ኣብ ሕብረት ኣፍሪካ ዝግበሩ ኩለመዳያዊ ምትሕብባር ንሰላም ልዑል እጃም ገይሮም – ፕሬዚዳንት ፑቲን
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ሕብረት ኣፍሪካን ኣብ ትሕቲ ማዕቀፍ ቀጣናዊ ትካላት ዝግበሩ ኩለመዳያዊ ምትሕብባር ንዝርግሐ ሰላም ልዑል እጃም ገይሮም ክብሉ ፕሬዚዳንት ቭላድሚር ፑቲን ገሊፆም፡፡
እቶም ፕሬዚዳንት ሕብረት ኣፍሪካ ዝተጣየሸሉ መበል 62 ዓመት ኣመልኪቶም…