ኢትዮጵያ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 714 ነጥቢ 7 ሚሊየን ፈልሲታት ብምትካል መርኣያ ኮይና – ፕሬዚዳንት ታዬ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 714 ነጥቢ 7 ሚሊየን ፈልሲታት ብምትካል መርኣያ ኮይና ኢሎም ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሰ፡፡
እቶም ፕሬዚዳንት ብብርኪ ሃገር ዝተዛዘመ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ሓንቲ ፀሓይ ኣመልኪቶም ሎሚ ኣብ ማሕበራዊ…