ጥዕና ዓይነት ደምን ስርዓት ኣመጋግባን… mizan mekonen Dec 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ደም ወዲ ሰብ ኣብ ቀይሕ ደም ህዋሳት ዘለው ንጥረ ነገራት መሰረት ኤ (A) ፣ ቢ (B) ፣ ኤቢ (AB) ን ኦ (O) ተባሂሎም ኣብ ኣርባዕተ ይኽፈሉ፡፡ እንምገቦም ምግቢታት ምስሓቐቑ ብደምና ገይሩ ናብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሰውናትና ይሰራጮ፡፡ በዙይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ሓሰን ሼኽ ሞሃሙድ ዘቲዮም Desta Dec 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ፌዴራላዊ ሪፐብሊክ ሶማሊያ ሓሰን ሼኽ ሞሃሙድ ዘቲዮም። ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ንሓደ መዓልቲ ዕላዊ ዑደት ስራሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉዕዞ እስልምና ኢትዮጵያ ካብ መፈለምትኡ ክሳብ ሕዚ ዘርኢ ሙዝዬም ዘዋደደ ቢላሉል ሓበሺ… Gebremariam Weldegerima Dec 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ከባቢ መካኒሳ ዝርከብ ቢላሉል ሓበሺ ሎሚ መዓልቲ ጎብኒዮም፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ ከምዝበሉዎ÷ ቢላሉል ሓበሺ ኣካል ታሪኽ ኢትዮጵያ ዝኾነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓበራዊ ያታ ንምህናፅ ዘኽእሉ ፕላትፎርምታት ተሓንፂፆም ናብ ስራሕ ኣቲዮም – ማኒስቴር ሰላም Gebremariam Weldegerima Dec 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ከፋፈልቲ ያታታት ብምውጋድ ሓበራዊ ያታታት ንምህናፅ ዘኽእሉ ፕላትፎርምታት ተሓንፂፆም ናብ ስራሕ ኣቲዮም ኢሉ ማኒስቴር ሰላም። "ማሕበረሰብ ትምህርቲ ንሰላም" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ከተማ ኣዳማ ሃገር ለኸ ኮንፈረንስ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብ…
ቴክኖሎጂ ቲክቶክ ኣብ ኣሜሪካ ዘለዎ ዘፈር ቢዝነስ ንሰስተ ዓበይቲ ኢንቨስተራት ኣሜሪካ ንምሻጥ ተስዕሚዑ Gebremariam Weldegerima Dec 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃፀርቲ ቪዲዮታት ብምግዋሕ ዝፍለጥ መተግበሪ ቲክቶክ፤ ኣብ ኣሜሪካ ካብ ዘንፀላለዎ ሓደጋ ምእጋድ ንምድሓን ኣብታ ሃገር ዘለዎ ዘፈር ቢዝነስ ንለስተ ዓበይቲ ኢንቨስተራት ኣሜሪካ ንምሻጥ ኣብ ስምምዕነት ከምዝበፅሐ ተሓቢሩ። እቶም ዓደግቲ ድማ፤…
ቢዝነስ ሸውዓተ ሓደሽቲ ኢንዱስትሪታት ኣብ ባህርዳር ስራሕ ጀሚሮም mizan mekonen Dec 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ በጀት ዓመት 2018 ጥራሕ ሸውዓተ ሓደሽቲ ኢንዱስትሪታት ኣብ ባህርዳር ስራሕ ምጅማሮም ተሓቢሩ፡፡ ብሄራዊ ኣማኻሪ ኮሚቴ ኣፍራዩ ኢንዱስትሪ ኣብታ ከተማ ዝርከቡ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ምንቅስቃሳት ስራሕ ዑደት ይገብር ኣሎ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወዲ ሰብ ምስ ተፈጥሮ ተነፂሉ ክነብር ኣይኽእልን – ኣይተ ኩመራ ዋቅጅራ Gebremariam Weldegerima Dec 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ወዲ ሰብ ምስ ተፈጥሮ ተነፂሉ ክነብር ኣይኽእልን ኢሎም ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ሓለዋ እንስሳ ዘገዳም ኢትዮጵያ ኣይተ ኩመራ ዋቅጅራ፡፡ ኣይተ ኩመራ ዋቅጅራ ኣብ ሓለዋ ሃፍቲ ተፈጥሮ ልዕሊ 30 ዓመታት ብበዓል ሞያነትን ኣመራርሓነትን ኣገልጊሎም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትካላት ፌደራል ቀንዲ ልእኽቶ ሓሳብ ምድማር መንግስቲ ተግባራዊ ንምግባር እዩ – ተስፋዬ በልጅጌ (ዶ/ር) mizan mekonen Dec 18, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ትካላት ፌደራል ቀንዲ ልእኽቶ ሓሳብ ምድማር መንግስቲ ተግባራዊ ንምግባር እዩ ኢሎም ኣካቢ ዘፈር ኣወዳድባ ትካላት ፖለቲካ ፓርቲ ብልፅግና ፌዴራል ተስፋዬ በልጅጌ (ዶ/ር)፡፡ ንኣሰራርሓታት ኣወዳድባ ፓርቲ ብልፅግና ፌዴራል ውሽጣዊ ስርዓት…
ቢዝነስ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ንሓረስቶት ግልግሎት ልቓሕ ሕርሻ አጀሚሩ mizan mekonen Dec 18, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ንኣናእሽቱ ሓረስቶትን ዝተወደቡን ግልጋሎት ልቓሕ ሕርሻ ሎሚ አጀሚሩ። ኣብቲ ናይ ምጅማር መርሃ ግብሪ ሚኒስትር ዲኤታ መለስ መኮንን (ዶ/ር)፣ ፕሬዚዳንት ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣቤ ሳኖንን ከመኡ እውን ተወካሊን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሽማግለታት ዓዲ ንሓድነት ኢትዮጵያ ግደኦም ክዋፅኡ ይግባእ – ኣይተ መሓመድ እድሪስ mizan mekonen Dec 18, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሽማግለታት ዓዲ ንዘላቒ ህንፀት ስላምን ሓድነት ኢትዮጵያን ግደኦም ክዋፅኡ ይግባእ ኢሎም ሚኒስትር ሰላም መሓመድ እድሪስ፡፡ ሃገር ለኸ መድረኽ ዘተ ሽምግለታት ዓዲ“ማሕበራዊ ፀጋታትና ንዘላቒ ሰላምን ሃገራዊ ሓድነትን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ…