ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲታት ወላይታ ሶዶን ወለጋን ተምሃሮአን ኣመሪቐን Gebremariam Weldegerima Jun 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዩኒቨርሲቲታት ወላይታ ሶዶን ወለጋን ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ዘሰልጠነኦም ተምሃሮአን ኣመሪቐን፡፡ ዩኒቨርሲቲ ወላይታ ሶዶ ብስሩዕ ብተኸታታሊ መርሃ ግብሪታታትን ብቀዳማይ፣ ካልኣይን ሳልሳይን ዲግሪ ዘሰልጠኖም 1 ሺሕን 710 ተምሃሮ ኣመሪቑ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቱሪዝም ምስ ሕርሻ ዘተኣሳሰረ ቤኑና መንደር … Gebremariam Weldegerima Jun 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ ትካላት ሚዲያ መንግስቲን ውልቀን ዝተውፃእፅኡ ሰብ ሞያ ሚዲያ ኣብ ወሰን ቃላይ በሰቃ ዝተሃነፀ ቤኑና መንደር ተዓዚቦም። ቤኑና መንደር ኣዚዩ ዘበናዊ መደቀሲ ክፍሊታት፣ ኣዳራሽ፣ እንዳ ሲኒማን መዘናግዒ ቦታን፣ ስፓ ከምኡ እውን ልምዓት ፍረምረን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባህላዊ ስርዓት ኣፈታትሓ ጎነፅ ተበፃሕነት ፍትሒ ክብ ንክብል ይገብር ኣሎ Desta Jun 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባህላዊ ስርዓት ኣፈታትሓ ጎነፅ ተበፃሕነት ፍትሒ ክብ ንክብል ይገብር ኣሎ ኢለን ሚኒስትር ፍትሒ ሃና ኣርኣያስላሴ። ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዘሎ ስርዓት ሕጊ ባህላዊ ሜላ ኣፈታትሓ ጎነፅ ንምክታት ክውሰዱ ብዛዕባ ዝግበኦም ስጉምቲታት ጠመተ ዝገበረ ዘተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ብህዝበ ውሳነ ንባዕሎም ሪፎርም ምስ ዝገበሩ መዳርግቲ ኣካላት ክልላት ይዝቲ ኣሎ Desta Jun 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ብስርዓት ምርጫ ህዝበ ውሳነ ንባዕሎም መሊሶም ሪፎርም ምስ ዝገበሩ መዳርግቲ ኣካላት ክልላት ይዝቲ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ምክትል ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ወ/ሮ ዘህራን ሁመድ፣ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ሰላም ጌታ ቸሩ፣…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት “እስራኤልን ኢራንን ምቁራፅ ተኹሲ ንምግባር ተስማዕሚዐን” – ፕሬዚዳንት ትራምፕ Gebremariam Weldegerima Jun 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)እስራኤልን ኢራንን ምቁራፅ ተኹሲ ንምግባር ተስማዕሚዐን ኢሎም ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ፡፡ ፕሬዚዳንት ትራምፕ ከምዝበሉዎ÷ እስራኤልን ኢራንን ንዝሓለፉ 12 መዓልቲታት እናካየደኦ ዝፀንሓ ኲናት ፀጣ ንምባል ኣብ ስምምዕነት በፂሐን። እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተለዋዋጢ ኩነታት ንምፅዋርን ምላሽ ንምሃብን ዝኽእሉ ጠንካራ ትካላት ምፍጣር ይግባእ – ኣይተ ኣደም ፋራህ mizan mekonen Jun 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዓለም ዝረኣዩ ተለዋዋጢ ኩነታት ንምፅዋርን ምላሽ ንምሃብን ዝኽእሉ ጠንካራ ትካላት ምፍጣር ይግባእ ኢሎም ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ህንፀት ስርዓት ዲሞክራሲን ሓላፊ ፓርቲ ብልፅግና ምክትል ፕሬዚዳንት ኣይተ ኣደም ፋራህ፡፡ ኢትዮጵያ ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ሓደ ህፃን ሓዊሱ ህይወት 9 ሰባት ሓሊፉ mizan mekonen Jun 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ኣቃቂ ቃሊቲ ሎሚ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ወዲ ሓደ ዓመት ህፃን ሓዊሱ ህይወት 9 ሰባት ሓሊፉ፡፡ ዳይሬክተር ርክብ ህዝብን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኮማንደር ማርቆስ ታደሰ ንፋና ዲጂታል ከምዝበልዎ÷ እቲ ሓደጋ ኣብ ክፍለ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ረቂቕ ኣዋጅ ምውፋር ስራሕ ወፃኢ ሃገራት መሰል፣ ድሕንነትን ዘላቒ ተረባሕነትን ዜጋታት ንምርግጋፅ ዘኽእል ኢዩ – ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን Gebremariam Weldegerima Jun 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ረቂቕ ኣዋጅ ምውፋር ስራሕ ወፃኢ ሃገራት ብዝምልከት ኣብዚ ሰሙን ብዝተፈላለዩ መራኸብቲ ሓፋሽ ዝጋውሑ ሓበሬታታት ግቡኣት ዘይኮኑ ኢዮም ኢሉ፡፡ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ዘቕረቦ ረቂቕ ኣዋጅ ምውፋር ስራሕ ወፃኢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ሞያተኛታት ሚዲያ ዘቲዮም Desta Jun 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ሞያተኛታት ሚዲያ ህዝብን ውልቀን ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ምስ መዳርግቲ ኣካላት ናይ ዝግበር ዘተ መዛዘሚ ዝኾነ ካብ ሚዲያት ህዝብን ውልቀን ምስ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ገዚፍ ማእኸል ኒውክሌር ኢራን ዳግማይ መጥቃዕቲ በፂሑዎ Desta Jun 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ገዚፍ ማእኸል ኒውክሌር ኢራን ዝኾነ ፎርዶው ሎሚ ዳግማይ መጥቃዕቲ በፂሑዎ። ኣሜሪካ ትማሊ ፎርዶው ሓዊሱ ናታንዝን ኢስፋሃን ኣብ ዝተብሃሉ ጣቢያታት ኒውክሌር ኢራን ዕዉት መጥቃዕቲ ቡንባ ምፍፃማ ፕሬዚዳንት ዶናልድ ትራምፕ ምግላፆም ይዝከር። ሎሚ…