Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

September 2025

ድሕሪ 10 ዓመት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም መድረኽ ተፀዋዒ ክኸውን ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኢትዮጵያ ድሕሪ 10 ዓመት ኣብ መድረኻት ኩዕሾ እግሪ ኣፍሪካን ዓለምን ስሙይ ሃገራት ጋንታ ክህልዋ ኢዩ ኢሎም፡፡ በቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ዝተፅሓፈ መፅሓፍ 'የመደመር መንግስት' ንንባብ በቒዑ። ቀዳማይ…

ኢትዮጵያ እስርቲ ጂኦግራፊ ኮይና ንዘላለም ክትነብር ኢለሉ ዝሓስብ ኢትዮጵያዊ እንተሃሊዩ ዝሞተ ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ኢትዮጵያ እስርቲ ጂኦግራፊ ኮይና ንዘላለም ክትነብር ኢለሉ ዝሓስብ ኢትዮጵያዊ እንተሃሊዩ ዝሞተ ኢዩ ኢሎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዝፀሓፉዎ ስነ ስርዓት ምረቓ መፅሓፍ “የመደመር መንግስት” ኣብ…

“የመደመር መንግሥት” ዘይተኸዶ መገዲ ምጉዓዝ ይመርፅ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) “የመደመርመንግሥት” ዘይተኸዶ መገዲ ምጉዓዝ ይመርፅ ኢሎም፡፡ ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ዝተፅሓፈ 'የመደመር መንግሥት' ዝተብሃለ መፅሓፍ ትማሊ ተመሪቑ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ እቶም ቀዳማይ…

“የመደመር መንግስት” ብልፅግና ኢትዮጵያ ትምኒት ጥራይ ዘይኮነስ ከምዝክኣል ዘርኣየ እዩ- ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) “የመደመር መንግስት” ብልፅግና ኢትዮጵያ ትምኒት ጥራይ ዘይኮነስ ከምዝክኣል ዘርኣየ እዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ስነ-ስርዓት ምረቓ መፅሓፍ “የመደመር መንግስት” ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ÷…

መፅሓፍ “የመደመር መንግስት” ንፀገማት ኢትዮጵያ መፍትሒ ዘመልከተ ኢዩ – ኣይተ ጌታቸው ረዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መፅሓፍ “የመደመር መንግስት” ንፀገማት ኢትዮጵያ ብዕምቆት ዝዳህሰሰን መፍትሒ ዘመልከተ ኢዩ ኢሎም ሚኒስትር ኣማኻሪ ጉዳያት ምብራቕ ኣፍሪካ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣይተ ጌታቸው ረዳ፡፡ ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ዝተፅሓፈ መፅሓፍ…

ዓወት ግድብ ህዳሰ ናይ ኣይከኣልን ኣመለኻኽታና ዘፍረሰ ኢዩ – ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ተዛዚሙ ብምምራቑ ናይ ኣይከኣልን ኣመለኻኽታ ዘፍረሰ ድሙቕ ኣሰር ሓዱሽ ትውልዲ ኢዩ ኢሎም ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ ኣብዲሳ፡፡ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ተዛዚሙ ብምምምራቑ ምኽናያት ብምግባር ‘ብሕብረት ክኢልና’…

ሲንቄ ባንክ ኣገልግሎት ማስተር ካርድ ኣጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሲንቄ ባንክ ኣገልግሎት ማስተር ካርድ ኣጀሚሩ። እቲ ባንኪ ኣገልግሎት ብስፍሓት ንመሃብ ዘኽእል ስትራቴጂክ ስምምዕነት 5 ዓመት ምስ ትካል ማስተር ካርድ ተፈራሪሙ፡፡ ተበፃሕነትን ኣካታታይነትነ ፋይንስ ንምርግጋፅ ዘኽእሉ ዝተፈላለዩ ዲጂታል…

ዓወት ግድብ ህዳሰ ኣብ ካልኦት ስራሕቲ ልምዓት ንምድጋም ክንረባረብ ኢና- ኣይተ ኣወሉ ኣብዲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣወሉ ኣብዲ ህዝቢ ብምትሕብባር ኣብ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዝተረኸበ ዓወት ኣብ ካልኦት ስራሕቲ ሰላምን ልምዓትን ንምድጋም ክንረባረብ ኢና ኢሎም። "ብሕብረት ክኢልና" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ምዝዛም ግድብ…

ህዝብና ፈታዊ ሰላምን ደላዪ ልምዓትን ምዃኑ ብተግባር ኣርእዩ- ርእሰ ምምሕዳር ኣረጋ ከበደ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ህዝብና ትማሊ ይኹን ሎሚ ፈታዊ ሰላምን ደላዪ ልምዓትን ምዃኑ ብተግባር ኣርእዩ ኢሎም ርእሰ ምምሕዳር ኣረጋ ከበደ። ምዝዛም ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ስዒቡ ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝተኻየደ ሰልፊ ደገፍ ጠሚቶም እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብ ማሕበራዊ…