ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተፈተንቲ መዛዘሚ ፈተና 12 ክፍሊ ውፅኢት ዝረኽቡሎም ኣድራሻታት ዕላዊ ኮይኖም Gebremariam Weldegerima Sep 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ተፈተንቲ መዛዘሚ ፈተና 12 ክፍሊ ውፅኢት ዘበነ ትምህርቲ 2017 ዝረኽቡሎም ኣድራሻታት ዕላዊ ኮይኖም፡፡ ብመሰረት እዚ ተፈተንቲ ብዝስዕቡ ኣድራሻታት ሎሚ መዓልቲ ድሕሪ ቀትሪ ጀሚሩ ውፅኢቶም ክርእዩ ይኽእሉ፡፡ ዌብ ሳይትን ቴሌግራምን ኣድራሻ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስራሕቲ ምምሃር ምስትምሃር 2018 ዓ.ም ሎሚ ተጀሚሩ Desta Sep 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ስራሕቲ ምምሃር ምስትምሃር ዘበነ ትምህርቲ 2018 ዓ.ም ሎሚ ኣብ ኩለን ክልላትን ምምሕዳራት ከተማን ተጀሚሩ። ኣብ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ሎሚ ኣብ ኩለን ኣብያተ ትምህርቲ ምጅማሩ ቢሮ ትምህርቲ እታ ከተማ ንፋና ዲጂታል ገሊፁ። ብተመሳሳሊ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግድብ ህዳሰ ውፅኢት ትግሃትን ፅንዓትን ኢትዮጵያውያን ኢዩ – ኣይተ ኣሻድሊ ሃሰን Gebremariam Weldegerima Sep 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ውፅኢት ትግሃትን ፅንዓትን መላእ ኢትዮጵያውያን ኢዩ ኢሎም ኣይተ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ክልል ኣሻድሊ ሃሰን፡፡ ህንፀት ግድብ ህዳሰ ብዓወት ምዝዛሙ ብምምልካት ኣብ ከተማ ኣሶሳ ህዝባዊ ሰልፊ ድጋፍ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ካብተፀባይነት ምንጋፍ ከምትኽእል መርኣያ እዩ – ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ mizan mekonen Sep 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ካብተፀባይነት ምንጋፍ ከምትኽእል መርኣያ እዩ ኢሎም ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ታዬ ኣፅቀ ስላሴ፡፡ ፕሬዚዳንት ታዬ እቲ ግድብ ምዝዛም ኣመልኪቱ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተኻየደ ዝርከብ ህዝባዊ ሰልፊ ደገፍ ከምዝበልዎ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ንብራኸ ኢትዮጵያ ዓብዪ መሰረት እዩ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ mizan mekonen Sep 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ዓብዩ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ሓቀኛ ምስክር ታሪኽ ብራኸ ኢትዮጵያ ዓብዪ መሰረት እዩ ኢለን ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ። እቲ ግድብ ተዛዚሙ ንምረቓ ምብቕዑ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ታዬ ኣፅቀ ስላሴን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምዝዛም ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ምኽንያት ብምግባር ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተኻየደ ዝርከብ ህዝባዊ ሰልፊ mizan mekonen Sep 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ምዝዛም ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ምኽንያት ብምግባር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ህዝባዊ ሰልፊ እናተኻየደ ይርከብ፡፡ ኣብ መርሃ ግብሪ እቲ ሰልፊ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ታዬ ኣፅቀ ስላሴ፣ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህን ከንቲባ ከተማ ኣዲስ…
ስፓርት ኒውካስል፣ ቦርንማውዝን ፉልሃምን ንተጋጠምተን ስዒረን Gebremariam Weldegerima Sep 13, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ራብዓይ ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኒውካስል፣ ቦርንማውዝን ፉልሃምን ንተጋጠምተን ስዒረን፡፡ ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 11 ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ኒውካስል ንዎልቭስ 1 ን 0፣ ቦርንማውዝ ንብራይተን 2 ን 1 ከምኡ እውን ፉልሃም ንሊድስ ዩናይትድ 1…
ስፓርት ኢትዮጵያ ኣብ ውድድር 10 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ ሜዳሊያ ነሓስ ረኺባ Gebremariam Weldegerima Sep 13, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 20 ውድድር ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ኢትዮጵያ ብ10 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ ሜዳሊያ ነሓስ ረኺባ። ኣብቲ ውድድር ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ሳልሰይቲ ብምውፃእ ንሃገራ ሜዳሊያ ነሓስ ኣምፂኣ። ኬንያዊት ኣትሌት ቢያትሪስ ቼቤት ቀዳመይቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ውፅኢት መዛዘሚ ፈተና 12 ክፍሊ ፅባሕ ዕላዊ ክኸውን ኢዩ Gebremariam Weldegerima Sep 13, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ውፅኢት መዛዘሚ ፈተና 12 ክፍሊ ዘበነ ትምህርቲ 2017 ፅባሕ ዕላዊ ክኸውን ኢዩ። ሚኒስቴር ትምህርቲ ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ከምዘፍለጦ፤ እቲ ውፅኢት ፈተና ኣመልኪቱ ፅባሕ ካብ ሰዓት 10 ጀሚሩ ንመራኸብቲ ሓፋሽ መብርሂ ክወሃብ ኢዩ።…
ስፓርት ኣትሌት ፍሬወይኒ ሃይሉ ብ1 ሺሕን 500 ሜትሮ ናብ ፍርቂ ፍፃመ ሓሊፋ Gebremariam Weldegerima Sep 13, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 20 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም መፃረዪ ውድድር 1 ሺሕን 500 ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ ፍሬወይኒ ሃይሉ ናብ ፍርቂ ፍፃመ ሓሊፋ። ኣብ ሳልሳይ ምድብ ዝተወዳደረት እታ ኣትሌት ኣብቲ ውድድር ቀዳመይቲ ብምውፃእ ኢያ ናብ ፍርቂ ፍፃመ ክትሓልፍ ክኢላ።…