ስፓርት ኣብ ኣሎንሶ ናይ ምፅዋት ዕድል ዝተኸልከለ ኮኾብ ሮድሪጎ mizan mekonen Aug 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ብራዚላዊ ኮኾብ ሮድሪጎ ኣሰልጣኒ ዣቢ ኣሎንሶ ሳንቲያጎ ቤርናባው ካብ ዝኣቱ ንደሓር ናይ ምፅዋት ዕድል ዝተኸልከለ ተፃዋታይ ኮይኑ። ተፃዋታይ ሮድሪጎ ኣብ ዝሓለፉ እዋናት ብካርሎ ኣንቸሎቲ እትምራሕ ስፔናዊ እናተመርሐ ኣብ ኣውሮፓ ሊግ ሓዊሱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካቢኔ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ክልተ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነ አሕሊፉ Gebremariam Weldegerima Aug 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካቢኔ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ 5ይ ዓመት 2ይ ስሩዕ ኣኼባኡ ኣብ ዝቐረቡሉ ክልተ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነ አሕሊፉ፡፡ ፈለማ ኣጀንዳኡ ኣብ ልምዓት ኮሪደርን ልምዓት ወሰን ሩባን ብመንግስቲን ውልቀ ምሕዝነትን ዝተፈረመ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ሻደይ፣ ኣሸንድዬን ሶለልን ብድምቀት ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ክልል ኣምሓራ በዓል ሻደይ፣ ኣሸንድዬን ሶለልን ብድምቀት ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል ኣብ ከተማታ ላልይበላ፣ ቆቦን ሰቆጣን ብዝተፈላለዩ ከባቢታት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ በፃሕቲን ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብን ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብጎስጓስ ትምህርቲ ንትውልዲ ዝሰርሑ ተግባራት ኣፈፃፅመኦም 98 ሚኢታዊ በፂሑ Gebremariam Weldegerima Aug 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብጎስጓስ ትምህርቲ ንትውልዲ ዝሰርሑ ተግባራት ኣፈፃፅመኦም 98 ሚኢታዊ በፂሑ ኢሉ ሚኒስቴር ትምህርቲ፡፡ ሃገር ለኸ መድረኽ ዘተ ዘፈር ልምዓት ትምህርቲ “ፍትሓዊን ፅሬት ዘለዎን ትምህርቲ ንኹሉ ዜጋ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እናተኻየደ ይርከብ፡፡…
ስፓርት ውድድር ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ 2018 ዓ.ም ዝጅምረሉ መዓልቲ ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Aug 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ውድድር ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ 2018 ዓ.ም ዝጅምረሉ መዓልቲ ዕላዊ ኮይኑ፡፡ ማሕበር ኣክሲዮን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ከምዘፍለጦ፤ እቲ ሊግ 8 ጥቅምቲ 2018 ዓ.ም ክጅመር ኢዩ። 20 ጋንታታት ተሳተፍቲ ውድድር ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ኣሸንዳ ኣብ ከተማ መቐለ ብድምቀት ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል ኣሸንዳ ኣብ ክልል ትግራይ ከተማ መቐለ "ኣሸንዳ መሰረት ሰላም፣ ሓድነትን ተስፋን" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብድምቀት እናተኸበረ ይርከብ፡፡ ቢሮ ባህሊን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ከምዝገለፆ ኣብ ከተማ መቐለ እናተኸበረ ዝርከብ በዓል ኣሸንዳ ሕድሕድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሞስኮ ማርችንግ ፌስቲቫል ዝደመቐ ማርችንግ ባንድ ምክልኻል ኢትዮጵያ Gebremariam Weldegerima Aug 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሩሲያ ኣብ ዘሰናደአቶ ፌስቲቫል ማርችንግ ባንድ ዝተሳተፈ ኢትዮጵያ ጉጅለ ማርችንግ ባንድ ምክልኻል ኢትዮጵያ ኣብ ሞስኮ ምርኢት ሙዚቃን ባህሊን ኣቕሪቡ። ጉጅለ ማርችንግ ባንድ ምክልኻል ካብ ሩሲያ ብዝቐረበሉ ዕድመ መሰረት ንፈለማ እዋን ኣብ ፌስቲቫል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርስቲ አቪዬሽን ኢትዮጵያ ዘሰልጠኖም ተምሃሮ ኣመሪቑ mizan mekonen Aug 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ዩኒቨርስቲ አቪዬሽን ኢትዮጵያ ሎሚ ኣብ ዓውድታት ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂ፣ ምህንድስናን ሒሳብን ዘሰልጠኖም 28 ካልኣይ ብርኪ ተምሃሮ ሎሚ ኣመሪቑ። እቶም ተምሃሮ ብሚኒስትሪ ትምህርቲ ኣቢሎም ካብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ሃገርና ዘትውፃእፅኡ እዮም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተሃነፁ ማእከላት፣ መዕረፊ መካይንን ተርሚናላትን ንግልጋሎት በቂዖም mizan mekonen Aug 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተሃነፁ ማእኸላት ዕዳጋ፣ መዕረፊ መካይንን ተርሚናላትን ሎሚ ተመሪቖም ንኣገልግሎት ክፍቲ ኮይኖም። ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብዚ እዋን፤ ኣዲስ ኣበባ ከም ስማ ትዕምብብ ንነበርታ ዝያዳ ምቹውቲን ንበፃሕቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልምዓት ኮሪደር ሓምለዋይ ልምዓት መሰረት ገይሩ ይካየድ ኣሎ mizan mekonen Aug 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ልምዓት ኮሪደር ሓምለዋይ ልምዓት መሰረት ብምግባር እናተሰርሐ እዩ ኢሉ ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን። ሚኒስትር ዲኤታ ከተማን መሰረተ ልምዓትን የትምጌት ኣስራት ከምዝበልኦ÷ ዘላቒ ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ህንፀት ሃገር ኣብ ምሕያል ልዑል…