Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

July 2025

ኢትዮጵያን ጣሊያንን ኣብ ዓውዲ ግብርና ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእለን ስምምዕ ከቲመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ጣሊያንን ኣብ ዓውዲ ግብርና ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእለን ስምምዕ ከቲመን። ኣብቲ ስምምዕነት ሰነድ፥ ሚኒስትር ግብርና ግርማ ኣመንቴ(ዶ/ር)ን ሚኒስትር ግብርና ጣሊያን ፍራንሲስኮ ሎሎብሪጊዳን ክታሞም ኣንቢረሙሉ። ኣብ መንጎ ክልቲአን…

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ሰብ ሞያ ሚዲያን ኮሙኒኬሽንን ተኸላ ፈልሲ ኣካይደን

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ "ብምትካል ምብራኽ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ሎሚ ወጋሕታ ምስ ሰብ ሞያ ኮሙኒኬሽን እቲ ምምሕዳር ከተማን ሚዲያን ተኸላ ፈልሲ ኣካይደን። እተን ከንቲባ ምስቶም ሰብ ሞያ ብምዃን ኣብ ወሰን ሩባ ቀበና…

ኢትዮጵያን ኩባን ምትሕብባረን ንምጥንኻር ተስማዕሚዔን

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያን ኩባን ኣብ ዝተፈላለዩ ቁልፊ ጉዳያት ምትሕብባረን ንምጥንኻር ተስማዕሚዔን፡፡ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ማሕበራዊ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፤ ኣብ ጎና ጎኒ ካልኣይ ጉባኤ ስርዓተ ምግቢ ሕቡራት…

ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ምስ ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ማህሙድ አሊ ዩሱፍ ምስ ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼኽ መሓሙድ ተዛቲዮም፡፡ እቶም ኣቦ መንበር ኣብቲ እዋን ዘተ፤ መገዲ ሰላም ሶማሊያ ንምድጋፍ እቲ ሕብረት ዘለዎ ቆራፅነት ኣረጋጊፆም። ፕሬዚዳንት ሓሰን ሼኽ…

ሰንደርላንድ ንግራኒት ዣካ ንንምፍራም ተስማዕሚዓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሰንደርላንድ ንነበር ተፃዋታይ ጋንታ ኣርሰናል ግራኒት ዣካ ካብ ባየርሊቨርኩሰን ንምፍራም ኣብ ስምምዕ በፂሓ፡፡ ናብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ዝዓበየት ጋንታ ሰንደርላንድ ንግራኒት ዣካ ዝውውር 20 ሚሊየን ዩሮ ወፃኢ ገይራ፡፡ ወዲ 32 ዓመት…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ መራሕቲ ዝተፈላለያ ሃገራት ሓምለዋይ ኣሰር ኣንቢሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ መኽፈቲ ጉባኤ ስርዓተ ምግቢ ምስ ዝተረኸቡ መራሕቲ ዝተፈላለያ ሃገራት ብምዃን ፈልሲ ብምትካል ሓምለዋይ ኣሰር ኣንቢሮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፤…

ኣብቲ ጉባኤ ኢትዮጵያ ብስርዓት ምግቢ ዝረኸበቶ ውፅኢት ንዓለም ኣርእያ እያ – ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ካልኣይ ጉባኤ ስርዓት ምግቢ ሕቡራት መንግስታት ኢትዮጵያ ኣብ ስርዓት ምግቢ ዘካየደቶም ተግባራትን ዝተባባዕ ውፅኢትን ንዓለም ኣርእያ እያ ኢሎም ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር። እቶም ሚኒስትር እቲ ጉባኤ…

ኢትዮጵያ ብምግቢ ርእሳ ንምኽኣል ዝሰርሐቶም ስራሕቲ ዝነኣድ እዩ – ኣንቶኒዮ ጉቴሬዝ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ዋና ፀሓፊ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ኢትዮጵያ ብምግቢ ርእሳ ንምኽኣል ዝሰርሐቶም ስራሕቲ ዝነኣድ እዩ ኢሎም፡፡ እቶም ዋና ፀሓፊ ብኣሳናዳኢነት ኢትዮጵያ ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተኻየደ ዘሎ ጉባኤ ስርዓት ምግቢ ውድብ ሕቡራት መንግስታት…

ኢትዮጵያ ሉዓላዊነት ምግቢ ንምርግጋፅ ስግግር ስርዓት ምግቢ ማእኸል ዝገበሩ ተግባራት ኣካይዳ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ሉዓላዊነት ምግቢ ንምርግጋፅ ግልፂ ስትራቴጂን ፖሊሲታትን ንምሕንፃፅ ስግግር ስርዓት ምግቢ ማእኸል ዝገበሩ ተግባራት ኣካይዳ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ 2ይ ጉባኤ ስርዓተ ምግቢ ሕቡራት…

ዕላማና ፅግዕተኝነትን ተሓጋዛይነትን ክቕፅል ምግባር ዘይኮነስ ኣፍሪካ ርእሳ ክትክእል ምግባር ኢዩ – ጂኦርጂያ ሜሎኒ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዕላማና ፅግዕተኝነትን ተሓጋዛይነትን ክቕፅል ምግባር ዘይኮነስ ኣፍሪካ ርእሳ ክትክእል ምግባር ኢዩ ኢለን ቀዳመይቲ ሚኒስትር ጣሊያን ጂኦርጂያ ሜሎኒ። እተን ቀዳመይቲ ሚኒስትር እዚ ዝበላ ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ 2ይ ጉባኤ ስርዓተ…