Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

August 2025

ውርይቲ ተዋሳኢት ኣንጀሊና ጆሊ ንሆስፒታል ቅዱስ ጴጥሮስ ሓገዝ ንምግባር ቃል ኣትያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ውርይቲ ኣሜሪካዊት ተዋሳኢት ኣንጀሊና ጆሊ ብግሎባል ሄልዝ ኮሚቴ ኣቢላ ንስፔሻላይዝድ ሆስፒታል ቅዱስ ጴጥሮስ ሓገዝ ናውቲ ሕክምና ንምግባር ቃል ኣትያ፡፡ ካብ ተዋስኦን ሞያ ፊልምን ብተወሳኺ ሰብኣዊ ሓገዝ ብምግባር ትፍለጥ ኣንጀሊና ጆሊ፤ ኣብ…

ተቛረፅቲ ኮንስትራክሽን ብብርኪ ዓለም ለኸ ተወዳዳሪ ክኾኑ ንምግባር እናተሰርሐ ይርከብ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ጫልቱ ሳኒ ልዕሊ 20 ተቛረፅቲ ኮንስትራክሽን ኣብ ጎረባብቲ ሃገራት ሓዊሱ ብብርኪ ዓለም ተወዳዳሪ ኮይኖም ክሰርሑ ንምግባር እናተሰርሐ ይርከብ ኢለን፡፡ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 2025 ክሳብ 2050 ዝትግበር…

ፕሮጀክታት ምዝዛም ናይዚ መንግስቲ ፍሉይ መፍለዪ ባህሪ ኢዩ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ፕሮጀክታት ምዝዛም ናይዚ መንግስቲ ፍሉይ መፍለዪ ባህሪ ኢዩ ኢሎም። ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ዓውዲ ኮንስትራሽን መዳርግቲ ኣካላት ብምስታፍ ማሕለኻታትን ዕድላትን ብምፍላይ እቲ ዓውዲ ናብ ሓዱሽ…

ጉባኤ ሀልዝ ቴክ ፖሊሲ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)3ይ ጉባኤ ሀልዝ ቴክ ፖሊሲ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ፡፡ ንፈለማ እዋን እኣብ ኢትዮጵያ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ጉባኤ፤ ኣብ ሚኒስቴር ጥዕና መሪሕ ፈፃ ስራሕ ኢኖቬሽንን መመሓየሽ ፅሬትን ጥዕና ዶ/ር ኣባስ ሃሰን ፈጠራታት ቴክኖሎጂ…

ዲጂታል ኢትዮጵያ 2025 ስታርታፕ ቢዝነሳት ክስፋሕፍሑ ይገብር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢኒሼቲቭ ዲጂታል ኢትዮጵያ 2025 ኩባኒያታት ቴክኖሎጂ ጎሊሆም ንኽወፅኡን ስታርታፕ ቢዝነሳት ክስፋሕፍሑ ይገብር ኣሎ ኢሉ ሚኒስቴር ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽን፡፡ ኢኒሼቲቩ ሃገራዊ ስነ ምህዳር ቴክኖሎጂ ንኽምስረት ከምዘኽአለ ተገሊፁ።…

ፅሬት ኣገልግሎት ጥዕና ንምምሕያሽ እናተሰርሑ ዝርከቡ ስራሕቲ ተጠናኺሮም ክቕፅሉ ኢዮም – ዶ/ር መቅደስ ዳባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፅሬት ኣገልግሎት ጥዕና ንምምሕያሽ እናተሰርሑ ዝርከቡ ስራሕቲ ተጠናኺሮም ክቕፅሉ ኢዮም ኢለን ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ። ሓራዊ መድረኽ ዘተ ሚኒስቴር ጥዕናን ላዕለዎት ኣመራርሓ ቢሮ ጥዕና ክላትን ኣብ ከተማ ሃረር እናተኻየደ ይርከብ።…

መንግስቲ ካብ መስከረም ጀሚሩ ንሰራሕተኛታት ተወሳኺ መመሓየሺ መሃያ ንምግባር ወሲኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ካብ ወርሒ መስከረም 2018 ዓ.ም ጀሚሩ ንሰራሕተኛታት ተወሳኺ መመሓየሺ መሃያ ንምግባር ወሲኑ፡፡ ኮሚሽን ሲቪል ሰርቪስ ፌደራል ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፤ መንግስቲ ኩነታት ናብራ ዜጋታት ንምምሕያሽ ዓቕሚ ሃገርዝፈቕዶ ስጉምቲ እናወሰደ ይርከብ…

ንኣዲስ ኣበባ ልዕሊ 50 ሚሊየን ብር ዝግመቱ ናውቲ ሕክምና ደገፍ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፋውንዴሽን ሄኖክ ኣርጋው ልዕሊ 50 ሚሊየን ብር ዝግመቱ ዝተፈላለዩ ናውቲ ሕክምናን እታወታትን ንምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ደገፍ ገይሩ። ነቲ ደገፍ ዝተረከባ ከንቲባ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ፤ ካብ ዲያስፖራ ክሳብ ውሽጢ ዓዲ ዘለዎም ፀጋታቶም…

ኢትዮጵያ ድሕሪ 100 ዓመት ናብ ዕዳጋ ስቶክ ዝተመለሰትሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ.ኤም.ሲ)ኢትዮጵያ ድሕሪ 100 ዓመት ናብ ዓለም ለኸ ዕዳጋ ስቶክ ተመሊሳ ኢሉ ሆልዲንግስ ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ። እቲ ትካል ኣብ ኢትዮጵያ ኣፍራዪ ወርቂ ዝተዋፈረ "ኣኮቦ ማዕድናት ኩባንያ" 7 ነጥቢ 4 ሚኢታዊ ብፅሒት ብምዕዳግ ፈላማይ ዓለም ለኸ…

ልዕሊ 308 ቢሊየን ብር ዕድጊት ብስርዓት ኤሌክትሮኒክ …

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት ልዕሊ 308 ቢሊየን ብር ዕድጊት ብስርዓት ኤሌክትሮኒክ ተፈፂሙ ኢሉ በዓል መዚ ንብረትን እድጊትን መንግስቲ ፌዴራል፡፡ ዋና ዳይሬክተር እቲ በዓል መዚ መሰረት መስቀሌ ከምዝበልኦ ኣብቲ በጀት ዓመት ካብ ስርዓት ዕድጊት…