Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

August 2025

ኣብ ጥቓ ቢሾፍቱ ዝህነፅ መዕርፎ ነፈርቲ ምንቅስቃስ ፋይናንስ ሰነድ ውክልና ተፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መገዲ ኣየር ኢትዮጵያን ብባንኪ ልምዓት ኣፍሪካን ኣብ ጥቓ ቢሾፍቱ ዝህነፅ ፕሮጀክት መዕርፎ ነፈርቲ ፋይንስ ምንቅስቃሳት ብምምችቻው ሰነድ ውክልና ተፈሪሙ፡፡ ኣብቲ ስነ ሰርዓት ፊርማ ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ፣ ኣቦ ወንበር ቦርድ ግሩፕ መገዲ…

ኢትዮጵያ በሪ ባሕሪ ንምርካብ ትገብሮ ፃዕሪ ይድግፍ – ቱርክሜኒስታን

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቱርክሜኒስታን፥ ኢትዮጵያ በሪ ባሕሪ ንምርካብ ትገብሮ ፃዕሪ ይድግፍ ኢየ ኢላ፡፡ ተቐማጥነቶም ኣብ ፓኪስታን ብምግባር ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቱርከሜኒስታን ጀማል በከር (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር ራሺድ ሜሬዶቭ ተዛቲዮም።…

ቆፀሮ ትራምፕን ፑቲንን ኣብ ኣላስካ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕን ምስ ሩሲያ መዘነኦም ቭላድሚር ፑቲን ኣብ ጉዳይ ኲናት ሩሲያ ዩክሬን ብምዝታይ ኣብ መፍትሒ ንምብፃሕ ኣብ ኣላስካ ተራኺቦም ንምዝታይ ቆፀሮ ጂዞም ኣለዉ፡፡ ፕሬዚዳንት ትራምፕ ዳግም ናብ ዋይት ሃውስ ምስተመለሱ…

ኮሚሽን ጉምሩክ ብስነ ምግባሩ ዝነኣድ ኣገልጋሊ ንምፍጣር ይሰርሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኮሚሽን ኮሚሽነር ጉምሩክ ደበሌ ቃነታ ብስነ ምግባሩ ዝነኣድ ኣገልጋሊ ሓይሊ ሰብ ንምፍጣር ዘካይዶ ፃዕሪ ቀፂሉ ኢሎም፡፡ ኮሚሽን ጉምሩክ ካብ ኩሉም ክፋላት እታ ሃገር ዝተውፃእፅኡ ልዕሊ 3 ሽሕ 300 ዝኾኑ ሓደሽቲ ሰልጠንቲ ሰራሕተኛታት ስነ-ስርዓት…

ንወፃኢ ዕዳጋ ካብ ዝቐረበ ዕጣን ልዕሊ 1 ነጥቢ 6 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት ናብ ወፃኢ ዕዳጋ ካብ ዝቐረበ ፍርያት ዕጣን ልዕሊ 1 ነጥቢ 6 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ። መካየዲ ስራሕ ኮሙኒኬሽንን ማሕበራዊ ሓላፍነት ኣመራርሓ ስራሕን ኮርፖሬሽን ስራሕቲ ሕርሻ ኢትዮጵያ ጋሻው ኣይችሉህም፤ 2 ሺሕን…

9 ነጥቢ 1 ሚሊየን ዝተመሓየሹ ዓሌታት ደቀቕቲ ዓሳ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት 2017 ዓ.ም 9 ነጥቢ 1 ሚሊየን ዝተመሓየሹ ዓሌታት ዓሳ ተከፋፊሉ ኢሉ ሚኒስቴር ሕርሻ። ሚኒስትር ዲኤታ ልምዓት ሃፍቲ ዓሳን እንስሳትን ፍቕሩ ረጋሳ (ዶ/ር) ንፋና ዲጂታል ከምዝበልዎ፤…

መበል 20 መዓልቲ ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ብፍሉይ ድምቀት ክኽበር ኢዩ – ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 20 መዓልቲ ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ብፍሉይ ድምቀት ክኽበር ኢዩ ኢሎም ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌደሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር፡፡ መበል 20 መዓልቲ ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ብዝምልከት ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣባላት…

ጉዕዞ ብራኸ ኢትዮጵያ ንምዕዋት ሰላም ምፅናዕ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጉዕዞ ብራኸ ኢትዮጵያ ንምዕዋት ሰላም ምፅናዕ ናይ ኩሉ ሓላፍነት ክኸውን ይግባእ ኢሎም ሚኒስትር ሰላም መሓመድ እድሪስ። ብኣሰናዳእነት ሚኒስቴር ሰላም ካብ ኩለን ክልላትን ክልቲአን ምምሕዳር ከተማን ዝተውፃእፅኡ ኣመራርሓ ሰላምን ፀፅታን ኣብ ከተማ…

ክሪስታል ፓላስ ተዓዋቲት ፅዋዕ ኮሙዩኒቲ ሽልድ ኮይና

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ክሪስታል ፓላስ ኣብ ታሪኻ ንፈለማ እዋን ንቨርፑል ብምስዓር ተዓዋቲት ፅዋዕ ኮሙዩኒቲ ሽልድ ኮይና። ልዒል ንሕንሕ ኣብ ዝተርኣየሉ ኣብ ስታዲየም ዌምብሌይ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ፍፃመ ክሪስታል ፓላስ ንሊቨርፑል ብመፍለዪ ቅላዕ ብምስዓር ኢያ ፅዋዕ…

ፀወታ ፍፃመ ኮሙዩኒቲ ሺልድ …

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሻምፒዮን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ዝኾነት ጋንታ ሊቨርፑል ኣብ ፀወታ ፍፃመ ኮሙዩኒቲ ሺልድ ምስ ተዓዋቲት ፅዋዕ ኤፍኤ ካፕ ጋንታ ክሪስታል ፓላስ ዝገብረኦ ንሕንሕ ትፅቢት ይግበረሉ። ብኣርነ ስሎት ትምራሕ ሊቨርፑል ኣብ ስታዲየም ዌምብሌይ ምስ ክሪስታል…