Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

August 2025

ደቡብ ኮርያ ኣብ ኢትዮጵያ ሰብኣዊ ሓገዝ ንዘድልዮም ዜጋታት 10 ሚሊየን ዶላር ድጋፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ደቡብ ኮርያ መንግስቲ ሪፐብሊክ ዩኒሴፍ ኢትዮጵያ ሰብኣዊ ሓገዝ ንዘድልዮም ዜጋታት ዝውዕል 10 ሚሊየን ዶላር ድጋፍ ገይሩ፡፡ ተወካሊ ዩኒሴፍ ኢትዮጵያ ኣቡበከር ካምፖ (ዶ/ር) ኣብ እዋን፤ እቲ ትካል ንሰብኣዊ ተግባራት ህፁፅ ፋይናንሳዊ ደገፍ ኣብ…

ቲሞቲ ዊሃ ናብ ማርሴ ተፀንቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ነበር ኮኾብ ተፃዋቲ ኩዕሶ እግሪ ወዲ ጆርጅ ዊሃ ቲሞቲ ዊሃ ብክለብ ፈረንሳይ ኦሎምፒክ ደ ማርሴ ብዕሊ ተፀንቢሩ። ብሄራዊ ጉጅለ ኣሜሪካ ተፃዋቲ መስመር ቲሞቲ ዊሃ ካብ ጣሊያን ክለብ ጁቬንቱስ ናብ ኦሎምፒክ ደ ማርሴ ኣምርሑ። እዚ ወዲ 25…

ኢ-ፓስፖርት ኢትዮጵያ ብዲዛይን ዝሓዞም ትሕዝቶታትት ንዓለም ለኸ ኣፍልጦ ተመሪፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ቀረባ እዋን ግልጋሎት ኢሚግሬሽንን ዜግነትን ዝተጀመሮ ኢ-ፓስፖርት ኢትዮጵያ ብዲዛይን ዝሓዞም ትሕዝቶታትት ንዓለም ለኸ ኣፍልጦ ተመሪፁ፡፡ ኢ-ፓስፖርት ኢትዮጵያዊ ሕቡእ ባህሪታትን ሚስጢራትን ብምሓዝ፤ ምዕቡል ቴክኖሎጂ ብምጥቃምን ምንነት…

በሪ ባሕሪ ዘይብለን ሃገራት መመሓላለፊ ባሕሪ ናይ ምርካብ መሰለን ክኽበር ይግባእ – ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)በሪ ባሕሪ ዘይብለን ሃገራት ድሕንነቱ ዝተሓለወ መመሓላለፊ ባሕሪ ናይ ምርካብ መሰለን ክኽበር ይግባእ ኢሎም ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)፡፡ ሳልሳይ ጉባኤ በሪ ባሕሪ ዘይብለን ኣብ ምዕባይ ዝርከባ ሃገራት ሕቡራት…

ፍሉይ ልኡኽ ዶናልድ ትራምፕ ምስ ፕሬዚዳንት ፑቲን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፍሉይ ልኡኽ ዶናልድ ትራምፕ ስቲቭ ዊትኮፍ ምስ ፕሬዚዳንት ቭላድሚር ፑቲን ኲናት ሩሲያን ዩክሬንን ጠጠው ምባል ኣብ ዝከኣለሎም ጉዳያት ተዛቲዮም፡፡ ሓጋዚ ጉዳያት ፖሊሲ ወፃኢ ሩሲያ ዩሪ ኡሻኮቭ ክልቲኦም ወገናት ኲናት ጠጠው ምባል ኣብ ዝከኣለሎም…

ኤቨርተን ንዴውስቡሪ ሃል ካብ ቼልሲ ኣፈሪማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጋንታ መርሲሳይድ ኤቨርተን ንኬርናን ዴውስቡሪ ሃል ካብ ቼልሲ ከምዘፈረመቶ ዕላዊ ገይራ፡፡ ኤቨርተን ንወዲ 26 ዓመት ተፃዋቲ 25 ሚሊየን ፓውንድን እናተርኣየ ዝውስኽ 4 ሚሊየን ፓውንድ ነቲ ተፃዋቲ ናብ ጋንታኣ ፀምቢራ፡፡ እንግሊዛዊ ተፃዋቲ…

ሕርሻ ዘዘምኑ ቴክኖሎጂታት ናብ ሃገር ንምእታው ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ጠለብ ምግቢ ንምምላእ ሕርሻ ዘዘምኑ ውፅኢታት ቴክኖሎጂታት ናብ ሃገር ንምእታው ትሰርሕ ኣላ፡፡ ዋና መካየዲ ስራሕ ናሽናል ኤርወይስ ኣይተ ገዘሃኝ ብሩ ከምዝበልዎ፤ ኣብ ቀረባ እዋን ብሚኒስቴር ሕርሻ ናብ ውሽጢ ዓዲ ዝኣተው ዘመናዊት…

ፆም ፍልሰታ ስለ ሰላም ሃገር ብምፅላይን ኣብ ፀገም ዝርከቡ ወገናት ብምሕጋዝ ክነሕልፍ ይግባእ – ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፆም ፍልሰታ ስለ ሰላም ሃገር ብምፅላይን ኣብ ፀገም ዝርከቡ ወገናት ብምሕጋዝ ክነሕልፍ ይግባእ ኢሎም ፓትርያርክ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ፡፡ ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ፆም ፍልሰታ…

ኢትዮጵያ ከም ኣሰናዳኢት ሃገር ኣብ ለውጢ ካባቢ ኣየር ዝሰርሐቶም ስራሕቲ ንተሳተፍቲ ክተርኢ እያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ከም ኣሰናዳኢት ሃገር ኣብ ለውጢ ካባቢ ኣየር ዝሰርሐቶም ስራሕቲ ንተሳተፍቲ ክተርኢ እያ ኢሎም ሚኒስትር ዲኤታ ፕላንን ልምዓትን ስዩም መኮንን፡፡ እቲ ጉባኤ ኣብ ኢትዮጵያ ምድላው ኣመልኪቶም ዝሃብዎ መግለፂ ዝሃቡ እቶም ሚኒስትር ዲኤታ፤…

ሞስኮ ዝኣተው ፍሉይ ልኡኽ ዶናልድ ትራምፕ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፍሉይ ልኡኽ ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ስቲቭ ዊትኮፍ ብዛዕባ ኩናት ሩስያን ዩክሬንን ንምዝታይ ናብ ሞስኮ ኣትዩም። እቲ ፍሉይ ልኡኽ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ሞስኮ ቩንኮቮ እንትበፅሑ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ቀጥተኛ ኢንቨስትመንት ሩሲያ ኪሪል…