ስፓርት ቡርኪና ፋሶ ንኢኳቶሪያል ጊኒ ስዒራ Gebremariam Weldegerima Dec 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብኣሰናዳእነት ሞሮኮ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ውድድር ፅዋዕ ኣፍሪካ 2025 ቡርኪና ፋሶ ንኢኳቶሪያል ጊኒ 2 ን 1 ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ። ቀትሪ ሰዓት 9:30 ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ፤ ቡርኪና ፋሶ ኣብ ተወሳኺ ደቓይቕ ኤድመንድን ታፕሶባን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስ ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ህዝቢታት ቀይሕ ባሕሪ ዓፋር ዓልየት ምጥፋእ ይፍፅም ኣሎ – ውድብ ዴሞክራሲ ቀይሕ ባሕሪ ዓፋር Gebremariam Weldegerima Dec 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስ ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ህዝቢታት ቀይሕ ባሕሪ ዓፋር ዓልየት ምጥፋእን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰልን ይፍፅም ኣሎ ኢሎም ኣቦ ወምበር ውድብ ዴሞክራሲ ቀይሕ ባሕሪ ዓፋር ኢብራሂም ሃሩን። እቶም ኣቦ ወምበር ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ ከምዝበሉዎ÷ መንግስቲ…
ስፓርት ነገሌ ኣርሲ ንወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲ ስዒራ Gebremariam Weldegerima Dec 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 11 ሰሙን ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ነገሌ ኣርሲ ንወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲን 1 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራታ። ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተኻደ ፀወታ፤ ነገሌ ኣርሲ ዝተዓወተትላ ብሕታዊት ሸቶ ኣሸብር ውሮ ብፍፁም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ዝርከብ ግዝያዊ መዕቆቢ ጣቢያ ሕፃፅ ንዝርከቡ ተመዛበልቲ ሰብኣዊ ሓገዛት ብዝምከት ዝተውሃበ መግለፂ mizan mekonen Dec 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኮሚሽን ኣመራርሓ ሓደጋ ስግኣት ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ትግራይ ዞባ ሰሜን ምዕራብ ዞባ ኣስገደ ወረዳ ሕፃፅ ኣብ ዝርከብ ግዝያዊ መዕቆቢ ጣቢያ ዝርከቡ ተመዛበልቲ ቀረብ ሰብኣዊ ሓገዝ ብዝምልከት መግለፂ ሂቡ። ኣብቲ መግለፂ መንግስቲ ኣብ ግዝያዊ…
ቴክኖሎጂ ስትራቴጂ ዲጂታል ኢትዮጵያ 2030 ውፅኢታዊ ስርዓት ምሕደራ ሓበሬታ ክህልው ክግበር እዩ – ወርቁ ጋቸና (ዶ/ር) mizan mekonen Dec 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ስትራተጂ ዲጂታል ኢትዮጵያ 2030 ውፅኢታዊ ዝኾነ ስርዓት ምሕደራ ሓበሬታ ክህልው ክግበር እዩ ኢሎም ዋና ዳይሬክተር ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያ ወርቁ ጋቸና (ዶ/ር)፡፡ ስትራቴጂ ዲጂታል ኢትዮጵያ 2030…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓፈሻዊ ምንቅስቓስ መበል 90 ዓመት መዓልቲ ምስረታ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ዘርኢ መርበብ ሓበሬታ ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Dec 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓፈሻዊ ምንቅስቓስ መበል 90 ዓመት መዓልቲ ምስረታ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ዘርኢ መርበብ ሓበሬታ ዕላዊ ኮይኑ። ሕብረተሰብ ምድላው መበል 90 ዓመት መዓልቲ ምስረታ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ብመርበብ ሓበሬታ etaf90years.com ሓፈሻዊ ሓበሬታ…
ስፓርት ኣብ ፅዋዕ ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ኣርባዕተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም Gebremariam Weldegerima Dec 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብኣሰናዳእነት ሞሮኮ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መበል 2025 ውድድር ፅዋዕ ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ኣርባዕተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም፡፡ ኣብ መጀመሪ መርሃ ግብሪ እቲ ዕለት ኣብ ምድብ ሓሙሽተ ዝርከባ ቡርኪናፋሶን ኢኳቶሪያል ጊኒን ቀት ሰዓት 9:30…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኩለ መዳያዊ ምዕባለ ንምርግጋፅ ዘዛምድ ሓበራዊ ያታ የድሊ-ኣይተ ኣደም ፋራህ Desta Dec 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኩለ መዳያዊ ምዕባለ ንምርግጋፅ ዘዛምድ ሓበራዊ ያታ የድሊ ኢሎም ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል ምትሕብባር ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣይተ ኣደም ፋራህ። ኣይተ ኣደም ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን…
ቢዝነስ ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ስምምዕነት ምትሕብባር 1 ነጥቢ 6 ቢሊየን ዶላር ከቲመን Desta Dec 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ስምምዕነት ሰነድ ምትሕብባር 1 ነጥቢ 6 ቢሊየን ዶላር ከቲመን። መንግስቲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ንልምዓት ዓውዲ ጥዕና ዘውዕል ደገፍ 1 ነጥቢ 16 ቢሊየን ዶላር ዕላዊ ገይሩ። እቲ ምትሕብባር ንሓሙሽተ ዓማውቲ ንመጠናኸሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዝደንት ኬንያ ዊልያም ሩቶ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Dec 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንሓደ መዓልቲ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ኢትዮጵያ ምስ ፕሬዝደንት ኬንያ ዊልያም ሩቶ ተዛቲዮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ ሎሚ መዓልቲ…