፡፡ ላዕለዋይ በዓል ሞያ ሚዲያን ኮሙኒኬሽንን እቲ ኮሚሽን ግርማሞገስ ጥበቡ ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 14 ሃገራት ዝሳተፋሉ ዓውደ ምርኢት ንግዲ ‘ኣግሮ ፉድ’ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jun 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)14 ሃገራት ዝሳተፋሉ 7ይ ዓውደ ምርኢት ንግዲ ‘ኣግሮ ፉድ’ ካብ 12 ክሳብ 14 ሰነ 2017 ዓ.ም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ፡፡ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ፣ ፌርትሬድን ፕራን ኢቨንትስ ጀርመንን ብሓባር ኣብ ዘካይዱዎ ዓውደ ምርኢት÷ ዓለም ለኸ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝተፈላለዩ ኣዋጃት ኣፅዲቑ Desta Jun 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ዘሳለጦ መበል 33 ስሩዕ ኣኼብኡ ክልተ ስምምዕነታት ልቓሕ ሓዊሱ ኣዋጅ ኣተሓሕዛን ኣወጋግዳን ደረቕ ጓሓፍ ኣፅዲቑ። ሚኒስትር ዋና ተፀዋዒ መንግስቲ ተስፋዬ በልጅጌ (ዶ/ር) ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ባንኪ ዓረብ ንልምዓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ንኣፍረይቲ ኢንዱስትሪ ዝሃቦ ትኹረት ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ Gebremariam Weldegerima Jun 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ መንግስቲ ንሰላም ከምኡ እውን ንኣፍረይቲ ኢንዱስትሪ ዝሃቦ ትኹረት ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ ኢሎም፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር 3ይ ኤክስፖ ጎስጓስ “ኢትዮጵያ ተፍሪ ንሕና እውን ንሸምት” ኣብ ከተማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህንፀት መንበሪ ሰፈር ሓረስቶት እንትዛዘም ሜላ ኣነባብራ ሓረስቶት ክቕይሩ ኢዮም-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) Desta Jun 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ህንፀት መንበሪ ሰፈር ሓረስቶት እንትዛዘም ሜላ ኣነባብራ ሓረስቶት ክቕይሩን ጥዕናዊ ህይወት ዘላብሱን ኢዮም ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር መበል ራብዓይን ኣካል ወለንታዊ ክረምታዊ ስራሕቲን ዝኾነ ስራሕቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ኣታዊ መሸጣ መፅሓፍ “የመደመር ትውልድ” ዝተሃነፁ ስታዲየማት Gebremariam Weldegerima Jun 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ ኣታዊ መሸጣ መፅሓፍ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)“የመደመር ትውልድ” ኣብ ክልል ሶማሌ ከተማታት ጎዴ፣ ደገሃቡር፣ ኣራርሶን ጅግጅጋን ኣርባዕተ ማእኸለዎት ስታዲየማት ህንፀት እናተኻየደ ይርከብ፡፡ ኣብ ጎዴን ደገሃቡር ዝህነፁ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዞባ ሃዲያ ሞዴል መንበሪ መንደር ኮሪደር ገፀር ኣጀኒሮም Gebremariam Weldegerima Jun 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ክልል ማእኸላይ ኢትዮጵያ ዞባ ሃዲያ ወረዳ ሌሞ ቀበሌ ዱባንቾ መርሃ ግብሪ ሞዴል መንበሪ መንደር ኮሪደር ገፀር ኣጀሚሮም፡፡ እቶም ቀዳማይሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ “ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንመርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር 8 ነጥቢ 4 ቢሊየን ፈልሲ ተዳልዩ mizan mekonen Jun 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ንሎሚ ዓመት ንመርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር 8 ነጥቢ 4 ቢሊየን ፈልሲ ተዳልዩ፡፡ ኣብ ሚኒስትሪ ሕርሻ ሓላፊ ዴስክ ልምዓት ሻንቆ ቴሳ ንፋና ዲጂታል ከምዝበልዎ÷ ነቲ መርሃ ግብሪ 7 ነጥቢ 5 ቢሊየን ፈልሲ ንምትካል ተተሊሙ ክሳብ ሕዚ 8 ነጥቢ 4…