Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

September 2025

ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ኣብ ከይዲ ምትእኽኻብ ኣጀንዳ ንቑሕ ተሳትፎ ይገብሩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ወፃኢ ዓዲ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ኣብ ከይዲ ምትእኽኻብ ኣጀንዳ ንቑሕ ተሳትፎ ይገብሩ ኣለዉ ኢሉ ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ኢትዮጵያ። ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ሙሉጌታ ኣጎ፥ ኣብ ሰሜን ኣሜሪካ፣ ካናዳ፣ ኣፍሪካን ማእኸላይ…

ዓመታዊ በዓል ግሸን ደብረ ከርቤ ብድምቀት ክኽበር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓመታዊ በዓል ግሸን ደብረ ከርቤ ፅባሕ ብድምቀት ክኽበር ኢዩ፡፡ እቲ ዓመታዊ ክብረ በዓል 21 መስከረም ኣብቲ ዞባ ወረዳ ኣምባሰል እምባ ግሸን ብድምቀት ዝኽበር እንትኸውን፤ ተኸተልቲ እምነት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ን…

ዊሊያም ሳሊባ ኣብ ኣርሰናል ውዕሉ ኣናዊሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፈረንሳዊ ተኸላኻሊ ዊሊያም ሳሊባ ኣብ ኣርሰናል ንተወሰኽቲ ሓሽተ ዓመታት ዘፅነሖ ውዕሊ ፈሪሙ፡፡ ሪያል ማድሪድ ንወዲ 24 ዓመት ተፃዋቲ ንምፍራም ጥቢቕ ድሌት ከምዘለዋ እናገለፀት ፀኒሓ ኢያ፡፡ ይኹን እምበር እቲ ተፃዋቲ ንተሰኽቲ ሓሙሽተ…

ሓምሻይ ዙር ሰሙን ቱሪዝም ኦሮሚያ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃፍቲታት ባህሊን ቱሪዝምን ንምፍላጥ ዕላማ ዝገበረ ሓምሻይ ዙር ሰሙን ቱሪዝም ኦሮሚያ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራልን ክልልን ሓዊሱ መዳርግቲ ኣካላት እቲ ዓውዲ ይሳተፉ ኣለዉ።…

ዓበይቲ ትልሚታት ልምዓት ኢትዮጵያ ንኩለመዳይ ዕቤት ሃገር…

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓበይቲ ትልሚታት ልምዓት ኢትዮጵያ ኩለመዳይ ዕቤት ሃገር ንምርግጋፅ ዕዙዝ እጃም ክህልዎም ኢዩ ኢሎም ሚኒስትር ዴኤታ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ተስፋሁን ጎበዛይ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ምረቓ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ…

 “ኢሬቻ ንብራኸ ሃገር” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) “ኢሬቻ ንብራኸ ሃገር” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መበል 45 መድረኽ ዘተ ጉሚ በለል  ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ ዘተ፥ ቀዳም ሆረ ፊንፊኔ ኣብ ኣዲስ ኣበባ፣ ሰንበት  ሆረ ሃርሰዲ ኣብ ቢሸፍቱ ዝኽበር በዓል ኢሬቻ ጠመተ ዝገበረ ኢዩ። ሓላፊ ቢሮ…

ጆዜ ሞሪንሆ ምስ ነበር ጋንታኦም ቼልሲ ዘራኽብ ናይ ሎሚ መዓልቲ ፀወታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ካልኣይ ዙር ፀወታታት ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ መዓልቲ ምሸት ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ኣውሮፓ ክካየዱ ኢዮም፡፡ ሎሚምሸት ሰዓት 4 ኣሰልጣኒ ጆዜ ሞሪንሆ ንቤኔፊካ እናመርሑ ኣብ ስታምፎርድ ብሪጅ ንነበር ጋንተኦም ቼልሲ ዝገጥሙሉ ፀወታ ትፅቢት…

ኣብ ስዊድን 30,000 ሰባት ማይክሮ ቺፕ ዲጂታል ቁልፊ ኣብ ኣፃብዕቲ ኢዶም ኣትኪሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ስዊድን ልዕሊ 30,000 ሰባት ሰዎች ብፍቓዶም ኣብ ኢዶም ክንዲ ፍረ ሩዝ ዝኾና ደቀቕቲ ማይክሮ ቺፓት ከምዝተኸሉ ተሓቢሩ። እቲ ቴክኖሎጂ ከም ዲጂታል ቁልፊ፣ ሜላ መኽፈሊን መለለዪ መንነትን ብምዃን ዕለታዊ ናብራ ንምቅልጣፍ እናወዓለ…

ገባሪ ሰናይ ትካል ኢኽላስ ኣብ ትግራይ ብልዕሊ 93 ሚሊዮን ብር ልምዓታዊ ምንቅስቃሳት ንምትግባር ይሰርሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ትካል ልምዓትን ረድኤትን ኢኽላስ ኣብ ትግራይ ብልዕሊ 93 ሚሊዮን ብር ዝትግበሩ ልምዓታዊ ምንቅስቃስ ተሊሙ ይሰርሕ ከምዘሎ ኣፍሊጡ፡፡ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብዝነብሩ ግዱሳት ሙሱሊም መናእሰይ ተጋሩ ዝተጣየሸ እቲ ትካል፤ ሚኒስትር ድኤታ ደቂ…

ካብ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዝተውሃበ ጋዜጣዊ መግለፂ

ኮሚቴ ፖሊሲ ገንዘብ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ 15 መስከረም 2018 ዓ.ም ራብዓይ ኣኼባኡ ኣካይዱ። እቲ ኮሚቴ ፤ ኣብ ዝቕባበ ዋጋታት ኢትዮጵያ ፣ ፊስካል፣ ወፃኢ ኢኮኖሚ፣ ቀረብ ገንዘብን ፋይናንሳዊ ኣንፈታት፣ ሓፈሻዊ ቁጠባዊ ንጥፈታት፣ ከምኡ እውን ኣብ ውሽጣዊ ማክሮ ኢኮኖሚ ዝረኣይ ዘሎ ዓለም…