ማሕበራት ሞያ ንውፅኢታዊነት ዝተረፉ ስራሕቲ ኮሚሽን ዘተ ግዲኦም ከጠናኽሩ ይግባእ- መስፍን ኣርኣያ (ፕ/ር)
ኣዲስኣበባ፣ 25 ሕዳር፣ (ኤፍ ኤም ሲ) ማሕበራት ሞያ ንውፅኢታዊነት ዝተረፉ ስራሕቲ ኮሚሽን ዘተ ግዲኦም ከጠናኽሩ ይግባእ ኢሎም ዋና ኮሚሽነርኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ መስፍን ኣርኣያ (ፕ/ር)።
እቲ ኮሚሽን "ማሕበራት ሞያ ኢትዮጵያ ንውፅኢት ሃገራዊዘተ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መድረኽ ዘተ የካይድ…