ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መድረኽ ገምጋም መዛዘሚ ፓርቲ ብልፅግና ምክያድ ጀሚሩ mizan mekonen Jul 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መድረኽ ገምጋም መዛዘሚ ፓርቲ ብልፅግና 2017 ስራሕቲ በጀት ዓመት ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ምክያድ ጀሚሩ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ዋና ቤት ፅሕፈት ሓላፊ ኣይተ ኣደም ፋራህ ከምኡ’ውን ዋና ቤት ፅሕፈት፣ ኣመራርሓ ቤት ፅሕፈት…
ስፓርት ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ናብ ናይጀርያ ኣምሪሑ mizan mekonen Jul 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣብ ውድድር ኣትሌቲክስ ትሕቲ 20 ን 18ን ዓመትን ኣትሌቲክስ ሻምፒዮን ንምስታፍ ናብ ናይጄርያ ኣቡኩታ ኣቅንዑ። ካብ 16 ክሳብ 20 ሓምለ 2025 ኣብ ናይጀርያ ኣቡኩታ ኣብ ዝካየድ ሃገራት ኣፍሪካ ትሕቲ 20ን 18…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ እዋን ቀውዒ ክሳብ ሕዚ 7 ሚሊየን ሄክታር ብዘርኢ ተሸፊኑ mizan mekonen Jul 13, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ እዋን ቀውዒ 2017/18 ክሳብ ሕዚ 7 ሚሊየን ሄክታር መሬት ብዘርኢ ተሸፊኑ ኢሉ ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ገሊፆም። ግርማ አመንቴ (ዶ/ር) ከምዝበልዎ÷ ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ኣብ ቀውዒ፣ ሓጋይን ከምኡ እውን ስራሕቲ ልምዓት መስኖ…
ስፓርት ክለባት ፍፃመ ዋንጫ ዓለም ሎሚ ፕሬዚዳንት ትራምፕ ኣብ ዝተረኸብሉ ክካየድ እዩ mizan mekonen Jul 13, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ክለባት ዋንጫ ዓለም ፈረንሳይ ፒኤስጂን እንግሊዛዊ ቼልሲን ሎሚ ምሸት ሰዓት 4 ብሃንቀውታ ትፅቢት ይግበር። ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ስታድየም ሜት ላይፍ ኣብ ዝካየድ ናይ መወዳእታ ፀወታ ክሳተፉ ትፅቢት ከምዝግበር ቢቢሲ ፀብፂቡ።…
ስፓርት ንትሕቲ 18 ክሳብ 20 ዓመት ጉጅለ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ምፍናው ተገይሩ Desta Jul 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሻምፒዮና ኣፍሪካ ንዝሳተፉ ትሕቲ 18 ክሳብ 20 ዓመት ጉጅለ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ምፍናው ተገይሩ። ኣብ ክልቲ ብርኪታት ዕድመ ኣብ ዝግበሩ ውድድራት ኢትዮጵያ ብኹሎም ፆታታት ብ28 ኣትሌታት ክትሳተፍ ኢያ። ናይ ምድላው እዋን ምንኣስን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓምለዋይ ኣሰር ፅርይቲን ዝሓሸት ኢትዮጵያን ንምህናፅ ይሕግዝ ኣሎ Desta Jul 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ፅርይቲን ዝሓሸት ኢትዮጵያን ንምህናፅ ይሕግዝ ኣሎ ኢለን ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ሓለዋ ከባቢ ለሊሴ ነሜ (ኢ/ር)። እቲ በዓል መዚ ምስ በዓል መዚ ሓለዋ ከባቢ ክልል ኦሮሚያ ብምትሕብባር ኣብ ከተማ ሸገር ተኸላ ፈልሲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃፍቲ ሰብና ቁጥብን ፍትሓዊን ብዝኾነ መገዲ ክንጥቀመሉ ይግባእ- ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር) Desta Jul 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃፍቲ ሰብና ቁጥብን ፍትሓዊን ብዝኾነ መገዲ ክንጥቀመሉ ይግባእ ክብሉ ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር)። ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር)፥ ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዞባ ወላይታ ከተማ ሻንቶ ብልዕሊ 208 ሚሊየን ብር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዕዉትነት ሓምለዋይ ኣሰር ብራኸ ኢትዮጵያ ዘርእይ ኢዩ Desta Jul 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዕዉትነት ሓምለዋይ ኣሰር ብራኸ ኢትዮጵያ ዘርእይ ኢዩ ኢሎም ሚኒስትር ግብርና ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር)፡፡ ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን እቲ ሚኒስቴር ብምትካል ምብራኽ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ከተማ ሸገር ሓምለዋይ ኣሰሮም ኣንቢሮም። እቶም ሚኒስትር፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ኣብ ፕሮጀክት ጫካ ፈልሲ ተኺሎም mizan mekonen Jul 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ሎሚ ኣብ ፕሮጀክት ጫካ ተረኺቦም መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ኣካይዶም፡፡ ፕሬዚዳንት ታዬ ዘካየድዎ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ምስ ሰራሕተኛታትን ኣመራርሓን ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ብምዃን እዩ፡፡ ሎሚ ዘበን ብምትካል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ስምዒት ዝፀረየ ኣተሓሳስባን ተግባርን ፖለቲካ ንክሰርፅ ዘኽእል ስራሕ ተኻይዱ-ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር) Desta Jul 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ ስምዒት ዝፀረየ ኣተሓሳስባን ተግባርን ፖለቲካ ንክሰርፅ ዘኽእል ስራሕቲ ኮሚኒኬሽንን ርክብ ህዝብን ተኻይዱ ኢሎም ሓላፊ ዓውዲ ርክብ ህዝብን ዓለም ለኸን ፓርቲ ብልፅግና ክብሉ ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር)። ኣብ ዋና ቤት ዕዮ ፓርቲ ብልፅግና ገምጋም…