Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

September 2025

ኢትዮጵያ ትልሚታት ለውጢ ከባቢ ኣየር ኣፍሪካ ብጭቡጥ ተግባራት ተርኢ ኣላ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ትልሚታት ለውጢ ከባቢ ኣየር ኣፍሪካ ብጭቡጥ ተግባራት ተርኢ ኣላ ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተር ተመስገን ጥሩነህ፡፡ ጉባኤ ለውጢ ከባቢ ኣየር መናእሰይ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስላጥ ጀሚሩ። ኣብ መኽፈቲ ጉባኤ ምክትል ቀዳማይ…

ጆ ባይደን ብሕማም መንሽሮ ቆርበት ሕክምና መጥባሕቲ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ነበር ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ብሕማም መንሽሮ ቆርበት ሕክምና መጥባሕቲ ኣካይዶም። ውሃቢት ቃል ወዲ 82 ዓመት በዓል ፀጋ ዕድመ ጆ ባይደን ከምዝበልኦ÷ ባይደን ካብ ዘጋጠሞም ሕማም መንሽሮ ቆርበት ብዝተትሓሓዘ ዘካየድዎ ሕክምና መጥባሕቲ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ መላእ ዓለም 18 ሚሊየን ሰባት ብሕማም ልብን ወቅዒ ልቢን ከምዝሞቱ ውድብ ጥዕና ዓለም ይሕብር። በቢ ዓመቱ ካብ ዝሞቱ 18 ሚሊየን ሰባት ድማ 80 ሚእታዊ ብቐጥታ ምስ ሕማም ልብን ወቅዒ ልብን ዝተሓሓዘ እዩ። ሕማም ወቅዒ ልቢ “ኮሮናሪ”…

ጥንኩር ቅዋም ቴክኖሎጂ ንምህናፅ …

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ (ዶ/ር) ጥንኩር ዓቕሚ ቴክኖሎጂ ንምህናፅ ኣብ ዘኽእሉ ስራሕቲ ርብርብ ክግበር ኢዩ ኢሎም። በለጠ ሞላ (ዶ/ር) እዚ ዝበሉ፤ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ምስ ቢሮ ክልላት ብምዃን ኣፈፃፅማ ትልሚ በጀት…

ኣህጉራዊ ዝምድና ንግዲ ብምጥንኻር ኢኮኖሚ ኣፍሪካ ምምዕባል

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሳልማ ሃዳዲ ኣብ መንጎ ሃገራት ዘሎ ሕድ ሕዳዊ ዝምድና ንግዲ ብምጥንኻር ኢኮኖሚ ኣፍሪካ ምምዕባል ይግባእ ኢለን። መበል ራብዓይ ምርኢት ንግዲ ኣፍሪካ “ኣፍሪካ መእተዊት በሪ ሓደሽቲ ዕድላት” ብዝብል…

ኢትዮጵያ ምስ ዘበን ዝዘመኑ ትካላት ፀፅታ ትሃንፅ ኣላ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ከዘመን ምስ ዘበን ዝዘመኑ ኣብ ሕገ መንግስታዊ ክብሪታት ዝተመስረቱ ትካላት ፀፅታ ትሃንፅ ኣላ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ ምስ ኣመራርሓ…

ትካላት ፀፅታ ሰላም ምፅናዕ ቀንዲ ልኡኽቶኦም ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀንዲ ልኡኽቶ ትካላት ፀፅታ ፌዴሪኢ ኣብ መላእ ሃገር ሰላም ምፅናዕ ኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ምርግጋፅ ሰላምን ድሕንነትን ኢትዮጵያ ጠመተ ብምግባር ምስ ኣመራርሓ ትካላት ፀፅታ ዝገበርዎ መድረኽ ዘተ…

ኣብ ናይጄሪያ ብሓደጋ ምስማጥ ጃልባ 60 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሰሜናዊ ናይጄሪያ ግዝኣት ኒጀር ብዘጋጠመ ሓደጋ ምስማጥ ጃልባ 60 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ፡፡ እታ ጃልባ ህጻናት ሓዊሱ ልዕሊ 100 ሰባት ኣሳፊራ እናተጓዓዘት ኣብ ዝነበረትሉ እዋን ዘጋጠመ ሓደጋ ከምዝኾነ ሰብ እቲ ከባቢ ተዛሪቦም፡፡ በቲ…

ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ብምዝዛሙ ልዑል ኩርዓት ተሰሚዑና – መንቃሕቲ ሚዲያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ብምዝዛሙ ልዑል ኩርዓት ተሰሚዑና ኢሎም መንቃሕቲ ሚዲያ፡፡ ምስ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ፃንሒት ዝገበሩ ኡስታዝ ጀማል በሽር፥ ምዝዛም ግድብ ህዳሰ ሃፍቲ ተፈጥሮ ናይ ምጥቃም ናፅነትና ዝኣወጅናሉ ኢዩ ኢሎም።…

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንበዓል ዝኾኑ ፍርያታ ብእኹል ኩነታት ቀሪቦም – ቢሮ ንግዲ እታ ከተማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝመፅእ በዓል ሓዱሽ ዓመት ምኽንያት ብምግባር ንበዓል ዝኾኑ ፍርያታት ብእኹል ቀሪቡ ኢሉ ቢሮ ንግዲ እታ ከተማ። ሓላፊት እቲ ቢሮ ወ/ሮ ሃቢባ ሲራጅ ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ፥ ነበርቲ እታ ከተማ ንበዓል ኣድለይቲ ፍርያታት…