ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መርሃ ግብሪ መዛዘሚ ምኽባር በዓል ምስረታ ዩኒቨርሲቲ ጎንደር ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መርሃ ግብሪ መዛዘሚ ምኽባር በዓል ምስረታ መበል 70 ዓመት ዩኒቨርሲቲ ጎንደርን ይካየድ ኣሎ። ካብ ወርሒ ጥሪ ጀሚሩ በዓል ምስረታኡ ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት እናኽበረ ዝፀንሐ ዩኒቨርሲቲ ጎንደር ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ሓዊሱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ግድብ መፈልፈሊ ሓይሊ ጊቤ ሰለስተ 3 ሺሕን 210 ቶን ዓሳ ተገፊፉ Gebremariam Weldegerima Aug 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝተዛዘመ 2017 በጀት ዓመት ኣብ ግድብ መፈልፈሊ ሓይሊ ጊቤ ሰለስተ 3 ሺሕን 210 ቶን ፍርያት ዓሳ ተረኺቡ፡፡ ኣብ ቢሮ ሕርሻ ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ዞባ ዳውሮ ሓላፊ መምርሒ ሃፍቲ ልምዓት እንስሳትን ዓሳን ኣስፋው ጮራሞ ንፋና…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ተሳትፎ በሪ ባሕሪ ዘይብለን ሃገራት ዝግድብ ስርዓት ክመሓየሽ ኣለዎ – ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ Gebremariam Weldegerima Aug 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዋና ፀሓፊ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ተሳትፎ በሪ ባሕሪ ዘይብለን ሃገራት ዝግድብ ዘይፍትሃዊ ስርዓት ንግዲ ዓለም ክመሓየሽ ኣለዎ ኢሎም፡፡ 3ይ ጉባኤ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ምዕባይ ዝርከባ በሪ ባሕሪ ዘይብለን ሃገራት ኣብ ቱርክሜኒስታን…
ቴክኖሎጂ በዓል መዚ ኮንስትራክሽን ክልል ኦሮሚያ ሓዱሽ መተግበሪ ኣገልግሎት ኣጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Aug 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል መዚ ኮንስትራክሽን ክልል ኦሮሚያ ስራሕቲ ዓውዲ ኮንስትራክሽን ንምዝማንን ንምቅልጣፍን ዘኽእል “ፉርቱ” ዝተብሃለ ሓዱሽ መተግበሪ ኣገልግሎት ኣጀሚሩ፡፡ እቲ መተግበሪያ ዓማዊል ዝደለዩዎ ኣገልግሎት ካብ ሰብ ምንኽኻእ ናፃ ብዝኾነ መገዲ ኣብ ዘለዉዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትካላት ሃይማኖት ሰላም ሃገር ንምፅናዕ ዘለዎም ግደ ምጥንኻር ይግባእ Gebremariam Weldegerima Aug 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣29 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ትካላት ሃይማኖት ሓድነት ብምጥንኻር ሰላም ሃገር ንምፅናዕ ዘለዎም ግደ ምጥንኻር ይግባእ ኢሉ ሚኒስቴር ሰላም፡፡ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ዘሰናደኦ 4ይ ሃገር ለኸ ጉባ ሰላም "ሃይማኖታት ንሰላም፣ ንሓድነትን ሕብረትን" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ…
ቢዝነስ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ልዕሊ 7 ነጥቢ 6 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ረኺቡ Gebremariam Weldegerima Aug 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ግሩፕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት2017 ዓ.ም ልዕሊ 7 ነጥቢ 6 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ረኺቡ። ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ መገዲ ኣየር ኣይተ መስፍን ጣሰው ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ ከምዝበሉዎ÷ እቲ መገዲ ኣየር ዘበኑ ዝጠልቦ ዘተኣማምን…
ስፓርት ሩበን ዲያዝ ብማንቼስተር ሲቲ ውዕሉ ንምንዋሕ ተሰማሚዑ mizan mekonen Aug 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፖርቱጋላዊ ተኸላኻላይ ሩበን ዲያዝ ኣብ ማንቸስተር ሲቲ ንነዊሕ ዓመታት ዝፀንሐ ውዕሊ ንምንዋሕ ተስማዕሚዑ፡፡ ሩበን ዲያዝ ኣብ ማንቼስተር ሲቲ ክሳብ 2027 ዘፅንሕ ኮንትራንት ንተወሳኺ ዓመታት ንምንዋሕ ምስምዕምዑ ክብል ዘ ኣትሌቲክስ ፀብፂቡ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣባላት ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኣብ ሃረር ሓምለዋይ ኣሰር ኣንቢሮም mizan mekonen Aug 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣባላት ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኣብ ሃረር ካብ መሸጣ መፅሓፍ መደመር ትውልድ ብዝተረኸበ ኣተዊ ኣብ ፓርክ ኢኮ ሓምለዋይ ኣሰር ኣንቢሮም፡፡ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዋና ፅሓፊ ቤት ምኽሪ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ሊቀ ትጉሃን ታጋይ ታደለን ተወከልቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ የመን ብዘጋጠመ ሓደጋ ምጥሓል ጃልባ ህይወቶም ዝሰኣኑ ኢትዮጵያውያን ሓዘኑ ገሊፁ mizan mekonen Aug 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ የመን ብዘጋጠመ ሓደጋ ምጥሓል ጃልባ ህይወቶም ዝሰኣኑ ኢትዮጵያውያን ዜጋታት ንዝበፅሐ ሓደጋ ሞት ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ፡፡ እቲ ዝበፅሐ ሓደጋ ምስ ዝምልከቶም ኣካላት ብምዃን እቲ ሚኒስቴር ንፋና ዲጂታል ኣብ ዝለኣኾ…
ቢዝነስ ንጎረባብቲ ሃገራት ካብ ዝቐረበ መሸጣ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ልዕሊ 118 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ mizan mekonen Aug 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት 2017 ንጎረባብቲ ሃገራት ካብ ዝሸጠ ሓይሊ ኤሌክትሪክ 118 ነጥቢ 1 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ ኢሉ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ፡፡ ዳይሬክተር ኮሙኒኬሽን እቲ ትካል ሞገስ መኮነን ንፋና ዲጂታል ከምዝገለፅዎ፤ ኢትዮጵያ…