Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

December 2025

ኣብ ከተማ ደብረብርሃን 14 ሓደሽቲ ፋብሪካታት ናብ ስራሕ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ሪጂዮ ፖሊታንት ከተማ ምምሕዳር ደብረ ብርሃን ኣብ በጀት ዓመት 2018 ጥራሕ 14 ሓደሽቲ ፋብሪካታት ናብ ስራሕ ኣቲዮም። ብኣካቢ ብሄራዊ ካውንስል ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ኣምባሳደር ግርማ ብሩ ዝተመርሐ ጉጅለ ኣብታ ከተማ…

ማሕለኻታት ኣፍረይቲ ኢዱስትሪታት ንምፍታሕ …

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ካውንስል ኣፍረይቲ ኢዱስትሪታት ኣብ ከተማ ደብረሃን ኣፍረይቲ ኢዱስትሪታት ዝገጥኑዎም ማሕለኻታት ንምፍፍታሕ ዝዓለመ ዑደት እናካየደ ይርከብ። እቲ ዑደት ብሄራዊ ካውንስል ኣፍረይቲ ኢዱስትሪታት ኣምባሳደር ግርማ ብሩ ዝተመርሐ እንትኸውን፤…

ኣፍሪካ ብኾባኽብታ ትደምቀሉ ውድድር – ፅዋዕ ኣፍሪካ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ንኣፍሪካውያን ዝዓበየ መተኣኻኸቢ መድረኽ ዝኾነ ፅዋዕ ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ሰሜን ኣሪሪካዊት ሃገር ሞሮኮ ክጅምር ኢዩ፡፡ ብፍላይ ኣብ ዓበይቲ ሊጋት ኣውሮፓ ዝፃወቱ ኣፍሪካውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም ዝሳተፉሉ እዚ ኣህጉራዊ መድረኽ ሓደሽቲ…

ንኻልኦት ከተማታት መርኣያ ዝኾነ ልምዓት ኮሪደር ከተማ ኣዲስ ኣበባ …

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ስራሕ ልምዓት ኮሪደር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንካልኦት ከተማታት ባህሊ ስራሕ ብምቕያር ምርኣያ ምዃኑ ተረጋጊፁ እዩ። ኣብ ልምዓት ኮሪደር ከተማታት ጠመተ ዝገበረ 2ይ መድረኽ ዘተ ጉባኤ ብምትሕብባር ከተማታት ኢትዮጵያ…

ኣብ ጅግጅጋ ግልጋሎት ሓደ ማእኸል መሶብ ስራሕ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ክልል ሶማል ከተማ ጅግጅጋ ግልጋሎት ሓደ ማእኸል መሶብ ሎሚ ተመሪቑ ንኣገልግሎት ክፍቲ ኮይኑ። እቲ ኣገልግሎት ብርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማል ሙስጠፌ መሓመድን ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ካቢነ ሚኒስተራትን ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ…

ሎሚ ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሸሞንተ ፀወታታት ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ መበል 17 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ ሸሞንተ ፀወታታት ክካየድ እዩ። ቼልሲናብ ሴንት ጀምስ ፓርክ ተጓዒዛ ምስ ኒውካስል ዩናይትድ ክትገጥም እያ እዚ ድማ 9 ሰዓት 30 ክካየድ እዩ። ክልቲአን ጋንታታት ኣብዚ ሊግ…

ንዘላቒ ዕቤት ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ዝተውሃበ ትኹረት ውፅኢት የምፅእ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣማኻሪ ማክሮ ኢኮኖሚ ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣካቢ ብሄራዊ ካውንስል ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ኣምባሳደር ግርማ ብሩ ንዘላቒ ዕቤት ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ዝተውሃበ ትኹረትን ምጥንኻር ዝተዋደደ ኣሰራርሓን ጭቡጥ ውፅኢት ኣምፂኡ ኢሎም፡፡ ናይ ምድማር…

ኣብታ ከተማ ዝረኣዩ ጥሕሰታት ደምቢ ዝውሰድ ስጉምቲ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ – በዓል መዚ ምኽባር ደምቢ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ዘፈራት ዝረኣዩ ጥሕሰታት ደምቢ ዝውሰድ ስጉምቲ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ ኢሉ በዓል መዚ ምኽባር ደምቢ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ፡፡ ዋና መካየዲ ስራሕ እቲ በዓል መዚ ሻለቃ ዘሪሁን ተፈራ ንፋና ዲጂታል ከምዝበሉዎ÷ ኣዲስ ኣበባ…

ኣምባሳደር ሰላም ኮት ዲቫር ነበር ኮኾብ ተፃዋታይ ቼልሲ ዲዲየር ድሮግባ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኣፍሪካ ውሩይ ተፃዋታይ እንትኾን ነበር ኮኮብ ቼልሲ ዲዲየር ቬስ ድሮግባ ብ1978 ዓ.ም.ፈ ኣብ ኣቢጃን ኮትዲቫር ተወሊዱ። መብዛሕትኦም ዕዉታት ተፃወትቲ ፕሮፌሽናል ሂወቱ ኩዕሶ እግሪ ደንጉዩ ዝጀመረ ኣይቮሪያናዊ ዲዲየር ድሮግባ ኣብ መበል…

ርክብ ኢትዮ-ህንዲ ብስትራቴጂካዊ ሽርክና ኣብ ሓዱሽ ብራኸ  በፂሑ- ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ርክብ ኢትዮ-ህንዲ ብስትራቴጂካዊ ሽርክና ኣብ ሓዱሽ ብራኸ  በፂሑ ኢለን ሚኒስትር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር)። ቀደማይ ሚኒስትር ህንዲ ናሬንድራ ሞዲ ኣብዚ ሰሙን ምትሕብባር ክልቲአን ሃገራት ዘጠናኽር ኣብ ኢትዮጵያ…