Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

September 2025

በዓል መውሊድ እንትኽበር ብዝተለመደ ባህሊ ምርድዳእ ክኸውን ይግባእ – ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤምሲ) መበል 1 ሺሕን 500 በዓል መውሊድ እንትኽበር ብዝተለመደ ባህሊ ምርድዳእ ክኸውን ይግባእ ኢሉ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ፡፡ እቲ ጉባኤ ንሰዓብቲ እምነት እስልምና እንዃዕ ንመበል 1 ሽሕን 500 መውሊድ ነብዩ መሓመድ ሰ.ዓ.ወ) በዓል እንዃዕ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንበዓል መውሊድ ዘመሓላለፍዎ ናይ እንዃዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ

እንዃዕ ንመበል 1 ሽሕን 500 በዓል መውሊድ ኣብፅሓኩም። ናይ ዓበይቲ በዓል ነኽብር ናይ ኣያታትና ኣርኣያ ንምስዓብ ምኽንያት ጌርና ኢና። እንታይ ከምዝሰርሑ? እንታይ ከምዘምሀሩ? ብድሆታት ብኸመይ ሰጊሮም? ታሪክ እናልዐልና ክንመሃረሎም ኢና፡፡ በዓል መውሊድ እንትነኽር ናይ ነብዩ መሓመድ…

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ማእኸላት ንግዲ ኤግዚቢሽንን ባዛርን ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ማእኸላት ንግዲ ኤግዚቢሽንን ባዛርን ኣብ ኣራት ኪሎ ባሻ ወልዴ ቤት ፍርዲን ማእኸላት ሕብረት ኣፍሪካን ኣብ ዝርከቡ ማእኸላት ሎሚ ተኸፊቱ። እቲ ኤግዚቢሽንን ባዛርን ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤን…

ዘስካሕኽሕ ፅዕንቶ ክሌማዊ ለውጢ ንምውጋእ ስጉምቲ ለውጢ የድሊ – ፕሬዚዳንት ታዬ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መስካሕኻሒ ዝኸውን ዘሎ ፅዕንቶ ክሌማዊ ለውጢ ንምውጋእ ህፁፅ ስጉምቲ ለውጢ የድሊ ኢሎም ፕሬዚዳንት ታየ ኣፅቀ ስላሴ። ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ፣ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሞሓመድ ዓሊ ዩሱፍ ሓዊሱ ሓለፍቲ ሃገራትን ዓለም ለኸ ትካላትን…

ኢትዮጵያ ፈተናታት ክትሓልፍ ትኽእል ኪነ-ጥበብ ብምጣቃም እንትትክእል ኢዩ – ሙሃዘ ጥበባት ዲያቆን ዳንኤል ክብረት

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ፈተናታታ ክትሓልፍ ትኽእል ኪነ-ጥበብ ብምጣቃም እንትትክእል ኢዩ ኢሎም ኣማኻሪ ማሕበራዊ ጉዳያት ቀዳማይ ሚኒስትር ሙሃዘ ጥበባት ዲያቆን ዳንኤል ክብረት፡፡ ሚኒስቴር ባህሊን ስፖርትን ካብ 28 ክሳብ 30 ነሓሰ 2017 ዝፀንሕ 'ጥበባት…

2ይ ዓለም ለኸ ሰሙን ክሊማ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ካልኣይ ዓለም ለኸ ብኢትዮጵያ ዝተዳለወ ካልኣይ ኣህጉራዊ ሰሙን ኣብ ሓዱሽ ዓለም ለኸ ማእኸል ኮንቬንሽን ምክያድ ጀሚሩ። ኣብቲ መኽፈቲ ስነ-ስርዓት ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ሥላሴ፣ ኣቦ-መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ማሕሙድ ዓሊ ዩሱፍን ላዕለዎት…

ሓደሽቲ ኣፅዋራት ኲናት ቻይና

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጦር ቻይና ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘቕረበቶ ወታደራዊ ምርኢት ሓደሽቲ ኣፅዋራት ኲናት ዕላዊ ገይሮም። መበል 80 ዓመት በዓል ዓወት ኣብ ዝተፈላለዩ ወታደራዊ ምርኢታት እናተኸበረ ይርከብ። ኣብቲ ምርኢት ፕሬዚዳንት ቻይና ሺ ጂንፒንግ፣ ፕሬዚዳንት ሩሲያ…

ፈተናታት ብምፅዋር ብኹሎም ዓውዲታት ዓወታት ተመዝጊቦም – ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ፈተናታት ብምፅዋር ኣብ ኩሎም ዓውዲታት ዓወት ኣመዝጊቦም ኢሎም ሚኒስትር ግልጋሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር)። እቶም ሚኒስትር ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓ.ም ዓበይቲ ብመንግስቲ ዝተስርሑ ከምኡ እውን ተስፋታት ኣመልኪቶም…

ስትሮክ ፋውንዴሽን ማእኸል ሕክምና ክህነፅ ደገፍ ክግበር እዩ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ስትሮክ ፋውንዴሽን ማእኸል ሕክምና ክህነፅ ደገፍ ክግበር እዩ ኢለን፡፡ እቲ ፋውንዴሽን ዝተማልአ ማእከል ሕክምና ንምህናፅ ድሌት ከምዘለዎ ኣፍሊጡ። እተን ከንቲባ እቲ ፋውንዴሽን ካብ ግዘ ናብ…

ፕሬዚዳንት ሺ ሃገራት ንፍትሓዊ ዓለማዊ ስርዓተ ምሕደራ ብሓባር ክሰርሑ ሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ቻይና ሺ ጂንፒንግ ሃገራት ዝያዳ ፍትሓዊ ዓለማዊ ስርዓተ ምሕደራ ብሓባር ክሰርሓ ፃውዒት ኣቕሪቡ። እቶም ፕሬዚዳንት ነዙይ ዝበሉ ኣብ ቻይና ትርከብ ከተማ ሻንጋይ ኣብ ዝተኻየደ መድረኽ ኣኼባ ምትሕብባር እዩ፡፡ ምምሕዳር ዓለም…