ብሓሳብ ናይ ምዝርራብ ባህሊ ንኽጉልብት ፖለቲከኛታት ልምዶም ሰኒዶም ከቕርቡ ይግባእ – ተስፋዬ በልጅጌ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሓሳብ ናይ ምዝርራብ ባህሊ ንኽጉልብት ፖለቲከኛታት ልምዶም ሰኒዶምም ብመፅሓፍ ኣሰናዲኦምን ንዝቕፅል ወለዶ ከቐምጡ ይግባእ ኢሎም ዋና ተፀዋዒ መንግስቲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተስፋዬ በልጅጌ (ዶ/ር)።
"ኢትዮጵያዊ ዴሞክራሲ ፍለጋ" ብዝብል ርእሲ…