ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ታሪኻዊ ፀላእቲ ንኢትዮጵያ ካብ መገዳ ንምትራፍ ዝሃቀኑዎም ሜላታት… mizan mekonen Aug 8, 2025 0 ቤት ምኽሪ ፓርቲ ብልፅግና ንታሪኻዊ ፀላእቲን ተለኣኣኽቶምን ንኢትዮጵያ ካብ መገዳ ንምትራፍ ናይ መወዳእታ ፈተነ እናገበሩ ከምዝርከቡ ኣመልኪቱ፡፡ ኣብዚ ናይ መወዳእታ ፈተነኦም ድማ ሽዱሽጸ ሜላታት ንምጥቃም ከምዝተበገሱ እቲ ቤት ምኽሪ ገምጊሙ፡፡ እዞም ሜላታት ድማ፡- Ø ንሞት ዝደላለዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ፓርቲ ፓርቲ ብልፅግና ናይ መወዳእታ ፈተነ ታሪኻዊ ፀላእቲ ንመወዳእታ ግዘ ንምምካን ብቖራፅነት ንምውጋን ዘቐመጦም ሸውዓተ ጉዳያት፡- mizan mekonen Aug 8, 2025 0 ጎንፂ ከትርፉ ዝኽእሉ ሰላማዊ ኣማራፂታት ብኹሉ ኣንፈት ንምፍታንን ብሰላማዊ መገዲ ንምቅላስ ንዝወሰኑ ዕጡቓት ኣድላዪ ዘበለ ኩሉ ምግባር፤ ኣማራፂ ሰላም ብዘይምቕባል ኣብ ልዕሊ ህዝቢን ንብረት ሃገርን ፀግ ንምፍጣር ኣብ ልዕሊ ዝተልዓሉ ሓይሊታት ብዝተጠናኸረ መገዲ ሕጊ ንምኽባር፤…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መግለፂ ቤት ምኽሪ ፓርቲ ብልፅግና mizan mekonen Aug 8, 2025 0 ንሕና ኣባላት ቤት ምኽሪ ፓርቲ ብልፅግና ካብ 30 ሓምለ ክሳብ 2 ነሓሰ 2017 ዓ.ም ኣብ ዘካየድናዮ ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዓለም ለኻዊ፣ ኣህጉራዊ፣ ዞባዊን ሃገራዊን ጉዳያት ብዝርዝር ተዛቲና። ቤት ምኽሪና ሕዚ ኣብ ዘሎ ጂኦ ፖለቲካዊ ኩነታት ብሄራዊ ረብሓ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዝኽበረሉ መገዲ ተመልኪቱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓምለዋይ ኣሰር ንትውልዲ ምችውቲ ሃገር ንምህናፅ ልዑል ተበግሶ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Aug 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓምለዋይ ኣሰር ንትውልዲ ምችውቲ ሃገር ንምህናፅ ልዑል ተበግሶ ስለዝኾነ ተሳትፎና ኣጠናኺርና ክንቅፅል ኢና ኢሎም ተነሓናሕቲ ፓርቲታት ፖለቲካ። ኣባላት ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ከተማ ሸገር ክፍለ ከተማ መነ ኣብቹ መርሃ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዲጂታል ዓውዲ ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ዘፋልጥ ኤክስፖ ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Aug 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዲጂታል ኢትዮጵያ ጋህዲ ንምግባር እናተወገኑ ዝርከቡ ስራሕቲ ንዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ዘፋልጥን ሰብ ሃፍቲ ንምስሓብን ዝሕግዝ ኤክስፖ ክካየድ ኢዩ። ላዕለዋይ ኣማኻሪ ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ኣቢዮት ባዩ (ዶ/ር) ከምዝበሉዎ፥ “ፊውቸር ቴክ ኣዲስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ከይዲ ሃገራዊ ዘተ ንምጅማር ዝሕግዝ ውፅኢታዊ ዘተ ተሳሊጡ – እቲ ኮሚሽን mizan mekonen Aug 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ክልል ትግራይ ከይዲ ሃገራዊ ዘተ ንምጅማር ዝሕግዝ ውፅኢታዊ ዘተታት ተሳሊጡ ኢሉ ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ፡፡ ኣመራርሓ ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ኣብዚ ሰሙን ናብ ክልል ትግራይ ብምኻድ ምስ ዝተፈላለዩ ኣካላት ምዝታዮም ተሓቢሩ፡፡ ወሃቢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ወፃኢ ካብ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ብኣካል ኣጀንዳ ናይ ምትእኽኻብ ስራሕ ፅባሕ ክጅመር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Aug 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ኣብ ወፃኢ ካብ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ብኣካል ኣጀንዳ ናይ ምትእኽኻብ ስራሕ ፅባሕ ክጅምር ኢዩ፡፡ ሓላፊ ርክብ ህዝቢ እቲ ኮሚሽን ኣይተ ጥበቡ ታደሰ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ÷ ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኣብ ወፃኢ ካብ ዝነብሩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሮጀክታት መፈልፈሊ ሓይሊ ኣብ ዝተትሓዘሎም እዋን ንኽዛዘሙ ይስራሕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሐሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሮጀክታት መፈልፈሊ ሓይሊ ኣብ ዝተትሓዘሎም እዋን ንኽዛዘሙ ይስራሕ ኣሎ ኢሉ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ፡፡ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ንጉዕዞ ልምዓት ኢትዮጵያ ቁልፊ ዝኾነ ሓይሊ ብስፍሓት ብምፍራይ ንጠለብ ውሽጢ ሃገርን ንወፃኢ ሃገራት መሸጣን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ታሕተዎት ተፋሰስ ሃገራት ከምዘይጎድእ ክፍለጥ ይግባእ – ኣይተ ሙሳ ሼኮ mizan mekonen Aug 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ከም ዓብዩ ግድብ ህዳሰ ዝበሉ ሃገራዊ ጉዳያት ዙርያ ረብሓ ሃገር ብምቕዳም ኣብ ዓበይቲ ማዕከናት ዜና ዓረብ ዓለም ቀሪቦም ንኢትዮጵያ ካብ ዝሟገቱ ኣይተ ሙሳ ሼኮ እቶም ሓደ እዮም፡፡ ኣብዚ ሰሙን ኣብ ኳታር ዶሃ ኣብ ዝርከብ ጣቢያ ኣልጀዚራ ተረኺም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ቻይናን ኣብ መድረኽ ዓለም ለኸ ምትሕብባረን ዝያዳ ውፅኢታዊ ኾይኑ – ፕሬዚዳንት ታዬ mizan mekonen Aug 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያን ቻይናን ኣብ መድረኽ ዓለም ለኸ ምትሕብባረን ዝያዳ ውፅኢታዊ እናኾነ መፂኡ ኢሎም ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ፡፡ ኣብ 2025 ወለንታዊ ሕክምና ቻይና ግብረ ሰናይ ኣፍሪካ ልእኽቶን ዓለም ለኸ መርሃ ግብሪ ምጅማር ወፍሪ ወለንታዊ ሕክምና…