Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

December 2025

ፌስቲቫል ስፖርት ተምሃሮ ዩንቨርስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ዩንቨርስቲ ጅማ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፌስቲቫል ስፖርት ተምሃሮ ዩንቨርስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ዩንቨርስቲ ጅማ ክካየድ ኢዩ። እቲ ፌስቲቫል፥ “ስፖርት ብዙህነትን ኣፍልጦን ንምርምር” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ክካየድ። ኣብቲ ፌስቲቫል ብክልቲኦም ፆታታት ብ15ዓይነታት ስፖርት ውድድራት…

በዓል ልደት ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓለም ሎሚ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል ልደት 2025 ዓ.ም.ፈ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓለም ሎሚ ይኽበር ኣሎ። ብዙሓት ህዝብታት ዓመት መፅአ 25 ታሕሳስ ዓ.ም.ፈ. ነቲ ኣብ ዓለም ካብ ዘለዉ ፍሉጣት በዓላት ሓደ ዝዀነ በዓል ልደት እየሱስ ክርስቶስ ይፅንብሉ። ብመሰረት እዚ…

በዓል ልደት ተዛንዮም ዘብዕሉ ጃፓናውያን

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብታ ብዙሓት ክርስትያን ዘይኰኑ ሰባት ዝነብሩላ ጃፓን፥ በዓል ልደት ብኻልእ መገዲ እዩ ዝበዓል። መፃምድቲ ኣብ ክንዲ ምስ ስድራቤቶም በዓል ልደት ንበይኖም ከብዕሉ ይመርጹ። ጎደናታት ጃፓን ብመብራህቲ ልደት ይደምቁ፣ ኣብያተ መግብን ሆቴላትን…

ኣብ  ከባቢታት ቆላ ዘለና ሰፊሕ ናይ ሕርሻ መሬት ንምልማዕ ጠመተ ተዋሂቡ ይስራሕ ኣሎ-ኣይተ ኣዲሱ ኣረጋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ  ከባቢታት ቆላ ዘለና ሰፊሕ ናይ ሕርሻ መሬት ንምልማዕ ጠመተ ተዋሂቡ ይስራሕ ኣሎ ኢሎም ሚኒስትር ግብርና ኣይተ ኣዲሱ ኣረጋ። ኣይተ ኣዲሱ ኣረጋ ኣብ ክልል ሶማሌ ዞባ ሸበሌ ወረዳ በረዓኖን ጎዴን ዝተፈላለዩ ስራሕቲ ልምዓት ግብርና ዑደት…

ነበር ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሓሰን ዓሊ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ናይ መጀመሪያ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ዝነበሩ ኣይተ ሓሰን ዓሊ ደሕሪ 29 ዓመታት ናብ ሃገሮም ሎሚ ተመሊሶም። ኣይተ ሓሰን ዓሊ ምስ ስድረኦም ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ርእሰ ምምሕዳር  ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ…

መበል 90 ዓመት ምስረታ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ 15 ክሳብ 19 ጥሪ ክኽበር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 90 ዓመት ምስረታ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ 15 ክሳብ 19 ጥሪ 2018 ዓ.ም ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ክኽበር ኢዩ። ኣብቲ ሓይሊ ኣየር ኣዛዚ ቀዳማይ ምድብ ኣየርን ኣተሓባባሪ እቲ በዓልን ብ/ጄነራል ብሩክ ሰይፉ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥…

መድረኽ ዘተ ስለኢትዮጵያ ኣብ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መድረኽ ዘተ ስለኢትዮጵያ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣብ ዝርከበላ ጎባ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ረእሰ ምምሕዳር ክልል ቤኒሻንጉል ጉምዝ ኣሻድሊ ሓሰን፣ ኣማኻሪ ቀዳማይ ሚኒስትር ጉዳያት ቀርኒ ኣፍሪካ ጌታቸው ረዳን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ…

ኣብ ባህሊ ፖለቲካ ኢትዮጵያ ምትእምማን ንምህናፅ ዘተን ልዕልነት ሓሳብን ወሰንቲ ኢዮም – ዳርእስከዳር ታየ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ባህሊ ፖለቲካ ኢትዮጵያ ምትእምማን ንምህናፅ ዘተን ልዕልነት ሓሳብን ወሰንቲ ኢዮም  ኢሎም ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ተመራማሪ ዝኾኑ ዳርእስከዳር ታየ (ዶ/ር)። እቶም ተመራማሪ ምስ ፋና ፖድካስት ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ ኣብ ባህሊ ፖለቲካ…

ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ንበዓል ልደት ፈረንጂ ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንበዓል ልደት ፈረንጂ ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀደማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ መልላእ ዓለም በዓል ልደት ንዘኽብሩ ስድራታት ኢትዮጵያ…

ሰለስቲኦም ኣንፈታት ትኹረት መንግስቲ

መንግስቲ ከየዲ ህንፀፅ ሃገር ንምፅናዕን ኩለመዳያዊ ምዕባለ ንምርግጋፅ ኣብ ሰለስተ ዋና ዋና ጉዳያት ትኹረት ገይሩ እናሰርሐ ይርከብ፡፡ ዲሞክራሲ ምህናፅ፣ ትካላት ምጥንኻን ብጄራዊ ምርድዳእ ምፍጣርን፡፡ እዞም ሰለስተ ዓምዲታት ሃገራዊ ሓድነት፣ ሰላምን ምዕባለን፣ ከምኡ እውን ዜጋታት ኣብ…