ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባንኪ ዓለም ብዓውዲ ሎጂስቲክስ ንኢትዮጵያ ዝገብሮ ደገፍ ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ Desta Oct 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ባንኪ ዓለም ብዓውዲ ሎጂስቲክስ ንኢትዮጵያ ዝገብሮ ደገፍ ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ ኢሎም ምክትል ፕሬዚዳንት ቀጣና ምብራቕን ደቡብን ኣፍሪካ ባንኪ ዓለም ንዲያሜ ዲዮፕ፡፡ ካብ ባንኪ ዓለም ብዝተረኸበ ደገፍ 240 ሚሊየን ዶላር ዝካየድ ዘሎ ህንፀት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሪፎርም ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ዝተመዝገቡ ውፅኢታት ዝነኣዱ ኢዮም – ባንኪ ዓለም Gebremariam Weldegerima Oct 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ እናተግበረቶ ትርከብ ሪፎርም ኢኮኖሚ ዝተመዝገቡ ውፅኢታት ዝድነቑ ኢም ኢሎም ኣብ ባንኪ ዓለም ዓለም ምክትል ፕሬዚዳንት ምብራቕን ደቡብን ኣፍሪካ ንዲያሜ ዲዮፕ፡፡ ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴን ዋና ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ እዮብ ተካልኝ…
ስፓርት ነበር ሓላዊ ልዳት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ሳዳት ጀማል ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩ Gebremariam Weldegerima Oct 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ነበር ሓላዊ ልዳት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ሳዳት ጀማል ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩ፡፡ ሳዳት ጀማል ኣብ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያን ኣብ ዝተፈላለያ ጋንታታትን ሓላዊ ልዳት ኮይኑ ብምፅዋት ዝሓለፈ እንትኸውን፥ ኣሰልጣኒ ሓለውቲ ልዳት ሃገራዊት…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ኮፕ30 ቅዋም ኣፍሪካ ንምግዋሕ ሩሲያ ሓገዝ ክትገብር ኢያ Gebremariam Weldegerima Oct 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብርት ኣፍሪካ ማሕሙድ ዓሊ ዩሱፍ ምስ ኣምባሳደር ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያን ተወካሊ ሕብረት ኣፍሪካን ኢቭጌኒ ተርክሂን ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ተዛቲዮም። ዘተኦም ድማ ብዛዕባ ምትሕብባር ሩሲያን ሕብረት ኣፍሪካን፣ ምድላው ካልኣይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ህንፀት ቦታ መወፃፅኢ ዝበፅሐ ሓደጋ ምድርማስ መንግስቲ ሓዘኑ ገሊፁ mizan mekonen Oct 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ሰሜን ሸዋ ምምሕዳር ከተማ ኣረርቲ ኣብ ዝርከብ ቤተክርስትያን ኣረርቲ ማርያም ብዘጋጠመ ሓደጋ ምፍራስ ቦታ ህንፀት ህይወት ብዙሓት ሰባት ሓሊፉ። ግልጋሎት ኮምዩኒኬሽን መንግስቲ በቲ ዘጋጠመ ሓደጋ ህይወቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ከተማ ጅግጅጋ ኣትዩም mizan mekonen Oct 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ን ቀዳመይቲ እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ናብ ክልል ሶማል ከተማ ጅግጅጋ ኣትዮም። ኣብቲ ዑደቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስትን ሓላፊ ማእኸል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ በዓል ኢሬቻ ሆረ ፊንፊኔ ብድምቀት ንምኽባር ዝተገበረ ምድላው… Gebremariam Weldegerima Oct 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል ኢሬቻ ሆረ ፊንፊኔ ብድምቀት ንምኽባር ኣድላዪ ምድላው ተገይሩ ኢሉ ቤት ፅሕፈት መካየዲ ስራሕ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ፡፡ ናይዚ ዓመት በዓል ኢሬቻ ዝቕፅል 24 መስከረም 2018 ዓ.ም ኣብ ሆረ ፊንፊኔ ‘ኢሬቻ ንብራኸ ሃገር’ ብዝብል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለም ለኸ መዓልቲ ኣረጋውያን ይኽበር ኣሎ mizan mekonen Oct 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መዓልቲ ኣረጋውያን ኣብ ዓለም ንመበል 35 ግዜን ኣብ ሃገርና ድማ ንመበል 34 ግዜን ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብርታት ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል "ድሕነት ኣረጋውያን ናይ ምሕላው ሓላፍነትና ንዋፃእ" ብዝብል መሪሕ ሓሰብ እናተኸበረ ይርከብ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝሓሸ ምህርቲ ዝህቡ ዓይነታት ስርናይ ንምምዕባል ይስራሕ ኣሎ mizan mekonen Oct 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ኢትዮጵያ ዝሓሸ ምህርቲ ዘምፅኡ ዓይነታት ስርናይ ንምምዕባል ይሰራሕ ኣሎ ኢሉ። ማእከል ምርምር ሕርሻ ቁሉምሳ ኣብቲ ኢንስቲትዩት ካብ ኣውስትራልያ ብዝመፁ ክኢላታት ዑደት ኣካይዶም። ዳይሬክተር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢሬቻ ክብሪታቱ ሓሊዩ ንኽኽበር ኩሉ ተሳታፊ እጃሙ ንኽዋፃእ ፃውዒት ቀሪቡ Gebremariam Weldegerima Oct 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕብረት ኣባ ገዳታት ኦሮሞ በዓል ኢሬቻ ባህላዊ ክብሪታቱ ሓሊዩ ንኽዛዘም ኩሉ ተሳታፊ እጃሙ ክዋፃእ ኣለዎ ኢሉ። ሕብረት ኣባገዳዎች ኦሮሞ ኣከባብራ በዓል ኢሬቻ 2018 ዓ.ም ብዝምልከት ኣብ ከተማ ቢሾፍቱ መግለፂ ሂቡ። ኣብ መግለፂኡ ድማ፤…