Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

November 2025

ፈረንሳይ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ወታደራዊ ምትሕብባር ብዝበለፀ ክተጠናኽር ኢያ – ጄ/ል ፒየር ሺል

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፈረንሳይ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ወታደራዊ ዓውዲ ዘለዋ ምትሕብባር ብዝበለፀ ንምጥንኻር ድልውቲ ኢያ ኢሎም ኣዛዚ ጦር ምድሪ እታ ሃገር ጄነራል ፒየር ሺል፡፡ ብጄ/ል ፒየር ሺል ዝተመርሐ ወታደራዊ ልኡኽ ፈረንሳይ ምስ ኣመራርሓ ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ…

ኢትዮጵያ ንኬንያ ብምስዓር ንምድባ ብፀብለልታ ዛዚማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መፃረዪ ውድድር ምብራቕን ማእኸላይን ኣፍሪካ (ሴካፋ) ትሕቲ 17 ዓመት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ንኬንያ መዘናኣ 1 ን 0 ርዒራ፡፡ በዚ ድማ ህም 17 ዓመት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ንምድባ ብፀብለልታ ብምዝዛም ናብ ፍርቂ ፍፃመ ክትሓልፍ…

ምትሕብባር ምሕደራ ጉምሩኽ ኢትዮ-ቻይና…

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምሕደራ ጉምሩኽ ኢትዮጵያን ቻይናን ትካላዊ ህንፀት ዓቕሚ፣ ልምዓት ትካልን ስሉጥ ኣገልግሎት ጉምሩኽን ምሃብ ኣብ ዝከኣለሎም ጉዳያት ዘተ ኣካይዶም። ኮሚሽነር ኮሚሽን ጉምሩኽ ደበሌ ቃበታ ምስ ሚኒስትር ዴኤታ ምሕደራ ጉምሩኽ ቻይና ዋንግ ጁን…

ሲዳማ ቡና ንመቻል ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 7ይ ሰሙን ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሲዳማ ቡና ንመቻል 2 ን 1 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራ። ቀተወሪ ሰዓት 7፡00 ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ሲዳማ ቡና ዝተዓወተትለን ሸቶታት ያሬድ ባየህ ብፍፁም ቅፅዓትን ብፀወታን…

ኣይተ ኣደም ፋራህ ምስ ኣምባሳደር ፈረንሳይ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣደም ፋራህ ምስ ኣምባሳደር ፈረንሳይ ኣብ ኢትዮጵያን ተፀዋዒ ሕብረት ኣፍሪካን ኣሌክሲስ ላሜክ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ…

ምስ ተሓከምቲ ቫይረስ ማርበርግ ምንኽኻእ ዝነበሮም ሰባት ተፈልዮም ክትትል እናተገበረሎም ይርከብ – ዶ/ር መቅደስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምስ ተሓከምቲ ቫይረስ ማርበርግ ምንኽኻእ ዝነበሮም 349 ሰባት ተፈልዮም ክትትል እናተገበረሎም ይርከብ ኢለን ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ። እተን ሚኒስትር ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ ከምዝበለኦ፥ ክሳብ ሕዚ ምርመራ ቫይረስ ማርበርግ ካብ ዝተገበረሎም…

ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ተወካሊ ፕሬዝደንት ኮፕ 32 ብምዃን ተመሪፆም

ብመሰረት ማዕቐፍ ኮንቬንሽን ክሌማዊ ለውጢ ሕራት መንግስታት ኢትዮጵያ ኣሰናዳኢት ሃገር ኮፕ 32 ምዃና ስዒቡ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዝኾኑ ጌዲዮን ጢሞቴዎስን (ዶ/ር) ተወካሊ ፕሬዝደንት ኮፕ 32 ብምግባር ከምዝመደበ እንትገልፅ ሓጎስ ይስመዖ። ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ምስ…

ፕሬዚዳንት ታዬ ምስ መራሕቲ ዝተፈላለያ ሃገራት ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ምስ መራሕቲ ሃገራት ቼክ ሪፐብሊክ፣ ሃንጋሪ፣ ስሎቫክያን ክሮሽያን ተዛቲዮም፡፡ ፕሬዚዳንት ታዬ ምስቶም መራሕቲ ዝተዛተዩ፤ ጎድና ጎድኒ 7ይ ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካን ኣውሮፓን ኢዩ። እቲ ዘተ ብዋናነት ኣብ ሞንጎ እተን…

ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ስራሕቲ ልምዓት ወሰን ሩባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ስራሕቲ ልምዓት ወሰን ሩባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዑደት ገይሮም፡፡ እቶም ኣመራርሓ “እረኣእያ መንግስቲ መደመር ብራኸ ዘፈራት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ዝሓለፉ መዓልቲታት ስልጠና እናወሰዱ ከምዝፀንሑ ተሓቢሩ፡፡ ሎሚ…

ተሳትፎ ዓበይቲ ሃገራት ዘረጋግፅ ፍትሓዊ ስርዓት ዓለም ንክህሉ ብሓባር ክንሰርሕ ኢና – ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ተሳትፎ ዓበይቲ ሃገራት ዘረጋግፅ ፍትሓዊ ስርዓት ዓለም ንክህሉ ብሓባር ንምስራሕ ቁርፀኛ ኢያ ኢሎም ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ኣንጎላ ሉዋንዳ ይሳለጥ ኣብ ዘሎ ሓበራዊ ኣኼባ ኣፍሪካን ሕብረት ኣውሮፓን ኣብ…