ሓምለዋይ ኣሰርን ክረምታዊ ወለንታዊ ኣገልግሎትን ናብ ትውልዲ ዝሳገሩ ሃፍቲታት ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓምለዋይ ኣሰርን ክረምታዊ ወለንታዊ ኣገልግሎትን ናብ ትውልዲ ዝሳገሩ ሃፍቲታት ኢዮም ኢለን ሚኒስትር ምክልኻል ሃገር ኣይሻ መሓመድ(ኢ/ር)ን ሚኒስትር ፍትሒ ሃና ኣርኣያ ስላሴን።
ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር፣ ፍትሒን ሰላምን ከምኡውን ተፀዋዕቲ ትካላት…