ቢዝነስ ፍሪያት ዕዳጋ ኢትዮጵያ ዕዳጋ ኦፓል ክጅምር ኢዩ Desta Dec 18, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፍሪያት ዕዳጋ ኢትዮጵያ ዕዳጋ ኦፓል ሓዊሱ ዝተፈላለዩ ዕደናታት ንምትዕድዳግ ዘኽእል ምድላው ገይረ ኣለኹ ኢሉ። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ ትካል መርጊያ ባይሳ፥ ትካሎም ዕዳጋ ብዝማንን ብግልፅነት መትከላት ብምምራሕን ስርዓት ንግዲ እዛ ሃገር ነምስላጥ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ (ዶ/ር) ምስ ኣቦ ወንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ዘትዮም mizan mekonen Dec 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ኣቦ ወንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ማሕሙድ ዓሊ ዩሱፍ ብዛዕባ ምድላዋት ኮፕ 32 ዘትዮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ ሎሚ ድሕሪ ቀትሪ ምስ ኣቦ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ሩሲያን ምስጢራዊ ሓበሬታታት ሓይሊ ኒውክሌር ናይ ምሕላው ስምምዕነት ተፈራሪመን Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሚሽን ሓይሊ ኒውክሌር ኢትዮጵያን ፕሮጀክታት ኢነርጂ ሮሳቶም ፌዴሬሽን ሩሲያን ሩሲያን ምስጢራዊ ሓበሬታታት ሓይሊ ኒውክሌር ናይ ምሕላው ስምምዕነት ተፈራሪሞም። እቲ ስምምዕነት ዝፈረሙ ኮሚሽነር ኮሚሽን ሓይሊ ኒውክሌር ኢትዮጵያ ሳንዶካን ደበበን ዋና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ህንዲን ታሪኻዊ ርክበን ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውድታት ክጠናኸር ይግባእ – ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ mizan mekonen Dec 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ ኢትዮጵያን ህንዲን ታሪኻዊ ርክበን ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውድታት ክጠናኸር ይግባእ ኢሎም፡፡ ኣብ ኢትዮጵያ ዕላዊ ዑደት ዘካይዱ ዘለዉ ቀዳማይ ሚኒስትር ህንዲ ናሬንድራ ሞዲ ኣብ ኣኼባ 6ይ ባይቶ ወከልቲ ህዝብን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ህንዲ ዘለወን ኩለመዳያዊ ምትሕብባር ብዝበለፀ ተጠናኺሩ ክቕፅል እዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ናሬንድራ ሞዲ mizan mekonen Dec 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያን ህንዲ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ብምትሕብባር ብዝበለፀ ተጠናኺሩ ክቕፅል እዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ናሬንድራ ሞዲ፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ናሬንድራ ሞዲ ኣብ ሓባራዊ ኣኼባ 6ይ ባይቶ ወከልቲ ህዝብን 5ይ ባይቶ ፌዴሬሽንን ፌዴሪኢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዓውዲ ሎጂስቲክስ ብቑዕ ሓይሊ ሰብ ከይዲ ምፍራይ ተጠናኺሩ ክቕፅል እዩ – ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር) mizan mekonen Dec 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዓውዲ ሎጂስቲክስ ብቑዕ ሓይሊ ሰብ ከይዲ ምፍራይ ተጠናኺሩ ክቕፅል እዩ ኢሎም ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)፡፡ ኣብ ዓውዲ ሎጂስቲክስ ስልጠና ክወስዱ ዝፀንሑ ካብ ኩለን ክልላትን ምምሕዳር ከተማታትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወሳኒ ምዕራፍ ታሪኽ ምትእስሳር ኢትዮ-ህንዲ ንቕድሚት ዝቕፅል ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ነዊሕን ዓሚቕን ዝኾነ ወሳኒ ጉዕዞ ምዕራፍ ታሪኽ ምትእስሳር ኢትዮጵያን ህንዲን ንቕድሚ ዝቕፅል ኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) እዚ ዝበሉ ንቀዳማይ ሚኒስትር ህንዲ ናሬንድራ ሞዲ ትማሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮ-ህንዲ Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ህንዲን ልዕሊ ክልተ ሺሕ ዓመታት ዝተሳገረ ኩለመዳያዊ ርክብ ከምዝነበረን ዝተፈላለዩ መዛግብቲ የረድኡ። ኣብ መበል 19 ክፍለ ዘበን ጀሚሩ ድማ ብዙሓት ተወለድቲ ህንዲ ንኢትዮጵያ ናይ ናብራ ሕርያኦም ከምዝገበሩ ዝሕብሩ ብዙሓት መርአያታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ናሬንድራ ሞዲ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ሕቑፊ ዕምበባ ኣንቢሮም Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ህንዲ ናሬንድራ ሞዲ ተምሳሌ መላእ ፀለምቲ ህዝቢታት ኣብ ዝኾነ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ኣካይዶም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዑደቶም ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ሕቑፊ ዕምበባ ኣንቢሮም፡፡ ዑደት ናሬንድራ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዑደት ቀዳማይ ሚኒስትር ናሬንድራ ሞዲ – ግልጋሎት ኮሙኒኬሸን መንግስቲ Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ህንዲ ናሬንድራ ሞዲ ዑደት ኢትዮጵያ ኣብ ህንፀት ዓለም በዓልቲ ብዙሕ ዋልታ ምዃና ዘለዋ ቀንዲ ግደ ዘረጋገፀ እዩ ኢሉ ግልጋሎት ኮሙኒኬሸን መንግስቲ፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ናሬንድራ ሞዲ ኣብ ዑደቶም ኣብ ኢትዮጵያ…